Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፎረም ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-ስዑድ ዓረብ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሳይንስ ሙዚየም ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ ፎረም ኣመራርሓ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ሓዊሱ ኣመራርሓ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ፣ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን፣ ሚኒስቴር ቱሪዝም፣ ኮሚሽን…
ኣብረሃም በላይ (ዶ/ር) ሰራዊትና ሃገር ካብ ምብታን ንምድሓን ኣብ ዝዋደቐሉ እዋን ፈተና እንተይበደሆም ኣገልጊሎም ኢዮም – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብረሃም በላይ (ዶ/ር) ሚኒስትር ምክልኻል እናሃለዉ ሰራዊትና ሃገር ካብ ምብታን ንምድሓን ኣብ ዝዋደቐሉ እዋን ፈተና እንተይበደሆምን ካብ ሚዛን ኢትዮጵያዊነት እንተይተዛብዑን ኣገልጊሎም ክብሉ ላዕለዋይ ኦታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል…
ም/ ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ዘሎ ምንቅስቐስ ስራሕ ብዝምልከት ዑደት ኣሳሊጦም።
ኣብ ኢንስቲትዩት ቴክኒክን ሙያን ፌዴሪኢ ዝተሳለጡ ስራሕቲ ልምዓትን ውፅኢታት ኢኖቬሽንን ርእዮም።…
ፈላማይ ጉባኤ ባዮቴክኖሎጂ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘሰናደአቶ ፈላማይ ጉባኤ ባዮቴክኖሎጂ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ባይሳ በዳዳ (ዶ/ር)፥ ኩለ መዳይ ምዕባለ ሃገር ዕላዊ ንምግባር ንሳይንስን ቴክኖሎጂን ጠመተ ሂቡ ምስራሕ ከምዘድሊ…
መሸጢ ዋጋ ኩሎም ዓይነታት ነዳዲ ብዘለዎ ከምዝቕፅል ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ፅባሕ ጀሚሩ መሸጢ ዋጋ ናይ ኩሎም ፍሪያታት ነዳዲ ብዘለዎ ክቕፅል ኢዩ ተባሂሉ።
ካብ 28 ግንቦት 2016 ዓ.ም ጀሚሩ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ሐዚ ኣብ ስራሕ ብዘለዎ ዋጋ ከምዝቕፅል ምውሳኑ ኣብ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ዝረኸብናዮ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሕጋዊ ውዕል ምዝገባ ኣካራይን ተኻራይን 1 ሰነ 2016 ዓ.ም ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሕጋዊ ውዕል ምዝገባ ኣካራይን ተኻራይን 1 ሰነ 2016 ዓ.ም ከምዝጅመር ቢሮ ምምሕዳርን ልምዓትን ኣባይቲ ኣፍሊጡ።
ኣዋጅ ቁፅፅርን ምምሕዳርን ክራይ መንበሪ ኣባይቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ፀገም ክራይ ገዛ ንምፍታሕ ከምኡወን ፈትሓዊ…
ብብርኪ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ዝፀንሐ ምፍላይ ኣጀንዳ ብዕዉት ኩነታት ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝሓለፉ 7 መዓልቲታት ብብርኪ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ዝፀንሐ ምፍላይ ኣጀንዳ ዛዕባ ዘተ ኣዲስ ኣበባ ብዕዉት ተፈልዩ ሎሚ ድሕሪ ሰዓት ከምዝተዛዘመ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ…
መመሓየሺ ኣዋጅ ምርጫ፣ ምዝገባ ፓርቲታት ፖለቲካን ስነ ምግባር ምርጫን ኢትዮጵያ ፀዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መመሓየሺ ኣዋጅ ምርጫ፣ ምዝገባ ፓርቲታት ፖለቲካን ስነ ምግባር ምርጫን ኢትዮጵያ ኣፅዲቑ።
ተፀዋዒ ሚኒስትር መንግስቲ እቲ ባይቶ ተስፋዬ በልጅጌ፥ ምምሕያሽ እቲ ኣዋጅ ብዕጥቃዊ ቃልሲ ስልጣን ንምሓዝ ዝደሊዩ ሓይሊታት ሕጋዊን…
ከንቲባ ኣዳነች ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ትካል ሲ 40 ከተማታት ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ትካል ሲ 40 ከተማታት ምስ ዝኾኑ ማርክ ዋትስ ተዛቲየን፡፡
ኣብ ሲንጋፖር ዓለም ፎረም ከተማታት እናተኻየደ ይርከብ፡፡
ምስዚ ተተሓሒዙ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…
ኢትዮጵያን ሪፐብሊክ ኮሪያን ኢኮኖሚያዊ ርክበን ብዝበለፀ ንምሕያል ቃል ኣቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሪፐብሊክ ኮሪያን ኢኮኖሚያዊን ፋይናንሳዊ ርክበን ብዝበለፀ ንምሕያል ቃል ኣቲየን።
ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ተተካኢ ምክትል ሚኒስትር ኢኮኖሚን ፋይናንስን ሪፐብሊክ ኮሪያ ኪም ባይንግ-ህዋን ዘቲዮም።
ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ፥…