Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ምሕላው ሓበራዊ ዛዕባና ኢዩ – ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ምሕላው፣ ጉዳይ ህንፀት ሰላምን ልምዓትን ሓበራዊ ሃገራዊ ዛዕባና ኮይኑ ክቕፅል ኢዩ ክብል ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ኣካቢ እቲ ቤት ምኽሪ ደስታ ዲንቃ ከምዝበሉዎ÷ ኣፈላላይ ኣተሓሳስባ ፖለቲካ…

ኣይተ ገብረኣምላኽ የዕብዮ(ረ/ፕሮፌስር) ምክትል ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ትግራይ ብምዃን ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልለ ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ  ገ/ኣምላኽ የዕብዮ በላይ(ረዳት ፕሮፌስር) ምክትል ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ንክኾኑ ሸይሞም። ረዳት ፕሮፌስር ገብረኣምላኽ የዕብዮ ካብ ዩንቨርስቲ ጎንደር…

ካብ 7 ክሳብ 11 መስከረም ሰሙነ ትምህርቲ ብምዃን ከምዝኽበር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 7 ክሳብ 11 መስከረም 2016 ዓ.ም ሰሙነ ትምህርቲ ብምዃን ከምዝኽበር ሚኒስቴር ትምህርቲ ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ክልላት ብብሄራዊ ፈተናን ካልኦት ክልላዊ ነባራዊ ኩነታትን መበገሲ ብምግባር ዝተወሰኑ ለውጢታት ክግበሩ…

ፖሊስ ፌዴራል ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ንዘመዝገቡ ኣመራርሓን ኣባላትን ኣፍልጦ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ንዘመዝገቡ ኣመራርሓን ኣባላትን ኣፍልጦ ሂቡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኮሚሽነር ጄኔራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤልን ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ ፖሊስ ፌዴራልን ክልላትን ተረኺቦም። ኣብ ትሕቲ ላዕለዋይ…

ዓለም ለኸ ትካላት ድልየት ደቡባዊ ክፋል ዓለም ዘተኣናግድ ሓቃዊ ምምሕያሽ ክገብሩ ኣለዎም – ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካላት ድልየት ደቡባዊ ክፋል ዓለም ዘተኣናግድ ሓቃዊ ምምሕያሽ ክገብሩ ኣለዎም ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ጉባኤ መንግስታትን መራሕቲን ጉጅለ 77ንን ቻይናን ኣብ ኩባ ከተማ…

ኢትዮጵያ ፍሉይ ቴክኒካል ኮሚቴ ምትእስሳር መሰረተ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካ ብኣዶ መንበርነት ክትመርሕ ተመሪፃ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ፍሉይ ቴክኒካል ኮሚቴ ምትእስሳር መሰረተ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካ ብኣዶ መንበርነት ክትመርሕ ተመሪፃ። ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ታኒዛኒያ ኣብ ዘሳለጦ መበል ራብዓይ ኣኼባ ፍሉይ ቴክኒካል ኮሚቴ ኢትዮጵያ ነቲ ኮሚቴ ንዝቕፅሉ ከልተ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ኩባ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ኩባ ሚጉዌል ቤርሙዴዝ ዘቲዮም። ጉባኤ መንግስታትን መራሕቲን ጉጅለ 77ንን ቻይናን ኣብ ኩባ ከተማ ሃቫና ይሳለጥ ኣሎ። ኣይተ ደመቀ ጉኒ ንጎኒ እቲ ጉባኤ…

ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ዓለም ለኸ ትካላት ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ዓለም ለኸ ትካላት ዘቲዮም። ኣምባሳደር ተሾመ፥ ምስ ተወካሊ ምክትል ሓላፊ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ዴቪድ ክሪቫኔክ (ዶ/ር)፣ ኣተሓባባሪ ሰብኣዊ ጉዳያት ውሕመ…

ኣየርላንድ ንኢትዮጵያ ደገፍ 9 ሚሊየን ዩሮ ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ደገፍ 9 ሚሊየን ዩሮ ዕላዊ ገይራ። እቲ ደገፍ ኣብ ኢትዮጵያ ብዘሎ መተሓባበሪ ቢሮ ጉዳያት ሰብኣዊ ሓገዝ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ኦቻ) ኣቢሉ ከምዝወሃብ ተገሊፁ። ኣምባሳደር ኣየርላንድ ኣብ…

ቅድሚ 3 ዓመታት ዝተተኸሉ ተኽሊታት ቡና ፍረ ሓምለዋይ ኣሰር የፍሪዩ ኣለዉ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መስከረም ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ 3 ዓመታት ዝተተኸሉ ተኽሊታት ቡና ፍረ ሓምለዋይ ኣሰር የፍሪዩ ኣለዉ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር…