Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ውድድር ፍፃመ ምዕራፍ 17 ፋና ላምሮት ቀዳም ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝሓለፉ 3 ኣዋርሕ ምስ ዝነኣዱ ተነሓናሕቲ ሓቢሩኩም ዝፀንሐ ፋና ላምሮት ምዕራፍ 17 ውድድር ፍፃመኡ ቀዳም ክካየድ ኢዩ። ናብቲ ፍፃመ ዝበፅሑ ኣርባዕተ ተወዳደርቲ (ኣብርሃም ማርልኝ፣ ሱራፌል ደረጀ፣ ናሆም ነጋሽን ጴጥሮስ ማስረሻን)ኣብቲ ዕለት…

ወይዘሮ ኣለሚቱ ኡሞድ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ብምዃን ተሸይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ህፁፅ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ ጉባኤ፥ ወይዘሮ ኣለሚቱ ኡሞድ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ብምዃን ሸይሙወን። ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ ባንቻየሁ ድንገታ፥ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ…

ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ህፁፅ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ህፁፅ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ዋና ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ ባንቻየሁ ድንገታ፥ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ንሰናይ ምምሕዳር፣ ልምዓት፣ ምርግጋፅ ፍትሒ ሓላፍነቶም ብትግሃት ክዋፅኡ ይግባእ ኢለን። ቤት…

ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ኣብ ጅቡቲ ብሚኒስትር ኢነርጂ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ኣብ ጅቡቲ ብሚኒስትር ኢነርጂ እታ ሃገር ዮኒስ አሊ ገዲ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ተዛቲዮም። ኣበረ ዘተኦም÷ ኣብ ጅቡቲ ዝርከብ ሆራይዘን ተርሚናል ንኢትዮጵያ ነዳዲ ናይ ምሃብ ኣገልግሎት ኣብ ዘጠናኽሉ ጉዳይ ትኹረት…

ሓድነት ኣብ ዘጠናኽሩ ስራሕቲ ትኹረት ከምዝግበር ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ሓድነት ኣብ ዘጠናኽሩ ስራሕቲ ትኹረት ከምዝግበር ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ አመልኪተን። ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ፣ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፣ ሓለፍቲ ስራሕ ክልልን ምምሕዳር ከተማን ኣብ ከተማ ደሴ ሓምለዋይ…

ንሃንደበታዊ ሓደጋታት ምላሽ ንመሃብ ናይ ቅልውላው እዋን ኮሙኒኬሽን ማኑዋል ይሰናዳእ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ንሃንደበታዊ ሓደጋታት ምላሽ ንመሃብ ናይ ቅልውላው እዋን ኮሙኒኬሽን ማኑዋል እናተሰናደአ ምዃኑ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ፥ ቅድሚ ሕዚ ሃንደበታዊ ሓደጋ…

መርሃ ግብሪ መጀመሪ ህንፀት ፉሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ኣዲስ ቱሞሮ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ህንፀት ፉሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ኣዲስ ቱሞሮ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ተኻይዱ። ኣብ 35 ሄክታር መሬት ምስ ኩባኒያ ቻይና "ሲሲሲሲ" ብምትሕብባር ዝህነፅ እቲ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ኣብ ውሽጢ ከተማ ሓዱሽ…

ኣገልግሎት ምሃብ ሓዱሽ ፓስፖርት ኣብ መቐለ ክጅመር እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቐለ ኣገልግሎት ሓዱሽ ፓስፖርት ብኦንላይን ምሃብ ከምዝጅምር ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ብሰንኪ ኲናት ኣገልግሎት ፓስፖርት ጠጠው ኣቢሉ ዝፀነሐ ግልጋሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኢትዮጵያ ጨንፈር ቤትፅሕፈት መቐለ÷ ካብ…

ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተጓዓዘ ዝነበረ 20 ሺሕ ሊትር ነዳዲ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተጓዓዘ ዝነበረ 20 ሺሕ ሊትሮ ነዳዲ ከምዝሓዘ በዓል መዚ ኢነርጂን ነዳዲን ኣፍሊጡ፡፡ ካብ ኣዲስ ኣበባ ጅማ በር ቶታል መዕደሊ 20 ሺሕ ሊትሮ ቤንዚን ብዘይሕጋዊ መገዲ ብምቕዳሕ ናብ ኣሶሳ እናተጓዓዘት ነበረት ሲኖትራክ ናይ…

ሪፎርም ዓውዲ ሕርሻ ውሕና ምግቢ ዘረጋግፅ ለውጢ ከምዘምፀአ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ብዝተገበረ ሪፎርም ውሕስና ምግቢ ዘረጋግፁ ጭቡጣት ስራሕቲ ጭቡጥ ለውጢ ከምዘምፅኡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ኣይተ ተመስገን “ዓሚቕ ዓቕሚ ዓውዲ ሕርሻ ንጠቐም” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሎሚ መዓልቲ ዝጀመረ ሃገር…