Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ መጀመርታ 10 መዓልቲታት ወርሒ መስከረም ዘሎ ኩታት ኣየር ንስራሕቲ ሕርሻ ዝምቹ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መጀመርታ 10 መዓልቲታት ወርሒ መስከረም ዘሎ ኩታት ኣየር ንስራሕቲ ሕርሻ ዝምቹ ከምዝኾነ ኢንስቲትዩት ሚቲዎሮሎጂ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኩነታት ኣየር ቅድም ኢሎም ንዝተዘርኡ፣ ፍረ ኣብ መሓዝ ዝርከቡን ደንጉዮም ንዝተዘርኡ ከምኡ እውን ኣብ…

ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ዛዕባ ኣተገባብራ ምትሕብባር ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ዛዕባ ኣተገባብራ ምትሕብባር ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ትሳተፍ ኣላ። ኣብቲ መድረኽ ንኢትዮጵያ ብምውካል ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ሙክታር ከድር (ዶ/ር) ተረኺቦም። ኣብ ደርባን ኩዋዙሉ…

ከይዲ ድህረ-ፍርያት እንሰት ምዝማን ዘኽእሉ ቴከኖሎጂታት ናይ ምምዕባል ስራሕ ከምዝተጀመረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ድህረ-ፍርያት ተኽሊ እንሰት ዘቀላጥፍን ኣብ ከይዲ ምፍራይ ዝህሉ ፅዕንቶ ስራሕ ዝፈትሑ ቴከኖሎጂታት ናብ ስራሕ እናእተወ ምዃኑ ዩኒቨርሲቲ ኣርባ ምንጭ ገሊፁ። ከይዲ ድህረ-ፍርያት ተኽሊ እንሰት ንምዝማን ዘኽእል ዓለም ለኸ ዓውደ መፅናዕቲ ኣብ…

ኣብ 2016 ዲጂታል ስርዓት መፍለዪ ተምሃሮ ተግባራዊ ከምዝግበር ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ምስ ብሄራዊ መርሃ ግብሪ መለለዪ መንንት (መታወቂያ) ብምትሕብባር ኣብ 2016 ዓ.ም ዲጂታል ስርዓት መፍለዩ ተምሃሮ (መታወቂያ ተምሃሪ) ተግባራዊ ከምዝግበር ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ዝሃቡዎ…

እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን መዓስከር ማዕገትቲ ከምዘይብሉ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን መዓስከር ማዕገትቲ ከምዘይብሉ ኣፍሊጡ። እቲ እዚ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ክሳብ ሐዚ  ዘለውዎ መዓስከራት መፅንሒ 5 ጥራሕ ከምዝኾኑ ኣብሪሁ። ንሳቶም እውን ኣብ ኮምቦልቻ፣ ጎንደር፣ ባሕርዳር፣ ሸዋ ሮቢትን ኣዋሽ…

ጉድኣት ኣጋጢሙዎም ኣብ ሕክምና ንዝርከቡ ኣመራርሓን ኣባላትን ፖሊስ ውህብቶ ተበርኪቱሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 መስከረም  ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሰላምን ደሕንነትን ኣብ ምንጋስ ብጅግንነት እንትቃለሱ ጉድኣት ኣጋጢሙዎም ኣብ ሕክምና ንዝርከቡ ኣመራርሓን ኣባላትን ፖሊስ ውህብቶ ተበርኪቱሎም። እቲ ውህብቶ ንሰንደቕ ዓላማን ልእላውነት ሃገርን ክብሉ ንዝኸፈልዎ መስዋእትነት ዝተውሃበ ከምዝኾነ…

ዋና ዳይሬክተር ትካል ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር ትካል ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም። እቶም ዋና ዳይረክተር ብቋንቋታት ትግርኛ፣…

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባርበመልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ርእስ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ጌታችው ረዳ ሓዱሽ ዓመት 2016 ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ መልእኽቶም፥ ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ንዘሎ መላእ ትግራዋይ እንኳዕ ኣብፀሐካ…

ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያ ዓመተ 2016 ኣብ መላእ ሃገር ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓዱሽ ዓመት ዓመተ 2016 ኣብ መላእ ሃገር ብዝተፈላለየ ምድላው ይኽበር ኣሎ። እቲ ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር መራሕቲ ሃይማኖትን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፊም። ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ…

ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ ማህማት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ ማህማት ንመላእ ኢትያዊያን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቲ ዓመት ንመላእ ህዝቢ ዘበነ ሰላምን ምዕባለን ንክኸውን ተመኒዮም። ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ብግደኦም…