Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ሕርሻ ዘዘምኑ ቴክኖሎጂታት ናብ ሃገር ንምእታው ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ጠለብ ምግቢ ንምምላእ ሕርሻ ዘዘምኑ ውፅኢታት ቴክኖሎጂታት ናብ ሃገር ንምእታው ትሰርሕ ኣላ፡፡ ዋና መካየዲ ስራሕ ናሽናል ኤርወይስ ኣይተ ገዘሃኝ ብሩ ከምዝበልዎ፤ ኣብ ቀረባ እዋን ብሚኒስቴር ሕርሻ ናብ ውሽጢ ዓዲ ዝኣተው ዘመናዊት…

ፆም ፍልሰታ ስለ ሰላም ሃገር ብምፅላይን ኣብ ፀገም ዝርከቡ ወገናት ብምሕጋዝ ክነሕልፍ ይግባእ – ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፆም ፍልሰታ ስለ ሰላም ሃገር ብምፅላይን ኣብ ፀገም ዝርከቡ ወገናት ብምሕጋዝ ክነሕልፍ ይግባእ ኢሎም ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ፡፡ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ፆም ፍልሰታ…

ኢትዮጵያ ከም ኣሰናዳኢት ሃገር ኣብ ለውጢ ካባቢ ኣየር ዝሰርሐቶም ስራሕቲ ንተሳተፍቲ ክተርኢ እያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ከም ኣሰናዳኢት ሃገር ኣብ ለውጢ ካባቢ ኣየር ዝሰርሐቶም ስራሕቲ ንተሳተፍቲ ክተርኢ እያ ኢሎም ሚኒስትር ዲኤታ ፕላንን ልምዓትን ስዩም መኮንን፡፡ እቲ ጉባኤ ኣብ ኢትዮጵያ ምድላው ኣመልኪቶም ዝሃብዎ መግለፂ ዝሃቡ እቶም ሚኒስትር ዲኤታ፤…

መርሃ ግብሪ መዛዘሚ ምኽባር በዓል ምስረታ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መርሃ ግብሪ መዛዘሚ ምኽባር በዓል ምስረታ መበል 70 ዓመት ዩኒቨርሲቲ ጎንደርን ይካየድ ኣሎ። ካብ ወርሒ ጥሪ ጀሚሩ በዓል ምስረታኡ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት እናኽበረ ዝፀንሐ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ሓዊሱ…

ኣብ ግድብ መፈልፈሊ ሓይሊ ጊቤ ሰለስተ 3 ሺሕን 210 ቶን ዓሳ ተገፊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ 2017 በጀት ዓመት ኣብ ግድብ መፈልፈሊ ሓይሊ ጊቤ ሰለስተ 3 ሺሕን 210 ቶን ፍርያት ዓሳ ተረኺቡ፡፡ ኣብ ቢሮ ሕርሻ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዞባ ዳውሮ ሓላፊ መምርሒ ሃፍቲ ልምዓት እንስሳትን ዓሳን  ኣስፋው ጮራሞ ንፋና…

ትካላት ሃይማኖት ሰላም ሃገር ንምፅናዕ ዘለዎም ግደ ምጥንኻር ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣29 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካላት ሃይማኖት ሓድነት ብምጥንኻር ሰላም ሃገር ንምፅናዕ ዘለዎም ግደ ምጥንኻር ይግባእ ኢሉ ሚኒስቴር ሰላም፡፡ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ዘሰናደኦ 4ይ ሃገር ለኸ ጉባ ሰላም "ሃይማኖታት ንሰላም፣ ንሓድነትን ሕብረትን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…

ኣባላት ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኣብ ሃረር ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣባላት ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኣብ ሃረር ካብ መሸጣ መፅሓፍ መደመር ትውልድ ብዝተረኸበ ኣተዊ ኣብ ፓርክ ኢኮ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዋና ፅሓፊ ቤት ምኽሪ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሊቀ ትጉሃን ታጋይ ታደለን ተወከልቲ…

ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ የመን ብዘጋጠመ ሓደጋ ምጥሓል ጃልባ ህይወቶም ዝሰኣኑ ኢትዮጵያውያን ሓዘኑ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ የመን ብዘጋጠመ ሓደጋ ምጥሓል ጃልባ ህይወቶም ዝሰኣኑ ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ንዝበፅሐ ሓደጋ ሞት ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ፡፡ እቲ ዝበፅሐ ሓደጋ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ብምዃን እቲ ሚኒስቴር ንፋና ዲጂታል ኣብ ዝለኣኾ…

ኣብ ተተካእቲ ፍርያታት ዝዋፈሩ ኢንተርፕራይዛት 1 ነጥብ 6 ቢሊየን ዶላር ምድሓን ተኻኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ በጀት ዓመት 2017 ኣብ ኣብ ተተካእቲ ፍርያታት ዝዋፈሩ ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ልዕሊ 1 ነጥብ 6 ቢሊየን ዶላር ምድሓን ተኻኢሉ ኢሉ ልምዓት ኢንተርፕራይዝ ኢትዮጵያ። ፈፃሚ ስራሕ ኮሙኒኬሽን ርክብ ህዝቢ እቲ ትካል ኣይተ ሮቤል ኣሕመድ…

ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ብውፅኢታዊነቱ ዓመታት ዘሕለፈ ትካል እዩ – ሚኒስቴር ትምህርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዩኒቨርስቲ ጎንደር ከም ካልኦት ፍሉጣት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ብተወዳዳርነት ጥራሕ ዘይኮነስ ብብቕዓት እውን ዓመታት ዝተሳገረ እዩ ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ትምህርቲ ኮራ ጡሽኔ። ዩኒቨርስቲ ጎንደር መምሃሪ ሆስፒታልን መበል 100 ዓመት ዝኽሪ…