Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

መቐመጢኦም ኣዲስ ኣበበ ንዝገበሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማቲሲ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ መብርሂ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ፌዴራላዊ ዲሞክራሲያዊ ሪፐብሊክ ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ዝተፈረመ ሰነድ ስምምዕነት ብዝምልከት መቐመጢኦም ኣዲስ ኣበበ ንዝገበሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማቲሲ መብርሂ ተዋሂቡ። ሚኒስትር ኣማኻሪ ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር…

እቲ ስምምዕነት ሶማሊላንድ ካብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ሊዝ ዝሕሰብ ብፅሒት ንኽህልዋ ዘኽእል ኢዩ – ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊላንድ ዝተፈረመ ስምምዕነት ሶማሊላንድ ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብቲ ሊዝ ዝሕሰብ ብፅሒት ንኽህልዋ ዘኽእል ኢዩ ክብል ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ነቲ ሰነድ ስምምዕነት…

ኢትዮጵያ ምስ ሶማሊላንድ ዝተፈራረመቶ ስምምዕነት ዞባዊ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ከምዘጠናኽር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ሶማሊላንድ ዝተፈራረመቶ ሰነድ ስምምዕነት ኢኮኖሚያዊ ተረባሕነት ክልቲአን ሃገራት ከምዘረጋግፅን ዞባዊ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ከምዝፈጥርን ገሊፁ። ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ፥ ኢትዮጵያ ምስ ሶማሊላንድ ዝተፈራረመቶ በርበራ ወደብ…

ኢትዮጵያን ሶማሊላንድ ዝተፈራረመኦ ስምምዕነት መምርሒ ሂብካ ምቕባል ዘኽበረን ምትሕብባር ዘጠናኽርን ኢዩ – ኣምባሳደር ዲና

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሶማሊላንድ ዝተፈራረመኦ ሰነድ ስምምዕነት መምርሒ ሂብካ ምቕባል ዘኽበረን ምትሕብባር እቲ ዞባ ዘጠናኽርን ከምዝኾነ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣባል ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ርክብ ወፃኢን ሰላምን ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም። ኢትዮጵያ ካብ…

ብፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ሙሴ ቢሂ ኣብዲ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ጅግጅጋ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ሙሴ ቢሂ ኣብዲ ዝተመርሐ ልኡኽ ሎሚ መዓልቲ ናብ ከተማ ጅግጅጋ ኣቲዩ። እቲ ልኡኽ ጅግጅጋ ኣብ ዝርከብ መዕርፎ ነፈርቲ ገራድ ዊልዋል እንትበፅሕ ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድን ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ክልልን…

ኩሎም ኢትዮጵያውያን ኣብ ጉዳይ ባሕሪ ናይ ባዕሎም ኣስተዋፅኦ ክገብሩ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩሉ ኢትዮጵያዊ ዜጋ ካብ ኣፈላላይ ፖለቲካዊ ኣመለኻኽታ ብምውፃእ ብዛዕበ ጉዳይ በሪ ባሕሪ ናይ ባዕሉ ኣስተዋፅኦ ክገብር ከምዝግባእ ሚኒትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም፡፡ ላዕለዎት ኣመራርሓን ሰብ ሞያን ሚኒስቴር ማይን…

ግልጋሎት ምዘናን ፈተናን ትምህርቲ ሓዱሽ ኣሰራርሓ ናብ ስራሕ ከምዘተኣታተወ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግልጋሎት ምዘናን ፈተናን ትምህርቲ ንተገልገልቲ ሓዱሽ ኣሰራርሓ ናብ ስራሕ ከምዘተኣታተወ ኣፍሊጡ። ብመርበብ ሓበሬታ ኣቢሉ መረዳእታ ትምህርቲ ምፅራይ፣ መረዳእታ ትምህርቲ ንካልኦት ትካላት ምልኣኽ፣ ዳግም መረዳእታ ትምህርቲ ምውሳድን፣ መረዳእታ…

ብሄራዊ ማሕበረሰብ ሓቆፍ ምንቅስቓስ ኣካል ጥንካረ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)3ይ ብሄራዊ ማሕበረሰብ ሓቆፍ ምንቅስቓስ ኣካል ጥንካረ ኣብ ኩለን ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ተኻይዱ። ''ናይ ሓደ ሰዓት ምንቅስቓስ ኣካል ጥንካረ ንሚሊየናት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተኻየደ እቲ መርሃ ግብሪ÷ ሕብረተሰብ ማሕበራዊ ምትእስሳሩ…

ኢትዮጵያ ተጠቃሚት በሪ ባሕሪ ምዃና ቀጥተኛ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ንምስሓብ ዕዙዝ ኣስተዋፅኦ ኣለዎ – ምሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ተጠቃሚት በሪ ባሕሪ ምዃና ቀጥተኛ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ንምስሓብ ዕዙዝ ኣስተዋፅኦ ከምዘለዎ ምሁራን ገሊፆም። ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባ ተመራማሪን መምህርን ቁጠባዊ ሃፍቲ ዱጋሳ ሙሉጌታ (ዶ/ር)÷ ኢትዮጵያ ምስ…

ሃገር ለኸ መድረኽ ምኽክር መውፃእቲ ሕጊ ኣብ ሃረር ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ መድረኽ ምኽክር መውፃእቲ ሕጊ ኣብ ከተማ ሃረር ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ሓዊሱ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፣ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ቴዎድሮስ ምህረት፣…