Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ዲጂታል ዓውዲ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ዘፋልጥ ኤክስፖ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዲጂታል ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር እናተወገኑ ዝርከቡ ስራሕቲ ንዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ዘፋልጥን ሰብ ሃፍቲ ንምስሓብን ዝሕግዝ ኤክስፖ ክካየድ ኢዩ። ላዕለዋይ ኣማኻሪ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣቢዮት ባዩ (ዶ/ር) ከምዝበሉዎ፥ “ፊውቸር ቴክ ኣዲስ…

ኣብ ክልል ትግራይ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ንምጅማር ዝሕግዝ ውፅኢታዊ ዘተ ተሳሊጡ – እቲ ኮሚሽን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ንምጅማር ዝሕግዝ ውፅኢታዊ ዘተታት ተሳሊጡ ኢሉ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ፡፡ ኣመራርሓ ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሰሙን ናብ ክልል ትግራይ ብምኻድ ምስ ዝተፈላለዩ ኣካላት ምዝታዮም ተሓቢሩ፡፡ ወሃቢ…

ኣብ ወፃኢ ካብ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ብኣካል ኣጀንዳ ናይ ምትእኽኻብ ስራሕ ፅባሕ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ወፃኢ ካብ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ብኣካል ኣጀንዳ ናይ ምትእኽኻብ ስራሕ ፅባሕ ክጅምር ኢዩ፡፡ ሓላፊ ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኣይተ ጥበቡ ታደሰ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኣብ ወፃኢ ካብ ዝነብሩ…

ፕሮጀክታት መፈልፈሊ ሓይሊ ኣብ ዝተትሓዘሎም እዋን ንኽዛዘሙ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሐሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሮጀክታት መፈልፈሊ ሓይሊ ኣብ ዝተትሓዘሎም እዋን ንኽዛዘሙ ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ፡፡ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ንጉዕዞ ልምዓት ኢትዮጵያ ቁልፊ ዝኾነ ሓይሊ ብስፍሓት ብምፍራይ ንጠለብ ውሽጢ ሃገርን ንወፃኢ ሃገራት መሸጣን…

ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ታሕተዎት ተፋሰስ ሃገራት ከምዘይጎድእ ክፍለጥ ይግባእ – ኣይተ ሙሳ ሼኮ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ከም ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ዝበሉ ሃገራዊ ጉዳያት ዙርያ ረብሓ ሃገር ብምቕዳም ኣብ ዓበይቲ ማዕከናት ዜና ዓረብ ዓለም ቀሪቦም ንኢትዮጵያ ካብ ዝሟገቱ ኣይተ ሙሳ ሼኮ እቶም ሓደ እዮም፡፡ ኣብዚ ሰሙን ኣብ ኳታር ዶሃ ኣብ ዝርከብ ጣቢያ ኣልጀዚራ ተረኺም…

ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ መድረኽ ዓለም ለኸ ምትሕብባረን ዝያዳ ውፅኢታዊ ኾይኑ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ መድረኽ ዓለም ለኸ ምትሕብባረን ዝያዳ ውፅኢታዊ እናኾነ መፂኡ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፡፡ ኣብ 2025 ወለንታዊ ሕክምና ቻይና ግብረ ሰናይ ኣፍሪካ ልእኽቶን ዓለም ለኸ መርሃ ግብሪ ምጅማር ወፍሪ ወለንታዊ ሕክምና…

ደቡብ ኮርያ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ዜጋታት 10 ሚሊየን ዶላር ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ደቡብ ኮርያ መንግስቲ ሪፐብሊክ ዩኒሴፍ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ዜጋታት ዝውዕል 10 ሚሊየን ዶላር ድጋፍ ገይሩ፡፡ ተወካሊ ዩኒሴፍ ኢትዮጵያ ኣቡበከር ካምፖ (ዶ/ር) ኣብ እዋን፤ እቲ ትካል ንሰብኣዊ ተግባራት ህፁፅ ፋይናንሳዊ ደገፍ ኣብ…

ኢ-ፓስፖርት ኢትዮጵያ ብዲዛይን ዝሓዞም ትሕዝቶታትት ንዓለም ለኸ ኣፍልጦ ተመሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ቀረባ እዋን ግልጋሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ዝተጀመሮ ኢ-ፓስፖርት ኢትዮጵያ ብዲዛይን ዝሓዞም ትሕዝቶታትት ንዓለም ለኸ ኣፍልጦ ተመሪፁ፡፡ ኢ-ፓስፖርት ኢትዮጵያዊ ሕቡእ ባህሪታትን ሚስጢራትን ብምሓዝ፤ ምዕቡል ቴክኖሎጂ ብምጥቃምን ምንነት…

በሪ ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት መመሓላለፊ ባሕሪ ናይ ምርካብ መሰለን ክኽበር ይግባእ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በሪ ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት ድሕንነቱ ዝተሓለወ መመሓላለፊ ባሕሪ ናይ ምርካብ መሰለን ክኽበር ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፡፡ ሳልሳይ ጉባኤ በሪ ባሕሪ ዘይብለን ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ሕቡራት…

ሕርሻ ዘዘምኑ ቴክኖሎጂታት ናብ ሃገር ንምእታው ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ጠለብ ምግቢ ንምምላእ ሕርሻ ዘዘምኑ ውፅኢታት ቴክኖሎጂታት ናብ ሃገር ንምእታው ትሰርሕ ኣላ፡፡ ዋና መካየዲ ስራሕ ናሽናል ኤርወይስ ኣይተ ገዘሃኝ ብሩ ከምዝበልዎ፤ ኣብ ቀረባ እዋን ብሚኒስቴር ሕርሻ ናብ ውሽጢ ዓዲ ዝኣተው ዘመናዊት…