Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) ምስ ተወካሊ ኣይ ኤም ኤፍ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) ምስ ተወካሊ ኣይ ኤም ኤፍ ኣብ ኢትዮጵያ ቶቢያስ ናይቦ ዘቲየን።
ኣብ ኢኮኖሚ ስታትስቲክስ፣ ምምሕዳር ፐብሊክ ኢንቨስትመንት ደገፍ ቴክኒክ ብምግባር በምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእል ኩነታት ምዝታዮም…
ልኡኾም ብጅግንነት ብምፍፃም ንዝተመለሱ ኣባላትን ኣመራርሓን ፀረ ግብረ ራዕዲ ኣቀባብላ ተገይሩሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኾም ብጅግንነት ብምፃም ንዝተመለሱ ኣባላትን ኣመራርሓን ፀረ ግብረ ራዕዲ ኣብ ካምፕ ተወርዋሪ ሓይሊ ኮልፌ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሎም።
እቶም ኣባላትን ኣመራርሓን ልዕሊ ኣርባዕተ ዓማውቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ግዳጃት ተዋፊሮም ካብ ዝፀንሕሉ እንትምለሱ…
ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ሩዋንዳ ምዝዛሙ ኣመልኪቱ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ሓሙሽተ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን።
እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩዋንዳ ቪንስት…
ስምምዕነት ፕሪቶሪያ ሙሉእ ብሙሉእ ተግባራዊ ንክኸወን መንግስቲ ፃዕሪ ይገበር ኣሎ-ኣምባሳደር ምስጋኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስምምዕነት ፕሪቶሪያ ሙሉእ ብሙሉእ ተግባራዊ ንክኸወን መንግስቲ ፃዕሪ ይገበር ኣሎ ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋ ገሊፆም።
ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣብ ፓርላማ ጀርመን ሓላፊት ኮሚቴ ውድብ ሕቡራት መንግስታት፣ ዓለም…
ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሙሳ ፋኪ መሃማት ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሃማት ዘቲዮም።
ኣምባሳደር ታዬ፥ ኢትዮጵያ ኣባልን መቐመጢትን ሕብረት ኣፍሪካ ከም ምዃና ነቲ ሕብረት እትገብሮ ደገፍ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል…
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ጉባኤ መንግስታት ዓለም ይሳተፋ ኣለዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ መንግስታት ዓለም ይሳተፋ ኣለዋ።
እተን ከንቲባ ኣብ ፃንሒተን ኣብ ፕላን ከተማን ካልኦት ተተሓሓዝቲ ጉዳያትን ዝጠመተ ዘተ ከካይዳ ኢየን…
ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንዑደተኛታት ክፍቲ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ፒያሳ ዝተሃነፀ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንዑደተኛታት ክፍቲ ኮይኑ።
ብመሰረት እዚ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ።
ኣብ እዋን እቲ ዑደት፥ ዓወት ዓድዋ ተምሳሌት ጅግንነትን…
ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብሰላም ንክዛዘም እኹል ምድላው ብምግባር ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 37 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን መበል 44 ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕን ብሰላም ንክዛዘም እኹል ምድላው ብምግባር ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ።
እቲ ግብረ-ሓይሊ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷…
ንዝተሓሰበሉ ድጎማ ነዳዲ 28 ነጥቢ 5 ቢሊየን ወፃኢ ከምዝተገበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሑት እቶት ዘለዎም ክፋላት ሕብረተሰብ ንምሕጋዝ ድጎማ ነዳዲ ተግባራዊ ካብ ዝተገበረሉ እዋን ጀሚሩ ንዝተሓሰበሉ ድጎማ ነዳዲ 28 ነጥቢ 5 ቢሊየን ወፃኢ ከምዝተገበረ ተገሊፁ።
ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ 6 ኣዋርሕ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ህንፀት ሸበሌ ሪዞርት ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ ሞንጎ ቁልፊ ስራሕቲ ልምዓት ’ገበታ ንትውልዲ’ ሓደ ዝኾነን ኣብ ክልል ሶማሌ ኣብ ዝርከብን ህንፀት ሸበሌ ሪዞርት ዑደት ገይሮም።
ካብ ከተማ ጂግጂጋ 29 ኪሎ ሜትር ርሒቑ 385 ሄክታር…