Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቢሮ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 658 መምህራን ቅድመ ቀዳማይ ብርኪ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 658 መምህራን ቅድመ ቀዳማይ ብርኪ ኣመሪቑ። እቶም ተመረቕቲ ኣብ ትካላት መሰልጠኒ መምህራን ደብረብርሃንን ኣሰላን ንክልተ ዓመታት ዝሰልጠኑ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ። ብስርዓተ ትምህርቲ ኣምሓርኛን ኣፋን…

እዋናዊ ኩነታት ክልል ኣምሓራ ብምግንዛብ ሰብ ሃፍቲ ሰላም ንምርግጋፅ ግደኦም ንክዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እዋናዊ ኩነታት ክልል ኣምሓራ ብምግንዛብ ሰብ ሃፍቲ ሰላም ንምርግጋፅ ግደኦም ንክዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ። ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ኣብቲ ክልል ምስ ዘለዉ ምስ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ክሊ ሰላምን ልምዓትን ጠመተ ዝገበረ ዘተ የሳልጡ ኣለዉ። ርእሰ…

መርሃ ግብሪ ምርቓት መፅሓፍ “የሁለት ውሃዎች ዐቢይ ስትራቴጂ” ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ጊዳያት ወፃኢን ኣዲስ ዋልታን ብሓባር ብምዃን ዘሰናደአዎ መርሃ ግብሪ ምርቓት መፅሓፍ “የሁለት ውሃዎች ዐቢይ ስትራቴጂ” ይሳለጥ ኣሎ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ኣይተ ጃፋር በድሩ፥ ኢትዮጵያ ዘለዋ ሃፍቲ ማይ ብዝግበኣ ልክዕ ገና…

ጉጅለ ሰብ ሞያ ሕክምና ፖላንድ ኣብ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ጥቁር ኣንበሳ ናፃ ኣገልግሎት ሕክምና ይህብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ሰብ ሞያ ሕክምና ፖላንድ ኣብ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ጥቁር ኣንበሳ ናፃ ኣገልግሎት ሕክምና ይህብ ኣሎ። እቶም ኣባላት ልኡኻት፥ ኣባላት ሰብ ሞያ ሕክምና ማህፀንን ጥንስን፣ ሕክምና ዩሮሎጂ፣ ሕክምና ኒውሮ ሰርጀሪ፣ ሰመመንን ነርስን ዝሓቖፈ ኢዩ…

ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዓወት ዓድዋ ዘድሃበ ሃገራዊ ዘተ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዓወት ዓድዋ ዘድሃበ ሃገራዊ ዘተ የሳልጥ ኣሎ። እቲ መበል 128 ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ምኽኒያት ብምግባር ዝሳለጥ ዘሎ መድረኽ ዘተ፥ “ዓድዋ ድምቀት ሕብረ ብሄራዊነት ውፅኢት ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ።…

ኣይኦኤም ንካብ ስደት ተመለስቲ እግሪ ንምትካል ዝግበር ፃዕሪ ከምዝድግፍ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ፈልሰተኛታት(ኣይኦኤም) ንካብ ስደት ተመለስቲ እግሪ ንምትካል ዝግበር ፃዕሪ ከምዝድግፍ ገሊፁ። ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር እቲ ትካል ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ራና ጃበርን ተወካሊ…

ኣምባሳደር ኤርቪን ጆሴ ማሲንጋ ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤርቪን ጆሴ ማሲንጋ ዝተመርሐ ልኢኽ ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሩ። እቲ ልኡኽ ድሕሪ ዑደት ድማ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰውን ኣባላት ማኔጅመንትን…

ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ምስ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ዩኒሴፍ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባን ሚኒስትር ዴኤታ ደረጄ ድጉማን ምስ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ዩኒሴፍ ቴድ ቻይባን ተዛቲዮም። ዘተኦም ድማ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ፀገማት ዝተጎድኡ ከባቢታት ዘሎ ስርዓት ጥዕና ምጥንኻር ዝከኣለሉ ኩነታት ተላዒሉ፡፡…

ኢትዮጵያ ምስ ጀርመንን ፈረንሳይን ዘለዋ ርክብ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ከምዝስራሕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኢትዮጵያ ምስ ጀርመንን ፈረንሳይን ዘለዋ ርክብ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ኣጠናኺሩ ከምዝሰርሕ ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ፕሬዚዳንት ንኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ስቴፋን ኣውርን…

ኢትዮጵያን ኬንያን ርክበን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኬንያን ዘለወን ዓብዪነር ታሪኻዊን ርክብ ኢሉ እውን ኢኮኖሚያዊ ምትእስሳር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኬንያ ኣብ ዝገበሩዎ ዕላዊ ዑደት ብፕሬዚዳንት እታ ሃገር ዊልያም ሩቶ ኣብ ስቴት…