Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ሞንጎ ክልላት ፍትሓዊ ዝርገሐ መሰረተ ልምዓት ክህሉ ንምግባር ንዘላቒ ሰላም መሰረት ዘንብር ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ክልላት ፍትሓዊ ዝርገሐ መሰረተ ልምዓት ክህሉ ንምግባር ንዘላቒ ሰላም መሰረት ዘንብር ከምዝኾነ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣፍሊጡ።
ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ንኩሎም ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ሚኒስትራትን ኣብ ዝተሰናደአ…
ሕጊ ናይ ምኽባር ወፍሪ ብዝተማልአ ኩነታት ይካየድ ኣሎ-ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ዝተውሃበ መግለፂ።
እቲ ክልል ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ሕጊ ናይ ምኽባር ወፍሪ ብዝተማልአ ኩነታት ይካየድ ኣሎ ኢሉ።
ኣብ ከባቢ ባህርዳር ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ሓይሊታት ፀፅታ እቲ ክልልን ብሓባር ብምዃን…
ኣብ 6ይ ዙር ሓፈሻዊ መረፃ ዝተረፈን ዳግም ዝካየድ መረፃን ዝፍፀመሉ ግዘ ሰሌዳ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 6ይ ዙር ሓፈሻዊ መረፃ ዝተረፈን ዳግም ዝካየድን መረፃ ዝካየደሉ ኣፈፃፅማ መረፃ ግዘ ሰሌዳ ዕላዊ ከምዝኾነ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
ብመሰረት እዚ 6 ሰነ 2016 ዓ.ም ኣብ ኣርባዕተ ክልላት ተረፍን ዳግምን መረፃ ከምዝካየድ እቲ ቦርድ…
ሕብረት ኣውሮፓ ንመፈፀሚ ፕሮግራም ብሄራዊ ዲሞቢላይዜሽንን እግሪ ምትካልን 16 ሚሊየን ዩሮ ለጊሱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ን መፈፀሚ ፕሮግራም ብሄራዊ ዲሞቢላይዜሽንን እግሪ ምትካልን 16 ሚሊየን ዩሮ ለጊሱ።
ብሚኒስቴር ገንዘብ ኣብ ዝተገበረ ስነ ስርዓት ምንባር ክታም ኮሚሽነር ብሄራዊ ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ሓዊሱ፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ኬኒያ ዝነበሮም ፃንሒት ዛዚሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ኬኒያ ዝነበሮም ፃንሒት ዛዚሞም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና…
ኣሰራርሓ ዲጂታል ብምዝርጋሕ ኣገልግሎታት ቅልጣፈ ንክህልዎም ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰራርሓ ዲጂታል ብምዝርጋሕ ኣገልግሎታት ቅልጣፈ ንክህልዎም ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ገሊፁ።
ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂንን ትካል ተራድኦ ጀርመንን ኣብ ፕሮጀክት ኢንቨስትመንትን ቢዝነስን ዘሰናደአዎ ኮንፈረንስ ዲጂታል…
ዩኒሴፍ ኣብ ስራሕቲ ልምዓትን ሰብኣዊነትን ኢትዮጵያ ደገፍ ንምግባር ድልው ከምዝኾነ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስተር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ትካል ሰብኣዊ ሓገዝን ቀረበን ህፃናት ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ዩኒሴፍ ) ኢድዋርድ ቻይበን ዘቲዮም።
ኣብ እዋናዊ ኩነታት ልምዓትን ሰብኣዊ ሓገዝን ኢትዮጵያ ጠመተ ዝገበረ ዘተ ከምዝገበሩ…
ኢትዮጵያን ኬንያን ሰላምን ድሕንነትን እዚ ቀጣና ንምርግጋፅ ኣብ ዘኽእል ኩነታት ዘቲየን-ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኬንያን ሰላምን ድሕንነትን እዚ ቀጣና ንምርግጋፅ ኣብ ዘኽእል ኩነታት ዘቲየን ክብሉ ሚኒስተር ኣገለግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ኬኒያ ዘሳለጥዎ ዑደት ጠሚቱ ኣብ…
ሓባረዊ ግብረ ሓይሊ በዓል ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንምኽባር ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ከምዝተዛዘመ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓባረዊ ግብረ ሓይሊ መበል 128 በዓል ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንምኽባር ዝግበር ምንቅስቓስ ፍፁም ሰላማዊ ንክኾን ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ብምዝዛም ናብ ተግባራዊ ስራሕ ከምዝተኣተወ ኣፍሊጡ።
ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን 23 ለካቲት 2016…
ኢትዮጵያን ኬንያን ዝነበረን ዝፀንሐ ርክብ ዘጠናኽር ስራሕ ይስራሕ ኣሎ – ኣምባሳደር ባጫ ደበሌ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኬንያን ዝነበረን ዝፀንሐ ርክብ ዘጠናኽር ስራሕ ብመንግስቲ ይስራሕ ኣሎ ከብሉ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኬኒያ ባጫ ደበሌ ተዛሪቦም።
ክልቲአን ሃገራት ነዊሕ እዋን ዘለዎ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ከምዘለወን ብምግላፅ፥ እቲ ርክብ ክሳብ ወተሃደራዊ…