Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ከተማ ሸገር ክፍለ ከተማ ኮዬ ፈጬ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሸገር ክፍለ ከተማ ኮዬ ፈጬ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዝተውፃእፅኡ ነበርቲ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ የካየዱ ኣሎዉ።
እቶም ተሳተፍቲ፥ ኣብ ፅባሕ ለውጢ ዝተረኸቡ ጭቡጣት ለውጥታት ኣብ መልእኽቶም ብምዝርዛር ቀፃሊ…
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብለውጢ ዝተረኸቡ ውፅኢታት ንኽቕፅሉ ዝዓለመ ሰላማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ “ንሰላምና ዘብዒ ክንከውን ኢና እቲ ለውጢ ክፀንዕ ክንገብር ኢና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሰላማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ።
ኣብ ኩለን ዞባታ እቲ ክልል ድሕሪ ለውጢ ዝተረኸቡ ውፅኢታት ክቕፅሉ ንምግባር ዝዓለመ ሰላማዊ ሰልፊ እናተኻደ…
ንልምዓት ሕርሻ ኣኸዛ ዘድሊ ዘበናዊ ዱኽዒ ሙሉእ ብሙሉእ ምቕራቡ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንልምዓት ሕርሻ ኣኸዛ ዘድሊ 469 ሺሕን 80 ነጥቢ 84 ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ሙሉእ ብሙሉእ ምቕራቡ ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ።
ንዘበነ ምህርቲ 2016/17 ዝኸውን 19 ነጥቢ 4 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ከምዝዕደግን ካብ መንጎ እዚ ድማ…
ኢትዮ ቴሌኮም ስማርት መምሀሪ ክፍሊታት ንምቕራብ ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ክልል ኦሮሚያ ተፈራሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮምን ቢሮ ትምህርቲ ክልል ኦሮሚያን ስማርት መምሀሪ ክፍሊታት ንምቕራብ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም።
እቲ ስምምዕነት ስማርት መምሃሪ ክፍሊታት ኣብ ዝተመረፃ 8 ወረዳታት እቲ ክልል ኣዳሪ ኣቢያ ትምህርቲን 33 ፍሉያት ኣቢያተ…
ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኩርዓትን መርኣያ ይከኣልን ኩሎም ኢትዮጵያዊያን ኢዩ-መንግስቲ
ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኩርዓትን መርኣያ ይከኣልን ኩሎም ኢትዮጵያዊያን ኢዩ-መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኩርዓትን መርኣያ ይከኣልን ኩሎም ኢትዮጵያዊያን ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፅኦ…
እቲ ለውጢ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ብልዑል ዝላ ናብ መወዳእታ ምዕራፍ ክበፅሕ ከምዝገበሮ ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ለውጢ መንግስቲ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝነበሩዎ ማሕለኻታት መስተኻኸሊ ብምግባር ህንፀቱ ብልዑል ዝላ ናብ መወዳእታ ምዕራፍ ንኽሳገር ከምዝገበረ ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም።
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካን መራሒ ዋና…
48 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ብኮንትሮባንድ ዝዘዋወሩ ዝነበሩ መሳርሕታት ኮንስትራክሽን ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)48 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ብኮንትሮባንድ ዝዘዋወሩ ዝነበሩ መሳርሕታት ኮንስትራክሽን ተታሒዞም።
እቶም መሳርሒታት ኣብ ቤት ፅሕፈት ቅርንጫፍ ጉምሩክ ሃዋሳ ከምዝተትሓዙ ኣብ ኮሚሽን ጉምሩክ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
ክልተ ተጠርጠርቲ እውን…
ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ዝተፈላለዩ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ዛምስ ዝተፈላለዩ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላፉዎ መልክእኽቲ÷ ቀዳማይ ዕላማና ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ዝተወገኑ ተግባራት…
ዳይሬክተር ምትሕብባር ልምዓት ውሕመ ኣብ ኣፍሪካ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክተር ምትሕብባር ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኣፍሪካ ያኩብ ኣል ሂሎን መተሓባበሪ ሓጋዚ ፀሓፊ እቲ ትካል ራሚዝ ኣላክባሮቭ (ዶ/ር)ን ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ገይሮም።
ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ፓርክታት ኢንዱስትሪ…
ብመስኖ ካብ ዝለምዐ ዝራእቲ ስርናይ ልዕሊ 50 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ተኣኪቡ – ሚኒስቴር ሕርሻ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመስኖ ካብ ዝለምዐ ዝራእቲ ስርናይ 50 ሚሊየን 864 ሺሕ 516 ኩንታል ፍርያት ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ።
ብልምዓት መስኖ ስርናይ 3 ሚሊየን ሄክታር ብምሕራስ 120 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ንምርካብ ተሓሲቡ እናተሰርሐ ምዃኑ ዝገለፀ…