Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቴሌኮም ሳፋሪኮም ኣብ ትግራይ ዝርገሐ ኔትዎርክ ንምጅማር ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቴሌኮም ሳፋሪኮም ኣብ ትግራይ ዝርገሐ ኔትዎርክ ንምጅማር ኣብ ዘኽእሎ ጉዳይ ጠሚቱ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ተዛቲዩ።
ኣብ ኢትዮጲያ ግልጋሎት ቴሌኮም ናይ ምሃብ ፍቓድ ረኪቡ ናብ ተግባር ዝተሰጋገረ…
ኢትዮጵያን ኣሜሪካ ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባረን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኢርቪን ማሲንጋ ተዛቲዮም፡፡
ኣብ ዘተኦም ድማ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ዘለወን ክልተኣዊ ርክብ ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝኽእላሉ ዛዕባታት ትኹረት ገይሮም፡፡
ብፍላይ እተን ሃገራት…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 41 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት ተዛቲዮም።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ነቶም ፕሬዚዳንት ኣብፂሖም።…
ኢትዮጵያን ኖርዌይን ኣብ ምምሕዳር ልምዓት ደኒ ብሓባር ንምስራሕ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ኖርዌይ ኣብ ኢትዮጵያ ስቲያን ክሪስተንሰን ተዛቲዮም፡፡
ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኢትዮጵያን ኖርዌይን ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዘለዎም ምትሕብባር ብዝበለፀ ምጥንካር ኣብ ዝኽእላሉ ጉዳያት ተመያይጦም፡፡…
ኣምባሳደር ፍፁም ኣረጋ ምስ ኣባላት ቦርድ ኮሙዩኒቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኦታዋ ተዛተዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ካናዳ ፍፁም ኣረጋ ምስ ኣባላት ቦርድ ኮሙዩኒቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኦታዋ ተዛቲዮም።
እቶም ኣምባሳደር ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ምስቶም ኣባላት ቦርድ ከምዝተዛተዩን ብምግላፅ፣ እቶም ኣባላት ኣብ ፀገም…
ከንቲባ ከተማ ቹንቾን ኣብ መናእሰይን ተምሃሮን ምስ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብሓባር ከምዝሰርሑ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ደቡብ ኮሪያዊት ከተማ ቹንቾን ዮክ ቶንግ ሃን ርክብ ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ብዘጠናኽር መልክዑ ኣብ መናእሰይን ተምሃሮን ምስ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብሓባር ከምዝሰርሑ ገሊፆም።
መበል 20 ዓመት በዓል ሕውነት ከተማታት ኣዲስ ኣበባን…
ወ/ሮ ሰመሪታ ምስ ሓለፍቲ ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው ምስ ሚኒስትር ኣማኻሪ ንግዲን ኢኮኖሚን ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ያንግ ይሃንግ ተዛቲየን።
ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ቀፃሊ ምትሕብባር ኢኮኖሚያዊ ልምዓትን ሓገዝ ልምዓትን ክልቲአን ሃገራት ትኹረት ዝገበረ…
ከንቲባ ከተማ ቹንቾን ዶጊ ሃን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ማእኸል መሰንከቲ እንጀራ ጎብኒዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ደቡብ ኮሪያዊት ከተማ ቹንቾን ዶጊ ሃን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ዝርከብ ማእኸል መሰንከቲ እንጀራ ጎብኒዮም።
ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 90 መዓልቲታት ካብ ዝተሃነፁ ፕሮጀክታት ሓደ ዝኾነ እቲ ማእኸል÷ ሚያዝያ…
ዓመታዊ ጉባኤ ዓውዲ ጥዕና ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)‘ጥንኩር ፋይናንስ ጥዕና ንዘላቒ ልምዓት ጥዕና’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መበል 25 ዓመታዊ ጉባኤ ዘፈር ጥዕና ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ።
እቲ ጉባኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብ ክልል ኦሮሚያን ከተማ ሸገር ዝተፈላለዩ ትካላት ጥዕና ኣወሃህባ ግልጋሎት ጥዕና…
100 ጀመርቲ ትካላት ቴክኖሎጂ ብምድጋፍ ንልዕሊ 56 ሺሕ ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ከምዝተሃቀነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ሰለስተ ዓመታት ኣብ ዓውዲ ኢ-ኮሜርስ ዝተዋፈሩ 100 ጀመርቲ ትካላት ቴክኖሎጂ ብምድጋፍ ንልዕሊ 56 ሺሕ ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ከምዝተሃቀነ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ፡፡
ኢ-ኮሜርስ መሰረት ብምግባር ኣብ ንግዲ ዝተዋፈሩ…