Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ብዓውዲ ቱሪዝም ምስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ዝስርሑ ስራሕቲ ጠመተ ዝገበረ ዘተ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚንስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ቱሪዝም ሌንሳ መኮንን ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰው ዘቲየን።
እቲ ዘተ ብዓውዲ ቱሪዝም ምስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ዝስርሑ ስራሕቲ ጠመተ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ።
ፍሰት ሃወፅቲ ክብ…
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኩሓ ንልዕሊ 1 ሺሕ ወገናት ነፃ ሕክምና ሞራ ዓይኒ ይህብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኩሓ ንልዕሊ 1 ሺሕ ወገናት ነፃ ሕክምና ሞራ ዓይኒ ይህብ ከምዘሎ ተገሊፁ።
እቲ ሆስፒታል ምስ ሂማልያን ካትራክት ዝተብሃለ ዓለም ለኻዊ ገባሪ ሰናይ ብምትሕብባር ኢዩ ነቲ ሕክምና ዝህብ ዘሎ።
ብመሰረት እዚ ካብ 10 ክሳብ 16…
ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ።
ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ቡዜና ኣልከድር ኣጀንዳታት እቲ ጉባኤ ገሊፀን።
ብመሰረት እዚ፥ ምፅዳቕ ቃለ ጉባኤ፣ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ዝህብኡ መብርሂ ምድማፅ፣ ኣብ…
ፖሊስ ዩኒቨርሲቲ ምስ ብሄራዊ ዩኒቨርሲቲ ፎረንሲክ ሳይንስ ህንዲ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ዩኒቨርሲቲ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ዩኒቨርሲቲ ፎረንሲክ ሳይንስ ህንዲ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ።
ምክትል ፕሬዚዳንት ትምህርቲ ፖሊስ ዩኒቨርሲቲ ኢትዮጵያ ምክትል ኮሚሽነር ተሻለ ተሾመ÷ እቲ ስምምዕነት ኣብ ጉዳያት…
ልዕሊ 28 ሺሕ ናይ ሕሶት ዶላር ኣሜሪካ ብመሓዝ እናተንቀሳቐሰ ዝተረኸበ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 28 ሺሕ ናይ ሕሶት ዶላር ኣሜሪካ ብመሓዝ እናተንቀሳቐሰ ዝተረኸበ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ብምውዓል ምርመራ እናተገበረሉ ከምዝርከብ መምርሒ ፖሊስ ክፍለ ከተማ ቦሌ ኣፍሊጡ።
ተጠርጣሪ ብሰሌዳ ቁፅሪ ኮድ 2- C 32496 ኣ/ኣ ኣብ ዝኾነት…
ኣባላት ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሙዚዬምን ዜሮ ኪሎ ሜትሮ ዓድዋ ዑደት ግይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከይዲ ህንፀት ፕሮጀክት ሙዚዬምን ዜሮ ኪሎ ሜትሮ ዓድዋ ተዘዋዊሮም ተዓዚቦም።
ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ÷ “ሙዚዬም ዓድዋ ታሪኻዊ ትሕዝቱኡ ብዝሓለወ መልክዑ ብፅሬትን ብቕልጣፈን ልዕሊ ፕሮጀክት ታሪኽና ኣብ…
መበል ራብዓይ ዙር ስልጠና ኣመራርሓታት ኣብ ዝተፈላለዩ ማእኸላት ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ''ከዕዳ ወደ ምንዳ'' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተዳለወ ስልጠና ኣመራርሓ መንግስቲ መበል ራብዓይ ዙር ኣብ ዝተፈላለዩ ማእኸላት ተጀሚሩ።
ኣብቲ ስልጠና ካብ ኩሎም ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ዝተውፃእፅኡ ኣመራርሓ ይሳተፉ ኣለዉ።
እቲ ስልጠና…
ኢትዮጵያ ናይ ኣውሮፕላን ነዳዲ ንምምፍራይ ዘኽእላ ሓገዝ ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘላቕነት ዘለዎ ኣማራፂ ናይ ኣውሮፕላን ነዳዲ ንምምፍራይ ዘኽእላ ሓገዝ ረኺባ።
እቲ ሓገዝ ዝተኸበ ኣብ ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል አቪዬሽን ካብ ስሩዕ ነዳዲ ናብ ተፈጥሮ ተኮር ነዳዲ ብዘላቕነትት ንምስጋርን ምልቃቕ በከልቲ ጋዛት ኣቪዬሽን ከም…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ 3ይ ፎረም ባህሊ ሰላም ፓን ኣፍሪካ ተሳቲፈን
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣንጎላ ኣብ ዝተኻየደ 3ይ ፎረም ባህሊ ሰላም ፓን ኣፍሪካ ተሳቲፈን።
እቲ ፎረም ሕብረት ኣፍሪካን ኣንጎላ ምስ ትካል ሕቡራት መንግስታት ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን (ዩኔስኮ) ብምትሕብባር ዝተሰናደአ ኢዩ።…
ኢትዮጵያ ብሃፍቲ ዕደና ዝተዓደለት ትነኣድ ሃገር ኢያ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብሃፍቲ ዕደና ዝተዓደለት ትነኣድ ሃገር ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልላትን፣ ኣብ ዓውዲ ዕደና ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ፣ ዲፕሎማታትን…