Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ኢትዮጵያን ቻይናን ልምዲ ዝለዋወጥሉ መድረኽ ንክሰናዳእ ዘኽእል ስምምዕነት ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ኢትዮጵያን ቻይናን ልምዲ ዝለዋወጥሉ መድረኽ ንክሰናዳእ ዘኽእል ስምምዕነት ተኻይዱ።
ኣብ መንጎ ሚኒስቴራት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያን ቻይናን ዘሎ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ተሳሊጡ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥…
ዝተዋደደ ስርዓት ምሕደራ ማሕበራዊ ውሕስና ንምዝርጋሕ ስምምዕነት ተኸቲሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መርበብ ሓበሬታ መሰረት ዝገበረ ዝተዋደደ ብሄራዊ ስርዓት ምሕደራ ማሕበራዊ ውሕስና ንምዝርጋሕ ስምምዕነት ተኸቲሙ።
እቲ ስምምዕነት÷ ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ኢንፎርሜሽንን (ኢመደኣ) ምስ ምምሕዳር ማሕበራዊ ውሕስና ሰራሕተኛታት ውልቀ ትካላትን…
ድሕንነት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ሓደጋ ንምውዳቕ ተንቀሳቒሶም ኢዮም ኣብ ልዕሊ ዝተብሃሉ ውልቀሰባት ክሲ ተመስሪቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕንነት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ሓደጋ ንምውዳቕ ተንቀሳቒሶም ኢዮም ኣብ ልዕሊ ዝተብሃሉ ውልቀሰባት ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ልደታ መጋባእያ ክሲ ተመስሪቱ።
ዓቃቢ ሕጊ ዝተወደቡን ገበን ተሻጋሪ ጉዳያትን ሚኒስቴር ፍትሒ ኣብ መዝገብ ክሲ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ልዑል ሽልማት ትራንስፖርት ቱሪዝም ተዋሂቡዎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ቦትስዋና ጋቦሮኒ ኣብ ዝተሳለጠ ፎረም ኣመራርሓ ቱሪዝም ኣፍሪካ 2024 ልዑል ሽልማት ትራንስፖርት ቱሪዝም ተዋሂቡዎ
እቲ ሽልማት ደረጅኡ ዝሓለወ ኣገልግሎት ንምንገደኛታት ብምቕራብ ኢሉውን ኣብ ዘላቕነትን ሓለዋ ከባቢ…
ግዘ መሰረት ዝገበረ ትልሚ ብምጥቃመይ ውፅኢታዊት ገይሩኒ – ተምሃሪት ሲፌኔ ተክሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዘ መሰረት ዝገበረ ትልሚ ብምጥቃመይ ውፅኢታዊት ገይሩኒ ክትብል ኣብዚ ዓመት መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ካብ 600 ነጥቢ 575 ውፅኢት ዘምፀአት ተምሃሪት ሲፌኔ ተክሉ ገሊፃ።
ተምሃሪት ሲፌኔ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብ ዝገበረቶ ፃንሒት÷…
ኣብ ትግራይ ኣብ 2016 ዓ.ም 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ተምሃሮ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ክኸቱ ከምዝተገብረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ 2016 ዓ.ም 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ተምሃሮ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ክኸቱ ከምዝተገብረ ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።
እቲ ቢሮ ኣፈፃፅማ መደባት ትምህርቲ 2016 ዓ.ምን ቀፀልቲ ኣንፈታት 2017 ዓ.ምን…
ኢትዮጵያ ካብ ዓለም ለኸ ትካል ክእለት ሰርተፊኬት ሙሉእ ኣባልነት ተቐቢላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ዓለም ለኸ ትካል ክእለት ሰርተፊኬት ሙሉእ ኣባልነት ተቐቢላ።
ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል÷ ዓለም ለኸ ትካል ክእለት ንኢትዮጵያ መረጋገፂ ምስክር ወረቐት መበል 88 ሙሉ ኣባልነት ከምዝሃባ ተዛሪበን፡፡
ኢትዮጵያ…
ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ምጥንኻር ከምእትደሊ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ምጥንኻር ከምእትደሊ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካ እቲ ሚኒስቴር ዱ ዢአዎሂ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ጉባኤ ቻይና-ኣፍሪካ መትሕብባር ክብ ንምባል ዘኽእሉ ዕድላት ከምዘርከበ…
ከይዲ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝለዓለ ብቕዓት ዘኻበቱ ሰብሞያ ንምፍራይ ዘኽአለ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከይዲ ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ሲቪል ይኹን ሃይድሮ ሜካኒካል ስራሕቲ ዝዓዘዘ ብቕዓት ዘኻዕበቱ ሰብ ሞያ ከፍሪ ከምዝኸኣለ ተገሊፁ።
ምክትል መካየዲ ስራሕ ፕሮጀክት ህንፀት እቲ ግድብ ኤፍሬም ወልደኪዳን (ኢ/ር)÷ እቲ ፕሮጀክት…
ኢትዮ ቴሌኮምን ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ብሓባር ንምስራሕ ተስዕሚዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮምን ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ተስዕሚዖም።
ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩን ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ሰላማዊት ዳዊትን ትካላተን ብሓባር ምስራሕ…