Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ንሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ህያብ በዓል ኣበርኪቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መፃኢ በዓል ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያ 2019 ዓ.ም ብዝምልከት ንሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ናይ በዓል ውህብቶ ኣበርኪቶም። ብተወሳኺ ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ደገፍ ዝግበረሎም ህፃናት፣ ናይ ትምህርቲ…

ንዓቕመ ደካማታት ደገፍ ብምግባር ወገንነትና ከነርኢ ይግባእ – ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝኾነ ይኹን ማሕበራዊ ምትእስሳር ንዓቕመ ደካማታት ደገፍ ብምግባር ወገንነትና ከነርኢ ይግባእ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር። ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ዘበን መለወጢ ሓድሽ ዓመት 2019 ኣመልኪቶም ኣብ ቤት ፅሕፈት እቲ ቤት…

ዘይብዳህ መርአያ ፅንዓት!

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)3 ጳጉሜን መዓልቲ ፅንዓት ብብርኪ ሃገር ብኽብሪን ብድምቀትን ተኸቢሩ ውዒሉ። ፅንዓት እንትለዓል ድማ ሃገረ መንግስቲ ኢትዮጵያ ጥንኩር መሰረት ንምህናፅ ልዑል ኣበርክቶ ዝገበረ ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ዘይብዳህ ፍቕሪ ሃገርን ፅንዓትን ዘለዎ ህያው…

ሕፁያት ተፃወትቲ ሽልማት ባሎንዶር ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ 2026 ባሎንዶር ሽልማት 30 ሕፁያት ተፃወትቲ ዕላዊ ተገይሮም። ብመሰረት እዚ፤ ላሚን ያማል፣ ኦስማን ዴምቤሌ፣ ኪሊያን ምባፔ፣ ሊዮኔል ሜሲ፣ ዴክላን ራይስ፣ ቪኒሺየስ ጁኒየር፣ ቪቲኒሃ፣ ዳዮት ኡፓሜካኖ፣ ዊሊያም ሳሊባ፣ ፌራን ቶሬስ፣ ሮድሪ፣…

ፕሬዚዳንት ታዬ ሰብሃፍቲ ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንኽገብሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ሰብ ሃፍቲ ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ኢንቨስትመንት ንኽሳተፉ ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዱባይ ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዓመታዊ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኢንቨስትመንት ጎኒ…

ስነ ስርዓት ቀብሪ ውሪይቲ ኣርቲስት እልፍነሽ ቀኖ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስነ ስርዓት ቀብሪ ውሪይቲ ኣርቲስት እልፍነሽ ቀኖ ኣብ ከተማ ኣምቦ ተፈፂሙ። ስነ ስርዓት ቀብሪ እታ ኣርቲስትን ተቓላሲት ሰብኣዊ መሰላትን እልፍነሽ ቀኖ፤ መሓዙት ስድራ ቤትን ኣድነቕቲን ነበርቲ ከተማ ኣምቦን ከባቢኣን ኣብ ዝተረኽቡሉ ተፈፂሙ።…

ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌደራል ልዕሊ 2 ሺሕን 500ን ህንፀት ሹቓት ብዕሊ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌደራል ሎሚ መዓልቲ ልዕሊ 2 ሺሕን 500ን ዝኾኑ ህንፀት ሹቓት ብዕሊ ጀሚሩ። ዋና ስራሕ ኣስፈፃሚ እቲ ኮርፖሬሽን ረሻድ ከማል (ዶ/ር)፤ እቲ ትካል ብዝተፈላለየ መልክዑ ካብ ዝነበሮ ፈታኒ ኩነታት ብሪፎርም ናብ መድረኽ…

ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ሚስ ወርልድ 2026 ዝተወዳደረት ሩት ይርጋለም ኣቀባብላ ተገይሩላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ውድድር ሚስ ወርልድ 2026 ንኢትዮጵያ ወኪላ ዝተወዳደረት ሩት ይርጋለም ናብ ሃገራ እንትትምለስ ኣቀባብላ ተገይሩላ። ሩት 30 ነሓሰ ኣብ ቬትናም ከተማ “ና ትራንግ” ኣብ ዝተኻየደ መበል 75 ውድድር ሚስ ወርልድ (Miss…

ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ መዓልቲ ፅንዓት ኣኽቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጳጉሜን 3 - መዓልቲ ፅንዓት ኣብ ላዕለዋይ መምርሒ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ተኸቢሩ። እቲ ሓይሊ ኣየር ፅንዓት ጀጋኑ ተላቢሱ ዝተዋህቦ ልኡኽቶ ብብቕዓት፣ ብቖራፅነትን ብተኣማንነትን እናተዋፅአ ከምዝርከብ ኣብቲ መርሃ ግብሪ…

ሓድነት፣ ሓላፍነትን ተሳትፎን ህዝቢ ንዝፀንዐት ሃገር መሰረት እዩ – ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መሰረት ዝፀንዐት ሃገር ጥንካረ ትካላት ጥራሕ ዘይኮነስ ሓድነት፣ ሓላፍነትን ተሳትፎን ህዝቢ እዩ ኢሉ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ። ፍልይቲ ወርሒ ኢትዮጵያ ዝኾነት ጳጉሜን ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ ሃገራዊ መደባት…