Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኢትዮጵያ ብሃንደበታዊ ሕልፈት ምክትል ፕሬዚዳንት ማላዊ ዝተሰመዓ ሓዘን ገሊፃ

አዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምክትል ፕሬዚዳንት ማላዊ ሳውሎስ ቺሊማ ሓዊሱ ናይ ትሽዓተ ሰባት ህይወት ብዝቐጠፈ መስካሕኽሒ ሓደጋ ኣውሮፕላን ዝተሰመዓ መሪር ሓዘን ገሊፃ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ሓዘን በቲ ሓደጋ ህይወቶም ናይ ዝሰኣኑ ስድራቤታት፣ ዘመድ…

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ቱርኪ መዘነኦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ቱርኪ መዘነኦም ሃካን ፊዳን ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ዝተኻየደ ጎድና ጎድኒ ኣብ ሩሲያ እናተኻየደ ዝርከብ ኣኼባ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኣባል ሃገራት ብሪክስ እናተኻደ ዝርከብ፡፡ እቶም ሚኒስትራት…

ሃገራዊ መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ንምሃብ ምድላው ይግበር ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ንምሃብ ምድላው ይግበር ከምዘሎ ሚኒስቴር ትምህርቲ ገሊፁ። እቲ ፈተና ንልዕሊ 700 ሺሕ ተምሃሮ ብወረቐትን ኦን ላይንን ከምዝወሃብ ተገሊፁ። ምክትል ዳይሬክተር ኣገልግሎት ምዘናን ፈተናን ትምህርቲ ተፈራ ፈይሳ፥ እቲ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረበሉ ረቂቕ በጀት 2017 ዓ.ም ብር 971 ነጥብ 2 ቢሊየን ብዝርዝር ንኽረአ መሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዝቐረበሉ 971 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ረቂቕ በጀት 2017 ዓ.ም ብምዝታይ ብዝርዝር ንኽረአ ናብ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ፕላን፣ በጀትን ፋይናንስን መሪሑ። እቲ ባይቶ÷ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ÷ ሚኒስትር ገንዘብ…

ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ዝተመዝገበ ዓወት 7 ነጥቢ 9 ሚኢታዊ ዕቤት ከምዝምዝገብ ዘመላኽት ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓሰርተ ኣዋርሕ ኣብ ቀንዲ ቀንዲ ዓውዲታት ማክሮ ኢኮኖሚ ዝተመዝገበ ዓወት 7 ነጥቢ 9 ሚኢታዊ ዕቤት ከምዝምዝገብ ዘመላኽት ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣፈፃፅማ ናይ መወዳእታ 100 መዓልቲታት እቲ በጀት ዓመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)…

ካብ 2010 ክሳብ 2015 ዓ.ም ዝተመሓላለፉ ውሳነታት ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝሓዘ መፅሓፍ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 2010 ክሳብ 2015 ዓ.ም ዝተመሓላለፉ ውሳነታት ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝሓዘ መፅሓፍ ዕላዊ ኮይኑ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝመርሕዎ ገምጋም ኣፈፃፅማ 100 መዓልታት ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ቁልፊ ዝኾኑ ሴክተራት ብዕምቆት ብምርኣይ…

ህዝባዊ በዓላትን ኣከባብራ በዓላትን ንምውሳን ዝወፅአ ኣዋጅ ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 31 ስሩዕ ኣኼብኡ ህዝባዊ በዓላትን ኣከባብራ በዓላትን ንምውሳን ዝወፅአ ኣዋጅ ኣፅዲቑ። ህዝባዊ በዓላት ብስነ ምግባር ዝተሃንፀ ሃገር ዝፎቱ ማሕበረሰብ ንምህናፅ ኢሉ እውን ንሃገርን ህዝብን ዘለዎም…

ኣዋጅ ዕድጊትን ምምሕዳርን ንብረት መንግስቲ ፌዴራል ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ዘሳለጦ መበል 31 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣዋጅ ዕድጊትን ምምሕዳርን ንብረት መንግስቲ ፌዴራል ኣፅዲቑ። ኣብ ኣፈፃፅማ እንተጋጥሙ ዝነበሩን መበገሲ ምኽኒያት ፀገም ሰናይ ምምሕዳር ዝኾኑን ጉድለታት ኣሰራርሓ ንምእራም ዘኽእል…

ኣብ ወረዳ ስልጢ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 4 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ስልጤ ከባቢ ወረዳ ስልጢ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ኣርባዕተ ሰባት ከምዝሓለፈ ተወካሊ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እታ ወረዳ ዋና ሳጅን ኣብድረማን ረዲ ገሊፆም። ትማሊ ምሸት ከባቢ ሰዓት 3፡20 ካብ ወራቤ ናብ ኣዲስ ኣበባ እናተጉዓዘት…

ሎገምጋም 100 መዓልቲታት ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ቅድሚ ምዝዛሙ ናይ መወዳእታ ዝኾነ ገምጋም 100 መዓልቲታት ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ከምዝተጀመረ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ሎሚ መኣልቲ ንጉሆ ኣብ ዝተጀመረ ገምጋም÷ ኣፈፃፅማ ሴክተራት ከምዝግምገም እቶም…