Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተገበረ ኦፕሬሽን ልዕሊ 5 ሺሕን 536 ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተገበረ ኦፕሬሽን ልዕሊ 5 ሺሕን 536 ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ 6 ክሳብ 11 ታሕሳስ 2016…

ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ምጥያሽ ጥምረት ምትሕብባር ዝጠመተ ምኽክር ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ጥምረት ምትሕብባር ምጥያሽ ኣብ ዝከኣለሉ ቅድመ ኩነት ዝጠመተ ፈላማይ ምኽክር ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ሓላፊ ቢሮ ፍትሒ ጊዜያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ሓዱሽ ተስፋይ (ፕ/ር)÷ እቲ ክልል ኣብ ፅባሕ ኲናት ዝርከብ ምዃኑ ብምግላፅ…

2023 ዓ.ም.ፈ ሕውነት ቻይናን ኢትዮጵያን ዝተጠናኸረሉ ከምዝነበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)2023 ዓ.ም.ፈ ሕውነት ቻይናን ኢትዮጵያን ዝተጠናኸረሉ ከምዝነበረ ተገሊፁ። ኣብቲ ዓመት ርክብ ከልቲአን ሃገራት ብብዙሕ ዓውዲታት ሰትራቴጂካዊ ርክብ ዝተርኣየሉ ታሪኻዊ እዋን ነይሩ ተባሂሉ። ብዲፕሎማሲያዊ ርክበን ኣብ ህንፀት ዓቕሚ፣ ሽግግር…

ኮንትሮባንድን ዘይሕጋዊ ንግዲን ንምክልኻል ዝዓለመ መድረኽ ምልዕዓል ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮንትሮባንድን ዘይሕጋዊ ንግዲን ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ዝዓለመ መድረኽ ምልዕዓል ፀረ ኮንትሮባንድ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይሳለጥ ኣሎ። ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣብ ዘሰናደኦ መድረኽ ምልዕዓል÷ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፌደራል፣ ክልልን ምምሕዳር ከተማ ከምዝተረኸቡ…

ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም፥ ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ ንዘኽብሩ ኩሎም ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም።…

ኢትዮጵያ ብዕሊ ኣባል ብሪክስ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሓዊሱ ሓሙሽተ ሃገራት ብዕሊ ኣባል ብሪክስ ኮይነን። ኣባል ብሪክስ ዝኾና ሃገራት፥ ኢትዮጵያ ስዑዲ ዓረብ፣ ግብፂ፣ ሕቡራት ኤሚሬትስ ዓረብን ኢራንን ከምዝኾና ሲጂቲኤን ፀብፂቡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ግልጋሎት ጥዕና ንምምሕያሽ ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሴክተር ጥዕና ዘፈር ውልቀን መንግስቲን ምውዳድ ብምጥንኻር ግልጋሎት ጥዕና ንምምሕያሽ ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ወ/ሮ ፍሬህይወት ኣበበ፣ ኣመራርሓታት ፌዴሬሽን ክንክን ጥዕና…

ፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ሙሴቢሂ ኣብዲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ሙሴቢሂ ኣብዲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ÷ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ…

ዘላቒ ሰላም ንምዕሳል ኣብ ፍልጠት ዝተመሰረቱ ስራሕቲ ወሰንቲ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ

ኣዲስ ዘበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘላቒ ሰላም ንምዕሳል ኣብ ፍልጠት ዝተመሰረቱ ስራሕቲ ምውጋን ቅድሚት ትኹረት ዝወሃቦ ተግባር ከምዝኾ ሚኒስትር ዴኤታ ሰላም ኣይተ ቸሩጌታ ገነነ ገሊፆም። ስራሕቲ ህንፀት ሰላም ሚኒስቴር ሰላም ዘምፅኡዎ ለውጢታት ንምፍላጥ ኣብ ዘፅነዖ መፅናዕቲ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተዋደደ ዓቕሚ ብምድንፋዕ ኣወሃህባ ግልጋሎት ንምዝማን ዝተጀመረ ስራሕ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተዋደደ ዓቕሚ ብምድንፋዕ ኣወሃህባ ግልጋሎት ንምዝማን ዝተጀመረ ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ። ካልኣይ መዓልቱ ኣብ ዝሓዘ ስልጠና ላዕለዎት ኣመራርሓ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ "ብልፅግና ተምሳሌት ህንፀፅ ከተማ ግደ…