Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣይተ ደመቀ መኮንን ኢትዮጵያ ምስ ስፔን ዘለዋ ምትሕብባር ናብ ስትራቴጂካዊ ብርኪ ንምድንፋዕ ድሌት ከምዘለዋ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ስፔን ዘለዋ ታሪኻዊን ሰፊሕን ምትሕብባር ናብ ስትራቴጂካዊ ብርኪ ንምድንፋዕ ድሌት ከምዘለዋ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም፡፡
ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኢትዮጵያ ፃንሒት ስረሖም ዝዛዘሙ…
ቦርድ መረፃ ዘይሻራውነቱ ሓሊዩ ልኡኽትኡ ንኽፍፅም ክሰርሕ ኢየ – ወ/ሮ ሜላተወርቅ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ናፅነቱን ዘይሻራውነቱን ሓሊዩ ልኡኽትኡ ንኽፍፅም ብቖራፅነት ንምስራሕ ከምዝተዳለዋ ኣካቢት እቲ ቦርድ ብምዃን ዝተሸማ ወይዘሮ ሜላተወርቅ ሃይሉ ገሊፀን።
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 9ይ ስሩዕ ኣኼባ÷…
ኢትዮጵያ ኣብ 2ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ስደተኛታት ዕዉት ተሳትፎ ምግባራ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ስዊዘርላንድ ጄኔቫ ኣብ ዝተኻየደ መበል 2ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ስደተኛታት ዕዉት ተሳትፎ ምግባራ ግልጋሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን ገሊፁ፡፡
ኢትዮጵያ ኣብቲ ጉባኤ ዝነበራ ተሳትፎ ብዝምልከት ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ…
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ከንቲባ ከተማ ሻንጋይ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ታሕሳስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤን ልኡኸንን ምስ ከንቲባ ከተማ ሻንጋይ ጎንግ ዜንግ ተዛቲየን።
ኣብ ዘተአን ድማ ን50 ዓመታት ዝዘለቐ ዲፕሎማሲያዊ፣ ኢኮኖሚያዊን ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኢትዮ-ቻይና ብዝኾነ ይኹን ኩነታ ፀኒዑ ናብ…
ቤት ምኽሪ ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ ዕፁፅ ኣኼባ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ ዕፁፅ ኣኼባ የሳልጥ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነታት ከሕልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።
ናይ ሓደ ኣባል ቤት ምኽሪ ናይ ዘይምኽሳስ መሰል ብምዝታይ ምውሳን፣ ዝተፈላለዩ ሹመታት…
ኣብ ዝቕፅል ሰንበት ኣብ እስያ፣ ኣውስትራሊያን ኒውዝላንድን ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ምይይጥ ክግበር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እስያ፣ ኣውስትራሊያን ኒውዝላንድን ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ዝቕፅል ሰንበት 14 ታሕሳስ 2016 ዓ.ም ምይይጥ ከምዝግበር ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኣፍሊጡ።
እቲ ዘተ ብመርበብ ሓበሬታ ዝካየድ እንትኸውን÷ ብኢትዮጵያ…
ኢትዮጵያ ካብ ስደት ተመለስቲ እግሪ ንምትካል ንእትገብሮ ፃዕሪ ከምዝድግፍ ኣይኦኤም ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ስደት ተመለስቲ እግሪ ንምትካል ንእትገብሮ ፃዕሪ ከምዝድግፍ ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት(ኣይኦኤም) ገሊፁ።
ሚኒስትር ዴኤታ ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ሑሪያ ዓሊን ቺፍ ኦፍ ሚሽን ኣብ ኢትዮጵያ ኣቢባቶው ዋኔን ብሓባር ምስራሕ…
ወ/ሮ ሜላተወርቅ ሃይሉ ኣካቢት ብሔራዊ ቦርድ ምርጫ ብምዃን ተሸይመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘሳለጦ መበል ታሽዓይ ስሩዕ ጉባኤ ወ/ሮ ሜላተወርቅ ሃይሉ ኣካቢት ብሔራዊ ቦርድ ምርጫ ብምዃን ሸይሙ።
ወ/ሮ ሜላተወርቅ ሃይሉ ኣብቲ ባይቶ ብምቕራብ ቃል መሕላ ፈፂመን።
እቲ ባይቶ ነቲ ሹመት ብሓደ ድምፀ ተኣቅቦ…
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ 7 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዝዋገኦም ሓገዝ መድሓኒታትን ናውቲታት ሕክምናን ተረኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ 7 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዝዋገኦም ሓገዝ መድሓኒታትን ናውቲታት ሕክምናን ተረኪቡ።
እቲ ሓገዝ፥ ካብ ቤት ዕዮ ግልጋሎት ስደተኛታትን ተመለስቲ ስደትን (Refugee and Returnee Servic) ዝተረኸበ…
ኣብ ክልል ኣምሓራ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት 10 ሚሊየን ብር ሓገዝ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ንዘድልዮም ዜጋታት 10 ሚሊየን ብር ሓገዝ ተገይሩ።
እቲ ሓገዝ ፋውንዴሽን በላይነህ ክንዴን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ትካል ወረታ ኢንተርናሽናልን ኢዮም ገይሮምዎ።
ፋውንዴሽን ቢ ኬ ጂ 7 ነጥቢ 5 ሚሊየን…