Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ንልዕሊ 7 ነጥቢ 3 ሚሊዮን ዜጋታት ሓገዝ ገንዘብን ምግቢን ተገይሩ – ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንልዕሊ 7 ነጥቢ 3 ሚሊዮን ዜጋታት ሓገዝ ገንዘብን ምግቢን ከምዝተገበረ ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ÷ ኣብ ኩነታት ሃገራዊ ፀፅታ፣ ህፁፅ ሓገዝ፣ ስራሕቲ ሕርሻን ካልኦት እዋናዊ…

ኣብ ዓዲግራት ፈተና 12 ክፍሊ ክወስዱ ዝቐነዩ 6 ተምሃሮ ብሓደጋ መኪና ተጎዲኦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዓድግራት ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ክወስዱ ዝቐነዩ ተምሃሮ ዝፀዓነት መኪና ድሕሪ ምግልባጣ ሽዱሽተ ተምሃሮ ህይወቶም ሓሊፉ። እታ ካብ ዩኒቨርሲቲ ዓድግራት ዝተበገሰት ኣውቶብስ፥ ብመገዲ ሓውዜን ትጓዓዝ ኣብ ዝነበረትሉ እዋን…

እኩይ ዕላመኦም ብዘይተገበአ መገዲ ንምፍፃም ዝንቀሳቐሱ ሓይሊታት ካብ ተግባሮም ክቑጠቡ ይግባእ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ከተማ ባህርዳር ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቡ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዑደቱ÷ ኣብታ ከተማ ብመንግስቲ ዝተሰርሑ መዘናግዒ ቦታታት ህዝቢ ስራሕቲ ሓምለዋይ ልምዓትን…

ብ390 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ፋብሪካ መፍረዪ ኦክስጅን ፈተነ ምፍራይ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ብ390 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝሃነፆ ዘበናዊ ፋብሪካ መፍረዪ ኦክስጅን ፈተነ ምፍራይ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ሆስፒታል ዶክተር ኣሸናፊ ታዘበው ከምዝገለፁዎ÷ ምጥያሽ እቲ ፋብሪካ…

ዓለም ለኸ ጉባኤ ምሕደራ መርበብ ሓበሬታ ኣብ ምምላእ ክፍተት ተበፃሕነት መርብ ሓበሬታ ትኹረት ንኽግበር ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ጉባኤ ምሕደራ መርበብ ሓበሬታ ኣብ ምምላእ ክፍተት ተበፃሕነት መርብ ሓበሬታ ትኹረት ንኽግበር ኢትዮጵያ ሓቲታ። መበል 18 ዓለም ለኸ ጉባኤ ምሕደራ መርበብ ሓበሬታ “ንእንደልዮ ርክብ መርበብ ሓበሬታ ኩሎም ሰባት ምብቃዕ” ብዝብል መሪሕ…

መዓልቲ ሰንደቅ ዕላማ ዝቕፅል ሰኑይ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ሰንደቅ ዕላማ ዝቕፅል ሰኑይ 5 ጥቅምቲ 2016 ዓ.ም ከምዝኽበር ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ዕለት "ብራኸ ሰንደቕ ዕላማና ዋሕስ ህብረ-ብሄራዊ ሓድነትናን ሉኣላዊነትናን ኢዩ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ንመበል 16 ግዘ ክኽበር፡፡…

ኣብ ትግራይ እናተውሃበ ዝፀንሐ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 29 መስከረም ክሳብ 2 ጥቅምቲ 2016 ዓ.ም ኣብ ክልል ትግራይ እናተውሃበ ዝፀንሐ ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ሎሚ ተዛዚሙ። እቲ ንኣርባዕተ ተኸታተልቲ መዓልታት እናተውሃበ ዝፀንሐ ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና÷ ብዝተረጋገአ ኩነታት ከምዝተዛዘመ…

ብቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተሃነፁ ናይ ዓቕመ ደካማታትን ኣቢያተ ትምህርቲን ርኽክብ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ ክረምታዊ ፕሮግራም ምግባረ ሰናይ ዝተሃነፁ ናይ ዓቕመ ደካማታትን ኣቢያተ ትምህርቲን ርኽክብ ተገይሩ። እቶም ኣባይቲን ኣቢያተ ትምህርቲን ዝተሃነፁ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸገር ክፍለ ከተማ ፉሪ…

ኮሚሽን ተሃድሶን ቤት ምኽሪ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ኢትዮጵያን ብሓባር ንምስራሕ ስምምዕነት ፈሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶን ቤት ምኽሪ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ኢትዮጵያን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ስምምዕነት ፈሪሞም። እቲ ስምምዕነት÷ ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋን ተወካሊ ዋና ዳይሬክተር ቤት ምኽሪ ትካላት ሲቪል…

ዝሐሸ ትምህርቲ ምሃብ እንተዘይተኻኢሉ ከም ማሕበረሰብ ክንከስር ኢና – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ንደቅና ዝሐሸ ትምህርቲ ምሃብ እንተዘይተኻሉ ከም ማሕበረሰብ ዝዓበየ ክሳራ ኢና ክነተኣናግድ” ክብሉ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ተዛሪቦም፡፡ እቶም ሚኒስትር ኣብ ከተማ ጋምቤላ ዝርከቡ 1ይን 2ይን ብርኪ ኣቢያተ ትምህርቲ ኢሌይ ዑደት…