Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ኣዲስ ኣበባ 779 ሺሕ ንዝኾኑ ተምሃሮ ግልጋሎት ምገባ እናተውሃበ ምዃኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ንልዕሊ 779 ሺሕ ተምሃሮ ግልጋሎት ምገባ ከምዝተውሃበ ኤጀንሲ ምገባ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣፍሊጡ፡፡
ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ወ/ሮ ሽታዬ መሃመድ ከምዝገለፀኦ÷ ኣብዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ሓገዝ…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም ይሳተፉ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ስዊዘርላንድ ዳቮስ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም ይሳተፉ ኣለዉ።
"ዳግም ምትእምማን ምህናፅ" ብዝብል ሓሳብ እናተኻየደ ዝርከብ መበል 54 ናይዚ ዓመት ጉባኤ፥…
ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሌላንድን ዝተገበረ ስምምዕነት ኩለ መዳይ ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ኢዩ – ኣምባሳደራት
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሌላንድን ዝተገበረ ስምምዕነት ኩለ መዳይ ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ኢዩ ክብሉ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘለዉ ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ገሎፆም።
እቶም ኣምባሳደራት ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ብዛዕባ እቲ ሰነድ…
ካብ ዩንቨርስቲ መውፅኢ ፈተና ዳግም ዝወስዱ ተምሃሮ ካብ 27 ጥሪ ጀሚሮም እቲ ፈተና ከምዝፍተኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2016 ዓ.ም ካብ ዩንቨርስቲ መውፅኢ ፈተና ዳግም ዝወስዱ ተምሃሮ ካብ 27 ጥሪ ጀሚሮም እቲ ፈተና ከምዝፍተኑ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ።
ካብ ዘበነ ትምህርቲ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ኩሎም ቅድመ ምረቓ ፕሮግራማት ንሕፁያት ተመረቕቲ ካብ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምፍናው ታቦትን በዓል ጥምቀትን ብሰላም ንምኸባር ዘኽእል እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምፍናው ታቦትን በዓል ጥምቀትን ብሰላም ንምኸባር ዘኽእል እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ቢሮ ምምሕዳር ፀፅታን ሰላምን ገሊፁ።
እቲ ቢሮ ኣብታ ከተማ ምስ ዘለዉ 141 ሺሕ ኣባላት ሰራዊት ሰላም ዘቲዩ።
ሓላፊት እቲ ቢሮ ሊዲያ ግርማ፥…
ኣየር ክልል ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ዝከላኸሉ ዕጥቂታት ምዕጣቕ ክንቅፅል ኢና – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣየር ክልል ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ዝከላኸሉ ዘበናዊ ናይ ውግእ ዕጥቂታት ምዕጣቕ ተጠናኺ ከምዝቕፅል ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፀም።
ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ዘበናዊ ዝኾነ ቀዳማይ ዙር ተዋጋእቲ ጀታት…
ፕሮግራም ልምዓት እዋን ህፃንነት ንምሕጋዝ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ “ፕሮግራም ልምዓት እዋን ህፃንነት“ ንምሕጋዝ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ምስ ዩኒሴፍ ከቲመን።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ “ምስ ተወካሊ ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያ ኣቡበክር…
መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ውድብ ብልፅግና ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ውድብ ብልፅግና ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ፥ ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ወድብ ኣደም ፋራህ ሓዊሱ ሓለፍቲ ቅርንጫፍ ኣብያተ ፅሕፈት ክልላት ተረኺቦም።
ኣይተ ኣደም፥ ብኣረኣእያን…
ካብ ኮማንድ ፖስት ጎጃም ቀጠና ወፍሪ ዝተቐበሉ ኣመራርሓታት ውፅኢታዊ ስራሕ ከምዝሰርሑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኮማንድ ፖስት ጎጃም ቀጠና ወፍሪ ተቐቢሎም ኣብ ወረዳታት ስራሕቲ ህዝቢ ምስ ህዝቢ እናወገኑ ዝነበሩ ኣመራርሓታት ክሳብ ሕዚ ውፅኢታዊ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ፀብፃብ ምውፋር ኣመራርሓ እቲ ዞባ ነቲ ኮማንድ ፖስት ዘቕረቡ ኣመሓዳራ ዞባ ምብራቕ ጎጃም…
ዩኒቨርስቲ ኣኽሱም ሓደሽቲ ተምሃሮ ምቕባል ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ኣኽሱም ካብ ዝተፈላለዩ ክልላት ዝመፅኡ ሓደሽቲ ተምሃሮ ምቕባል ከምዝጀመረ ተገሊፁ።
ኣማኻሪ ጉዳይ ምምሕዳርን ተምሃሮን እቲ ዩኒቨርስቲ መምህር ገብረሚካኤል ታፈረ ከምዝገለፅዎ÷ ብሚኒስቴር ትምህርቲ ካብ መላእ ኢትዮጵያ ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣኽሱም…