Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሓጋዚት ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሓጋዚት ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ሞሊ ፊን ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመርን ተዛቲዮም።
ኣምባሳደር ታዬ ነቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ከይዲ…
እንምነያ ኣፍሪካ ንምህናፅ ንዓውዲ ትምህርቲ ዝስላዕ ሃፍቲ ክብ ምባል ይግባእ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣጀንዳ 2063 እንምነያ ኣፍሪካ ንምህናፅ ንዓውዲ ትምህርቲ ዝስላዕ ሃፍቲ ክብ ምባል ይግባእ ክብላ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን።
ሕብረት ኣፍሪካ 2024 ዓመተ ትምህርቲ ብዝብል ዝተሰየመ እንትኸውን፥ “ንመበል 21 ክፍለ ዘበን…
እስማኤል ኡመር ጊሌ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ጅቡቲ እስማኤል ኡመር ጊሌ ኣብ መበል 37 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
ፕሬዚዳንት ጅቡቲ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሺዴ ኣቀባብላ ገይሮምሎም።…
ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ምስ ሓጋዚት ዳይሬክተር ጀኔራል ዓውዲ ትምህርቲ ዩኔስኮ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ምስ ሓጋዚት ዳይሬክተር ጀኔራል ዓውዲ ትምህርቲ ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኔስኮ) ስቴፋኒያ ጃኒኒ ተዛቲዮም።
እቲ ዘተ፥ ዓውዲ ትምህርቲ ብዲጂታል ቴክኖሎጂ ንምድጋፍ ብሓባር…
ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ስሪል ራማፎሳ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ስሪል ራማፎሳ ኣብ መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር መስኖን ከባቢ ቆላን ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ኣቀባብላ…
ቀዳማዊት እመቤት ብራዚል ጃንጃ ሉላ ዳ ሲልቫ ኣብ ማእኸላት ምገባ ዑደት ገይረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ብራዚል ጃንጃ ሉላ ዳ ሲልቫ ምስ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ብምዃን ኣብ ማእኸላት ምገባ ተምሃሮ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ተስፋ ብርሃንን መቅደላን ዑደት ኣሳሊጠን።
ብተወሳኺ ብቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸዉ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ንኘሬዚዳንት ብራዚል ሉላ ዳ ሲልቫ ኣቀባብላ ገይረሙሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ኣብ ዝተኻየደ ዕላዊ ስነስርዓት ኣቀባብላ ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት እናገበሩ ንዝርከቡ ኘሬዚዳንት ብራዚል ሉላ ዳ ሲልቫ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።
ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ…
ፕሬዝዳንት ዙምባቡዌ ኤመርሰን ምንጋግዋ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝዳንት ዙምባቡዌ ኤመርሰን ምንጋግዋ ኣብ መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፍርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ(ፕ/ር) ኣቀባብላ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ፀገም ደው መበሊ መኪና ንምፍታሕ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ፀገም ደው መበሊ መኪና ንምፍታሕ ይስራሕ ከምዘሎ በዓል መዚ ማኔጅመንት ትራፊክ ምምሕዳር እታ ከተማ ገሊፁ።
ነባር ደው መበሊ መካይን ብምምሕያሽ ናብ ኣገልግሎት ናይ ምእታው ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎን ሰብ ዋና ህንፃታት ንመኪና ደው…
ቀዳማይ ሚኒስትር ሌሴቶ ሳሙኤል ፆኮኣኔ ማትኬን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ሌሴቶ ሳሙኤል ፆኮኣኔ ማትኬን ኣብ መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ግብርና ግርማ አመንቴ(ዶ/ር) ኣቀባብላ ገይረሙሎም።…