Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብተኣማንነት ብሄራዊ ግቡኦም ንዝተዋፅኡ ከፈልቲ ግብሪ ኣፍልጦ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ብተኣማንነት ብሄራዊ ግቡኦም ንዝተዋፅኡ ከፈልቲ ግብሪ ሸሊሞም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ ኣብ መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ ከፈልቲ ግብሪ በጀት ዓመት 2015 ብምርካብ ኢዮም…

ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ውሽጢ ሃገር ምምዝባል ንምክልኻል ዘኽእል ድጋፍ ከምዝገብር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ውሽጢ ሃገር ምምዝባል ንምክልኻል ዘኽእል ድጋፍ ከምዝገብር ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ፍሉይ ኣማኻሪ ምፍንቓል ውሽጢ ሃገር ዋና ፀሓፊ ውሕመ…

ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ጉዳይ ትምህርቲ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ንምዝታይ ናብ ጋምቤላ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ጉዳይ ትምህርቲ ምስ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ንምዝታይ ናብ ጋምቤላ ኣቲዮም። እቶም ሚኒስትርን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣብ ጋምቤላ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ…

መገዲ ኣየር ናይጄሪያ ንምጥያሽ ምስ መንግስቲ እታ ሃገር እናሰርሐ ምዃኑ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ መገዲ ኣየር ናይጄሪያ ንምጥያሽ ሓዱሽ ምስ ዝተጣየሸ መንግስቲ እታ ሃገር እናተሰርሐ ምዃኑ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰው ኣፍሊጦም። ብምዃኑ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ናይጄሪያ ሓዱሽ መንግስቲ ምጥያሹ ስዒቡ እቲ…

ኢትዮጵያ ንስደተኛታት ተቐበልቲ ሃገራት ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ሓቲታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት መንግስታትን መሓዙትን ፅዕንቶን ሓላፍነትን ብምሽካም መምርሒ ስደተኛታት ተቐበልቲ ንዝኾና ሃገራት ጭቡጥ ሓገዝ ንኽገብሩ ኢትዮጵያ ፃውዒት ኣቕሪባ፡፡ መበል 74 ኣኼባ ፈፀምቲ ስራሕ ኮሚሽነር ስደተኛታት ውሕመ ኣብ…

ሰራዊት ምክልኻል ሉኣላዊነታ ዝሓለወት ኢትዮጵያ ንመፃኢ ወለዶ ከረክብ ትፅቢት ይግበረሉ – ሌ/ጄ ብርሃኑ በቀለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሌተናል ጄኔራል ብርሃኑ በቀለ ኣብ ኣፈፃፅማ ወፍሪ ጠሚቶም ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ እዚ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ናይ ነዊሕ ዘበን ታሪኽ ዘለዋ ኢትዮጵያ ብኽበሪ ኣብዚ ንኽትበፅሕ ብዙሓት መስዋእትነት ዝኸፈሉላ ዓባይ ሃገር ከምዝኾነት ኣብሪሆም፡፡…

ኣብያተ ፍርዲ ፌዴራል ስሩዕ ስራሕ ዳይነት በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)አብያተ ፍርዲ ፌዴራል ስሩዕ ስራሕ ዳይነት በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ጀሚረን። መርሃ ግብሪ ምጅማር ስሩዕ ግልጋሎት ዳይነት ኣብያተ ፍርዲ ፌዴራል 2016 ዓ.ም ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ተኻይዱ። ኣብያተ ፍርዲ ፌዴራል…

ኣብዚ ርብዒ ዓመት ዕዉት ክልተኣዊን በዓል ብዙሕ ወገንን ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ከምዝተሳለጡ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መጀመርታ ርብዒ ዓመት በጀት ዓመት 2016 ዓመት ፈተውቲ ብምብዛሕን ፀላእቲ ብምንካይን ዕዉት ክልተኣዊን በዓል ብዙሕ ወገንን ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ከምዝተሳለጡ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለም÷…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሓሙሽተ ኣዋጃት ስምምዕነት ልቓሕ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ስሩዕ ኣኼባ ኣካይዱ፡፡ እቲ ባይቶ ኣብ ስሩዕ ኣኼቡኡ÷ ንዝተፈላለዩ ጉዳያት መፈፀሚ ዝኾኑ ስምምዓት ልቓሕ ንምፅዳቕ ዝቐረቡ ኣዋጃት መርሚሩ ኣፅዲቑ፡፡ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ÷ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን…

ኣብ ፈጠራ ስራሕ ዘድሀበ “ጉባኤ እንቆጳ” ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፈጠራ ስራሕ፣ ቴክኖሎጂንን ኢኖቬሽንን ትኹረት ዝገበረ ጉባኤ "እንቆጳ" ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ሚሊንየም ይካየድ ኣሎ። ኣብ መኽፈቲ እቲ ጉባኤ÷ ሚኒስትር ዴኤታ ስራሕን ክእለትን ንጉሱ ጥላሁን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን መዳርግቲ…