Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ክልል ትግራይ ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)11 ተፀዋዕቲ ትካላት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ክልል ትግራይ ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ ኣጀሚረን፡፡
ኣማኻሪ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ቀነዓ ያደታ (ዶ/ር) ከምኡ እውን ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ…
ሃገራዊ ኮንፈረንስ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮንፈረንስ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ኮንፈረንስ፥ “ሚዲያታትን ንዘላቒ ሰላምና” ዘብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ።
ሚኒስቴር ሰላም ምስ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ብምትሕበባር ኣብ ዘዳለውዎ እቲ…
ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ደምቢ ስርዓት ኣሰራርሓ ጉባኤ መፃረዪ ጉዳያት ሕገ መንግስቲ ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ደምቢ ስርዓት ኣሰራርሓ ጉባኤ መፃረዪ ጉዳያት ሕገ መንግስቲ ናብ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ቀሪቡ ኣብቲ ስርዓት ኣሰራርሓ ተወሳኺ ሓሳባትን እታወታትን ብምውሳኽ ኣፅዲቑ።
እቲ ቤት ምኽሪ 6ይ ዘበን ፓርላማ፣ 3ይ ዓመት እዋን ስራሕ፣ 2ይ…
ልኡኽ ዕቑር ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ሞተራይዝድ ሻለቃ ዕቑር ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ዑደት ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኽ ዕቑር ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ሞተራይዝድ ሻለቃ ዕቑር ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ዑደት ገይሩ።
ኣብ ኬኒያ ናይሮቢ ምስ ዝርከብ ቢሮ ዕቑር ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ዝተውፃእፀአ ልኡኽ ኢትዮጵያ ንምብራቕ ኣፍሪካ ዕቑር ሓይሊ እተዋፅኦ…
ዩኒቨርሲቲ ራያ ብቐዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ከምህሮም ዝፀነሐ ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ራያ ብዝተፈላለዩ ዓውድታት ትምህርቲ ብቐዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ከምህሮም ዝፀነሐ ልዕሊ 300 ተምሃሮ 25 ሰነ 2016 ዓ/ም የመርቕ ኣሎ።
እቲ ዩኒቨርሲቲ ንሳልሳይ ግዜ ዘመርቕ ዘሎ እንትኸውን፥ 255 ተምሃሮ ብቐዳማይ ዲግሪ 72 ድማ…
ዩኒቨርሲቲ ራያ ሎሚ መዓልቲ ህንፃ መምሃሪ ክፍሊን መምበሪ ተምሃሮን ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ራያ ሎሚ መዓልቲ ህንፃ መምሃሪ ክፍሊን መምበሪ ተምሃሮን ኣመሪቑ።
ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ሚኒስትር ድኤታ ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣቦ መንበር ስራሕ ኣመራርሓ ዩኒቨርስቲ ራያ ካሳሁን ጎፌ(ዶ/ር)፥ ከምኡ ውን ፕሬዚዳንት ራያ…
ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ጊዚያዊ ውፅኢታት ዝተረፉን ዳግምን ምርጫ የረጋገፅ ከምዘሎ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ፣ ዓፋር፣ ሶማሌን ማእከላዊ ኢትዮጵያን ናይ ዝተገበሩ ዝተረፉን ዳግምን ምርጫ ጊዚያዊ ውፅኢታት የረጋገፅ ከምዘሎ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ ክፍሊ ኦፕሬሽን እቲ ቦርድ ብሩክ ወንድወሰን፥ ኣብተን ማእከላት…
ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ኩባንያ መዓድን ኢትኖ ኮቦ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌደራልን ክልልን ኣብ ክልል ጋምቤላ ወረዳ ዝርከብ ኩባኒያ መዓድን ኢትኖ ኣኮቦ ዑደት ኣሳሊጦም፡፡
ኣብቲ ዑደት እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓዊሱ ርአሰ ምምሕዳር…
ኢትዮጵያ ኣብ ምርግጋፅ ሰላም እቲ ዞባ ልዑል ኣስተዋፅኦ እናበርከተት ትርከብ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ምርግጋፅ ሰላም ዞባ ቀርኒ ኣፍሪካ ልዑል ኣስተዋፅኦ እናበርከተት ከምትርከብ ተገሊፁ።
ልኡኽ ሓይሊ ተጠንቀቕ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ወታደራዊ ድልዉነት ኢትዮጵያ ብምድሃብ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ሓበራዊ ዘተ የካይድ ኣሎ፡፡
ኣብቲ መድረኽ ድማ…
ቀንዲ ተግባራር ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀንዲ ተግባራር ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ።
- ትካላዊ መስተጋብር ብምፍጣር ለምዲታት ምውሳድን ንከይዲ ሃገራዊ ዘተ ዝረብሑ ቅድመ መፅናዕቲ ምክያድን
እቲ ኮሚሽን ብመሰረት ዝተጣየሸሉ ኣዋጅ ቁፅሪ 1265/2014 ዓንቀፅ 9 (2) ቅድሚ ሐዚ ኣብ…