Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ንኣሰናዳእቲ ቴኣትር ናፃ ሰዓት ኣየር ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ንኣሰናዳእቲ ቴኣትር ናፃ ሰዓት ኣየር ሂቡ።
እቲ ናፃ ሰዓት ኣየር ንሓደ ዓመት ዝፀንሕ ኢዩ ተባሂሉ።
ምልክታታት ቴሌቭዥንን ሬዲዮን ብናፃ ንኹሎም ኣሰናዳእቲ ቴኣትር ኢዩ ተዋሂቡ።
ስነ ስርዓት ምንባር ክታም…
ርከብ ኢትዮጵያን ግሪክን ብዝበለፀ ክብ ንምባል ኣብ ዘኽእሉ ኩነታት ልዝብ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርከብ ኢትዮጵያን ግሪክን ብዝበለፀ ክብ ንምባል ኣብ ዘኽእሉ ኩነታት ልዝብ ተሳሊጡ።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደር ግሪክ ኣብ ኢትዮጵያ ኣና ፋሩ ዘቲዮም።
ኣምባሳደር ምስጋኑ፥ ታሪኻዊ ርክብ…
ስሩዕ ኣኼባ ምልዓተ ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስሩዕ ኣኼባ ምልዓተ ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ስሩዕ ኣኼቡኡ ከምዝዛመ ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ጉባኤ ብዛዕባ እታ ቤተክርስቲያን መንፈሳዊ፣ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ጉዳያታት እቲ ቅዱስ ሲኖዶስ ውሳነ ምሕላፉ ገሊፁ።…
ብዓውዲ ሆልቲካልቸር 741 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ንምርካብ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2016 ዓ.ም ብዓውዲ ሆልቲካልቸር 741 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ንምርካብ ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)፥ ናይ ሆልቲካልቸር ኢንቨስትመንት ስርዓተ ምግቢ ውሕስና ካብ ምርግጋፅ…
ካብ 80 ክሳብ 90 ሚኢታዊ ዝኸውን መጥቃዕቲ ሳይበር ብሕፅረት ግንዛበ ተጠቀምቲ ዘጋጥም ከምዝኾነ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ድሕንነት ሳይበር ካብ ዝበፅሑ መጥቃዕቲታት ካብ 80 ክሳብ 90 ሚኢታዊ ዝኸውን መጥቃዕቲ ሳይበር ብሕፅረት ግንዛበ ተጠቀምቲ ዘጋጥም ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡
ሳልሳይ ሰሙን ዝሓዘ 4ይ ሃገር ለኸ ወርሒ ድሕንነት ሳይበር ይኽበር ኣሎ፡፡
ኣብቲ…
ፍርያታት ውሽጢ ሃገር ተወዳደርቲ ንኽኾኑ ክስራሕ ከምዝግባእ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ ጥቅምት 19፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍርያታት ውሽጢ ሃገር ፅሬቶም ብምርግጋፅ ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ፍርያታት ተኪኦም ተወዳደርቲ ንኽኾኑ ክስራሕ ከምዝግባእ ተሓቢሩ።
ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣብ ስትራቴጅ ሰነድ ተካእቲ ፍርያታት ብምጥማት ምስ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ መዳርግቲ ኣካላትን…
ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ልኡኽ ኣሜሪካ ይዝትዩ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ጉጅለ ልኡኽ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ይዝትዩ ኣለዉ።
እቲ ዘተ፥ ኣብ ምዕባለ ውዕል ሰላም ፕሪቶሪያ፣ ኩነታት ሰብኣዊ ሓገዝን ካልኦት ተዛመድቲ ዛዕባታትን ዝጠመተ ከምዝኾነ…
ኢትዮጵያ ንመበል 100 ዓመት መዓልቲ ምስረታ ቱርኪ መልእኽ እንንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መበል 100 ዓመት በዓል መዓልቲ ምስረታ ቱርኪ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፋ።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ÷ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ቱርኪ ንኢትዮጵያ ንዘርአየቶ ጥንኩር ምሕዝነት ናእድኡ…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 3 ሰራተሕተኛታት ንሕልፈት ዘቃለዐ ህንፃ ሪል ስቴት ህንፀቱ ጠጠው ክብል ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሃለፈ ዓርቢ ኣብ ስራሕቲ ህንፀት ሪል ስቴት ዝነበሩ ሰለስተ ሰራተሕተኛታት ህይወቶም ምሕላፉ ስዒቡ ህንፀት እቲ ህንፃ ጠጠው ክብል ከምዝተገበረ በዓል መዚ ቁፅፅርን ፍቓድን ህንፀት እታ ከተማ ኣፍሊጡ፡፡
ም/ዋና…
ሕክምና ካንሰር ህፃናት ብ8 ሳተላይት ክሊኒካት ተበፃሒ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕክምና ካንሰር ህፃናት ኣብ ኣርባዕተ ክልላት ዝርከባ 8 ሳተላይት ክሊኒካት ተበፃሒ ንምግባር እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ፡፡
ሕክምና ካንሰር ተበፃሒ ንምግባር ሳተላይት ክሊኒካት ኣብ ምውዳብ ዘድሀበ መድረኽ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅማ…