Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መርሃ ግብሪ ምፅዳቕ ስትራቴጂ ብሄራዊ ኣገልግሎት ድጋፍ ነፃ ሕጊ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰንኪ ሕፅረት ዓቕሚ ኣገልግሎት ሕጊ ምርካብ ንዘይኽእሉ ዜጋታት ተረባሒ ዝገብር መርሃ ግብሪ ምፅዳቕ ስትራቴጂ ብሄራዊ ኣገልግሎት ድጋፍ ነፃ ሕጊ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣለምኣንተ ኣግደው፣ ሚኒስትር ዴኤታ…
ኣብ ክልል ትግራይ ምዕዳል ዛንዜራን ነፀጋ ኬሚካልን እናተኻየደ ምዃኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሕማም ዓሶ ንምክልኻል ኣብ 46 ወረዳታት ምዕዳል ዛንዜራን ነፀጋ ኬሚካልን እናተኻየደ ምዃኑ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
በዓል ሞያ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማም ዓሶ እቲ ቢሮ ኣይተ ገብረመድህን ክንፉ…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምስ ልኡኽ ኮሪያ ኣብ ዝሰርሐሎም ጉዳያት ዘተ ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምስ ልኡኽ ኮሪያ ኣብ ቀፃሊ ኣብ ዝሰርሐሎም ዝርዝር ጉዳያት ዘተ ኣካይዱ።
ብሊ ሄኢሲኦክ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኮሪያ ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ተፀዋዒ ሓጋዚ መንግስቲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምህረቱ ሻንቆ (ረ/ፕ) ተዛቲዮም፡፡
ኣብ…
ፖሊሲ ዳያስፖራ ንምምሕያሽ ዘኽእል መፅናዕቲ ከምዝካየድ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ንዝሓለፉ 10 ዓመታት ኣብ ስራሕ ዝነበረ ፖሊሲ ዳያስፖራ ንምምሕያሽ ዘኽእል መፅናዕቲ ከምዝካየድ ገሊፁ።
ነዚ ጠሚቶም ዝካየዱ ዘለዉ መፅናዕቲታት ዘድሃበ ዘተ ተሳሊጡ።
ኣገልግሎት ዳያስፖራ ምስ ዩኒቨርሲቲታት ጅማ፣…
ብብርኪ ሃገር 20 ነጥቢ 7 ሚሊየን መምሀሪ መፃሕፍቲ ክሕተሙ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ብብርኪ ሃገር ዝተፈጠረ ሕፅረት ንምቕራፍ 20 ነጥቢ 7 ሚሊየን መምሀሪ መፃሕፍቲ ንምሕታም ትእዛዝ ከምዝተውሃበ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)፥ እቲ ስራሕቲ ሕትመት ክሳብ ሐዚ ዝደንጎየ ምስ ትግበራ ሓዱሽ…
ንኣወዳድባ ክልል ዝተውሃበ ጠመተ መርኣያ ሕቶ ህዝቢ ናይ ምምላስ ቁርፀኝነት ኢዩ- ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልፅግና ፓርቲ ንኣወዳድባ ክልል ዝሃቦ ጠመተ መርኣያ ሕቶ ህዝቢ ናይ ምምላስ ቁርፀኝነት ኢዩ ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ወድብ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም።
ኣብ መርሃ ግብሪ ምስረታን ምምስጋንን ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዝተረኸቡ ኣይተ ኣደም፥…
ፅርየት ትምህርቲ ንምርግጋፅ ዝተጀመረ ፃዕሪ ናብ ድሕሪት ዘይምለስን ብቑርፀኝነት ዝስረሐሉን ዛዕባ ኢዩ- ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 2016 ዓ.ም ፅርየት ትምህርቲ ንምርግጋፅ ዘኽእሉ ውፅኢታዊ ስራሕቲ ከምዝተፈፀሙ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም።
ኣፈፃፅማ መደባት ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 2016 ዓ.ም ቀዳማይ ሚኒስትር…
ኣብ ዳግመ ህንፀት ትግራይ ንምሕጋዝ ትኹረት ተዋሂቡ ይሰርሕ ኣሎ-መንግስቲ ኣየርላንድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣምባሳደር ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ኒኮላ በርነን ዘቲዮም።
ኣይተ ጌታቸው ኣብቲ ዘተ፥ ህዝቢ ትግራይ ካብቲ ሐዚ ዘለዎ ፀገም ንክወፅእ፣ ናብ ሰላምን ልምዓትን ንክምለስን…
ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሉእላውነት ኢትዮጵያ ናይ ምሕላው ልኡኹ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ- ሜ/ጄ ተሾመ ገመቹ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሉእላውነት ኢትዮጵያ ናይ ምሕላው ልኡኹ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ርክብ ወፃኢን ወተሃደራዊ ምትሕብባርን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሜ/ጄ ተሾመ ገመቹ ገሊፆም።
ኢትዮጵያ ንጎረባብቲ ሃገራትን ቀጣናዊ ሰላምን…
96 ዜጋታት ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ናይ መንበሪ ፍቓድ ዘይነበሮም 96 ዜጋታት ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ኣብ ቀፃሊ እውን 89 ዜጋታት ናብ ሃገሮም ዝምለስሉ መርሃ ግብሪ በረራ ፅባሕ ከምዝሳለጥ ኣብ ቤይሩት ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄነራል…