Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ክልል ኦሮሚያ ፀገማት ብምፍታሕ ንሰላምን ሕውነትን ከምዝሰርሕ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ክልል ኦሮሚያ ፀገማት ብምፍታሕ ንሃገራዊ ሰላምን ህብረብሄራዊ ሕውነትን ከምዝሰርሕ ኣብቲ ፓርቲ ሓላፊ ህንፀት ዓቕሚ ዘፈር ፖለቲካ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኦሮሚያ ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ገሊፆም።
እቲ ፓርቲ ካብ ህዝቢ ንዝተልዓሉ…
ንፈተናታት እንተይተምበርከኽና ዝጀመርነናዮ ጉዕዞ ኣብ ጫፍ ንምብፃሕ ብትግሃት ምግልጋልና ክንቅፅል ኢና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንፈተናታት እንተይተምበርከኽና ዝጀመርነናዮ ጉዕዞ ኣብ ጫፍ ንምብፃሕ ብትግሃት ምግልጋልና ክንቅፅል ኢና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን÷ “ዕዉት ጉዕዞ ለውጢ ዝተጀመረሉ 6ይ…
ኣብ ከተማ ሙከ ጡሪ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ከተማ ሙከ ጡሪ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ።
እቲ ሰልፊ፥ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ዝመፅኡ ማሕበራዊፖለቲካዊን ኢኮኖሚያዊን ውፅኢታት ነምድጋፍ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ሰላም ንኹሉ ኩሉ ንሰላም! ብምዝታይን…
ኣብ ዞባ ምብራቕ ባሌ ከተማ ሮቤ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፍ ተኻዱ
ኣዲስ ኣበባ፤ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ባሌ ከተማ ሮቤ ለውጢ ዝድግፍ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዘሳተፈ ህዝባዊ ሰልፍ ተኻዱ።
ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታትን ከተማታትን ክልል ኦሮሚያ “ንሰላምና ዘብዒ ክንከውን ኢና! ለውጢ ክፀንዕ ክንገብር ኢና!” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…
ግድብ ህዳሰ ሃገራዊ ሃፍቲ ምፍጣር ዘኽእል ቀንዲ ተግባር ኢዩ-ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ(ዶ/ር ኢ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግድብ ህዳሰ ዘድሊ መሰረት ኢነርጂ ብምህናፅ ምዕባለ፣ ዕብየትን ሃገራዊ ሃፍቲን ምፍጣር ዘኽእል ቀንዲ ተግባር ኢዩ ክብሉ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ(ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም።
መበል 13 ዓመት እምነ ኩርናዕ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ…
ነበርቲ ዞባ ሆሮ ጉዱሩ ወለጋ ሰልፊ ድጋፍ የካይዱ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሆሮ ጉዱሩ ወለጋ ብለውጢ ዝተረኸቡ ውፅታት ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ የካይዱ ኣለዉ።
ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታትን ከተማታትን ክልል ኦሮሚያ “ንሰላምና ዘብዒ ክንከውን ኢና! ለውጢ ክፀንዕ ክንገብር ኢና!” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ህዝባዊ ሰልፊ…
ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ከተማ ማያ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ለውጢ ዝመፅአሉ መበል ሻድሻይ ዓመት ዝጠመተ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ከተማ ማያ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ ሰልፊ፥ “ብምክብባርን ምድምማፅን ሰላም ክነቐፅል ኢና”፣ ዓወትና ክንሕሉ ኢና፣ ንቐፃሊ ዓወት ብሓባር ክንሰርሕ…
ኣብ ከተማ ጅማን ኣጋሮን ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ለውጢ ዝመፅአሉ መበል ሻድሻይ ዓመት ዝጠመተ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ጅማን ኣጋሮን ይካየድ ኣሎ።
እቲ ሰልፊ፥ “ንሰላምና ዘብዒ ክንከውን ኢና ለውጢ ክነቐፅል ኢና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ።
ነበርቲ እተን…
ብለውጢ ዝተረኸቡ ውፅኢታት ክቕፅሉ ንምግባር ዝዓለመ ሰላማዊ ሰልፍ ኣብ ዞባ ኣርሲ ከተማ ኣሰላ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብለውጢ ዝተረኸቡ ውፅኢታት ክቕፅሉ ንምግባር ዝዓለመ ሰላማዊ ሰልፍ ኣብ ዞባ ኣርሲ ከተማ ኣሰላ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ ሰልፊ ድጋፍ ዝተፈላለዩ መልእኽቲታት ዝተመሓላለፉ እንትኾኑ፥ ካብ ሞንጎ እዚኣቶም ድማ “ዓወትና ክንሕሉ ኢና ንቀፃሊዓወት ብሓባር…
ኣብ ከተማ ሆለታ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ለውጢ ዝመፅአሉ መበል ሻድሻይ ዓመት ዝጠመተ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ሆለታ ይካየድ ኣሎ።
እቲ ሰልፊ፥ “ንሰላምና ዘብዒ ክንከውን ኢና ለውጢ ክነቐፅል ኢና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ።
ኣብቲ ሰልፊ፥ “ሰላም…