Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኢትዮጵያ ኣርአያ ዝኸውን ለውጢ እናምፀአት ትርከብ – ፕሬዚዳንት ጉዳያት ዲያስፖራ ዩጋንዳ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲታት ኢኮኖሚ፣ ፖለቲካ፣ ንግዲን ኢንቨስትመንት ኣርአያ ዝኸውን ለውጢ እናምፀአት ትርከብ ኢሎም ፕሬዚዳንት ጉዳያት ዲያስፖራ ዩጋንዳ መሓመድ ባጎንዛ። እቶም ፕሬዝዳንት ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት፤ ኢትዮጵያ…

ዝተዋደደ ስርዓት ሬጉላቶሪን ምሕደራን ሚዲያ ቴክኖሎጂ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ምስ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ብምትሕብባር ዘልመዖ ዝተዋደደ ስርዓት ምሕደራን ሬጉላቶሪን ሚዲያ ቴክኖሎጂን ብዕሊ ኣመሪቑ። ዋና ዳይሬክተር ዳይሬክተር በዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ሃይማኖት ዘለቀ ኣብቲ እዋን፥ እቲ…

ዶ/ር ኣሸብር ወልደጊዮርጊስ ተቀዳሚ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርላማ ፓን ኣፍሪካ ብምዃን ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዶ/ር ኣሸብር ወልደጊዮርጊስ ተቀዳሚ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርላማ ፓን ኣፍሪካ ብምዃን ተመሪፆም። ኣባል ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝኾኑ ዶ/ር ኣሸብር፤ ተቀዳሚ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርላማ ፓን ኣፍሪካ ብምዃን ከምዝተመፁ ሓበሬታ እቲ ቤት ምኽሪ ኣመልኪቱ።…

ኣራዳ ፓርክ ናይ ነበርቲ ሰብኣዊ ክብሪ ዘቐደመ ፕሮጀክት ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲኣራዳ ፓርክ ምስሊ ፒያሳ ዝቐየረን ናይ ነበርቲ ሰብኣዊ ክብሪ ዘቐደመ ፕሮጀክት ኢዩ ኢሎም ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። ትማሊ ምሸት ሓዱሽ ኣራዳ ፓርክ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ተመሪቑ ንኣገልግሎት ክፍቲ…

ናይ ዝሰርሓ ኣእዳው በዓል – መዓልቲ ሰራሕተኛታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በቢዓመቱ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ዕለት 1 ግንቦት (ሜይ ዴይ) እንትትመፅእ፤ ዓለም ውፅኢት ፃዕሪን ቃልሲን ወዲ ሰብ ዝኾነት ዕለት ብድምቀት ተኽብር። እዛ ዕለት ሱቕ ኢላ ዝመፅአት ናይ ዕረፍቲ መዓልቲ ዘይኮነትስ ብሚሊየን ዝቑፀሩ ሰራሕተኛታት…

ጥንኩር ኣመራርሓ ዘለወን ትካላት ተወዳዳራይነት ይሃንፁ – ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ጥንኩር ምሕደራን ኣመራርሓን ዘለወን ትካላት ስግኣት ብምውጋድ ተወዳዳራይነት ይሃንፃ ኢሎም። ማሕበር ኣክሲዮን ማእኸል ልህቀት ካፒታል ፋይናንስ ዘሰናደኦ ኣብ ኮርፖሬት ምምሕዳርን ኣመራርሓ ዙሪያ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምልክት እጃም ህንፀት ሃገርን ኩርዓት ብሄራዊ ካብ ምዃን ብዝሓለፈ ልህቀት ኣቪየሽን ኣፍሪካን እዩ ኢሎም ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ፡፡ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል 80 ዓመት ምምስራቱ ኣመልኪቱ ምሰ ዓማዊልን…

ነበር ተፃዋታይ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣሽሊ ያንግ ጫማ ሰቒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ነበር ተፃዋታይ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣሽሊ ያንግ ጫማ ምስቓሉ ዕላዊ ገይሩ፡፡ ኣብዚ ውድድር ዓመተ ምስ ክለብ ሻምፒዮንሺፑ ኢፕስዊች ታውን ይፃወት ዝነበረ ኮይኑ፤ ኣብ 40 ዓመት ዕድሚኡ ጫምኡ ሰቒሉ። እዚ ተፃዋታይ ምስ…

ብሕቡራት መንግስታት ዝተንኣዱ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብመሪሕነት ኢትዮጵያን ዓወታት ልምዓትን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣጀንዳ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ምስላጥ ዘካይድዎ ዘለው ብቕዓት ኣመራርሓ ዝነኣድ እዩ ኢሎም ዋና ፀሓፊ ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሪካ ክላቨር ጋቴቴ። እቶም ዋና ፀሓፊ ኢትዮጵያ ኣብ…

ኢትዮጵያ ዜጋታት ካብ ፅግዕተኛነት ንምንጋፍ እትገብሮ ዘላ ስልታዊ ስግግር ፍረ የፍሪ ኣሎ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ዓርሰ ብምግቢ ንምኽኣል እትገብሮ ስትራተጂካዊ ፖሊሲ ሎሚ እውን ብሚሊየናት ዝቑፀሩ ዜጋታት ካብ ፅግዕተኛነት ናብ ኣፍራይነት ንምስግጋር ዓወታት ይምዝገብ ኣሎ። እዚ ንዘመናት ኣብ ተፀባይነት ተገዲቡ ዝነበረ ዓብዩ ሓይሊ ሰብ፣…