Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ምስ ካሊእ ዓለም ክወዳደሩ ዝኽእሉ ተምሃሮ ንምፍራይ ምስራሕ የድሊ – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓተ ትምህርቲ ኢትዮጵያ ተምሃሮ ምስ ካሊእ ዓለም ክወዳደሩ ዝኽእሉሉ ኮይኑ ክሕንፀፅ ከምዘለዎ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣተሓሳሲቦም። ሚኒስቴር ትምህቲ "ኣብ ስርዓተ ትምህርት እንታይ ዓይነት ትውልዲ ንህነፅ" ብዝብል ርእሲ ምስ…

ልዕሊ 2 ቢልየን ፈልሲ ቡን፣ ልዕሊ ፍርቂ ቢልየን ፍረምረን ልዕሊ 400 ሚልየን ተኽሊ ሻሂን ምድላው ተጀሚሩ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ዓመት ልዕሊ 2 ቢልየን ፈልሲ ቡን፣ ልዕሊ ፍርቂ ቢልየን ፍረምረን ልዕሊ 400 ሚልየን ተኽሊ ሻሂን ምድላው ከምዝተጀመረ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…

ትፅቢት ዝግበረሉ 4ይ ውድድር ድምፂ ናይ ተዓወትቲ ተዓዋቲ ፋና ላምሮት ኣብ ታሪኹ ብልዑል መጠን ሽልማት ፅባሕ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትፅቢት ዝግበረሉ 4ይ ውድድር ድምፂ ናይ ተዓወትቲ ተዓዋቲ ፋና ላምሮት ኣብ ታሪኹ ብልዑል መጠን ሽልማት ፅባሕ ድሮ በዓል ልደት ብቐጥታ ፈነወ ከምዝጅመር ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣፍሊጡ። እቲ ውድድር÷ ተዓወትቲ ፋና ላምሮት ምዕራፍ 13፣…

ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደራት ሰለስተ ሃገራት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደራት ብሪታንያ፣ ፈረንሳይን ሩሲያን ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ንምጥንኻረወ፣ ኣብ ዞባዊ ጉዳያት ሓሳብ ንምልውዋጥ ሓበራዊ ኣብ ዝኾኑ ጉዳያት…

ሕብረተሰብ ኣብ በዓል ልደት ሓዊን ሓይሊ ኤሌክትሪክን እንትቀም ጥንቃቐ ንኽገብር ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ቀፃሊ ሰንበት ምስ ዝኽበር በዓል ልደት ተተሓሒዙ ፍልፍላት ሓዊን ሓይሊ ኤሌክትሪክን እንትጥቀም ግቡእ ጥንቃቐ ክገብር ከምዝግባእ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋን ባርዕ ሓዊን ኣተሓሳሲቡ፡፡ ኩሎም ስራሕቲ ብተመሳሳሊ ግዘ ጎና ጎድኒ…

ኣብ ወፃኢ ንዝነብሩ 2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ኣቀባብላ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፤ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፃኢ ንዝነብሩ 2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ኣቀባብላ ይግበር ኣሎ። ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እናተገበረ ኣብ ዝርከብ ስነ ስርዓት ኣቀባብላ ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ…

ህዝቢ ኣብ ስርዓት ፍትሒ እምነት ንክህልዎ ብፅርየት ምስራሕ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ኣብ ስርዓት ፍትሒ እምነት ንክህልዎ ብፅርየት ምስራሕ ይግባእ ተባሂሉ። ኣብ ክልል ሃረሪ ክካየድ ዝቐነየ ሃገራዊ መድረኽ ዘተ መውፃእቲ ሕጊ ተዛዚሙ። ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ታገሰ ጫፎ፥ ህዝቢ ኣብ ስርዓት ፍትሒ ተቓውሞ…

መስፋሕፍሒ ፕሮጀክት ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቡልቡላ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መስፋሕፍሒ ፕሮጀክት ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቡልቡላ ተመሪቑ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣብ ዝተረኸብሉ ኢዩ ተመሪቑ ተኸፊቱ። ፋብሪካ ጨርቃ መርቂ ኣርባ ምንጭ ብመሰረት ዝገበሮ ደገፍ ከምዝተሃነፀ…

ተወከልቲ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ተወከልቲ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ዜሮ ዜሮ ኪሎ ሜትሮ ሙዝየም ዓድዋ ሓዊሱ ተሃኒፆም ግልጋሎት እናሃቡ ዝርከቡ ዓበይቲ ሰውተኮር ፕሮጀክታት ዑደት ይሮም። ድሕሪ ዑደቶም ምስ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች…

ስምምዕነት በሪ ባሕሪ ምፍራሙ ሃገራዊ ጉዕዞና ብዓወት እናደመቐ ምዃዱ ዘርኢ ኢዩ – ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በሪ ባሕሪ ንምርካብ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ምስ ሶማሊ ላንድ ምፍራሙ ሃገራዊ ጉዕዞና ብዓወት እናደመቐ ምዃዱ ዘርኢ ኢዩ ክብሉ ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ንፕሬዚዳንት ሶማሊ ላንድ ሙሴ ቢሂ ኣብዲን…