Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ከተማ መቐለ ዝተሃነፀ ማእኸል መሐብሐቢ ጉዱኣት ኣካል ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ ዝተሃነፀ ማእኸል መሐብሐቢ ጉዱኣት ኲናት ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ።
እቲ ማእኸል ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳን ነበር ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ደብረፅዮን ገብረሚካኤል (ዶ/ር)ን…
ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ኣብ ውሽጢ መንበሪ ገዛ ንፅንፈኛ ሓይሊታት ንክወሃቡ ዝተዳለዉ ወተሃደራዊ ናውቲታት ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቦሌ ኣብ ውሽጢ መንበሪ ገዛ ኣብ ክልል ኣምሓራ ንዝንቀሳቐሱ ፅንፈኛ ሓይሊታት ንክወሃቡ ዝተዳለዉ ወተሃደራዊ ናውቲታትን ሰነዳትን ተታሒዞም።
ጌታሁን ኣስፋው ጌታሁን ዝተብሃለን ነቶም ፅንፈኛታት ዝቐውን ሎጂስቲክስ…
ኮሚሽነር ላዕለዋይ ኮሚሽን ውሕመ ኢትዮጵያ ንፍልሰተኛታት እትገብሮ ዘላ እንግዶት ንኢዶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ላዕለዋይ ኮሚሽን ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ)ፊሊፖ ግራንዴ ኢትዮጵያ ንፍልሰተኛታት እትገብሮ ዘላ እንግዶት ንኢዶም።
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስቶም ኮሚሽነር ዘቲዮም።
ኢትዮጵያ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ካናዳ ናይ በረራ ኣድማሱ ንምስፋሕ ዘኽእሎ ምኽክር ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ካናዳ ናይ በረራ ኣድማሱ ንምስፋሕ ዘኽእሎ ምኽክር ተኻይዱ።
እቲ ምኽክሩ፥ ብሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ዋና ተደራዳሪ መገዲ ኣየር ካናዳ ሸንድራ ሜሊያን ተደራዳሪ…
በዓል መስቀል “መስቀል ንሰላምን ዳግመ ሕውየትን ትግራይ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ትግራይ ክኽበር እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መስቀል 2016 ዓ.ም "በዓል መስቀል ንሰላምን ዳግመ ሕውየትን ትግራይ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ትግራይ ከም ዝኽበር ሓላፊ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፅብሃ ገብረግዚኣብሄር (ዶ/ር)ገሊፆም።
እቶም ሓላፊ ሎሚ ኣብ…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋውንዴሽን ቢልን ሜሊንዳ ጌትስን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋውንዴሽን ቢልን ሜሊንዳ ጌትስን ማርክ ሱዝማን ተዛቲዮም።
ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ዘተኦም÷ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን እቲ ፋውንዴሽንን ዘሎ ርክብ ዝነኣድ…
ኣብ ትግራይ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ስሩዕ ዘበነ ትምህርቲ 2016 ዓ.ም ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝሓለፉ ሓሙሸተ መዓልታት ክዋሃብ ዝፀንሐ ስልጠና መምህራንን ኪኢላታት ትምህርትን ብዝተተለመሉ መንገዲ ከምዝተዛዘመ ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።
እቲ ስልጠና ንክዕወት ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ መምህራን፣ ኣመራርሓ ትምህርቲ፣…
ምትሕብባር ኢትዮጵያን ኩባን ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምስግጋር ኣብ ስምምዕነት ከምዝተበፅሐ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሕዝነትን ክልተኣዊ ምትሕብባርን ኢትዮጵያን ኩባን ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምስግጋር ኣብ ስምምዕነት ከምዝተበፅሐ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ገሊፆም።
ካብ 4 ክሳብ 5 መስከረም 2016 ዓ.ም ኣብ ኩባ ሃቫና ኣብ…
ዶክተር ንጉስ ገብረገርግስ ዋና ኦዲተር ጊዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ ብምዃን ተሸይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሓላፊን ምክትል ሓላፊን ዋና ኦዲተር ጊዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሾይሞም።
ብመሰረት እዚ ዶክተር ንጉስ ገብረገርግስ ዋና ኦዲተር፣ ኣይተ መሉ ተስፋይ ድማ ምክትል ዋና ኦዲተር እቲ ክልል ብምዃን…
ብኮንትሮባንድ ናብ ሃገር ዝኣተዉ ልዕሊ 1 ሺሕ ሞባይል ስልኪታት ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሕጋዊ ቀረፅ እንተይተኸፈለሎም ብኮንትሮባንድ ናብ ሃገር ዝኣተዉ ልዕሊ 1 ሺሕን 812 ሞባይል ስልኪታት ኣብ መርካቶ ምስ ተራገፉ ተታሒዞም።
ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ካብ ህዝቢ ብመሰረት ዝበፅሖ ሓበሬታ፥ ሎሚ ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ክፍለ…