Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንልዕሊ 424 ሺሕ ነበርቲ መኣዲ ኣንጊደን
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ንልዕሊ 424 ሺሕ ነበርቲ ሎሚ መዓልቲ መኣዲ ኣንጊደን።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ እቶም ነበርቲ ዓቕሚ ዘይብሎም፣ ንሃገር ሰብ ውዕለታ ከምኡውን ትሑት እቶት ዘለዎም…
ወለንታውነት ንኢትዮጵያዊያን ካብ ፈታኒ ኩነታት ኣሰጋጊሩ ሐዚ ናብ ዘለናሉ ዘብፀሐና ክብሪ ኢዩ-መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወለንታውነት ንኢትዮጵያዊያን ካብ ፈታኒ ኩነታት ኣሰጋጊሩ ሐዚ ናብ ዘለናሉ ዘብፀሐና ክብሪ ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
ሎሚ መዓልቲ “ወለንታውነት ንሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዝኽበር ዘሎ ዕለት…
መዓልቲ ወለንታዊነት ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ መላ ሃገር መዓልቲ ወለንታዊነት ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ፡፡
እቲ መዓልቲ ዝተፈላለዩ ሰናይ ተግባራት ብምውጋን ኢዩ እናተኸከበረ ዝርከብ፡፡
እቲ ዕለት "ወለንታዊነት ንሃገር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብሃገርን ወገንን ዝጠቅም…
ሊቢያ 270 ዘይሕጋዊያን ስደተኛታት ናብ ሃገሮም መሊሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊቢያ 270 ዘይሕጋዊያን ስደተኛታት ሃገራት ኣፍሪካን ኤስያን ናብ ሃገሮም መሊሳ።
እቶም ኣብዝሓ ስደተኛታት ካብ ሃገራት ሶማሊያ፣ ኒጀር፣ ቻድ፣ ሱዳን፣ ባንግላዲሽን ናይጄሪያንን ዝመፅኡ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።
ሚኒስትር ጉዳያት ውሽጢ ዓዲ ሊቢያ ኢማድ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንኣካላት ፀፅታ መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንኣካላት ፀፅታ መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ ተሳሊጡ።
ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ከምዝገለፅኡ፥ ሰላምን ድሕንነትን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ምሕላው ብቅንዕናን ተኣማነነትን ንዘገልገሉ ኣካላት ፀፅታ እቲ…
ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ዘህነፆ ማእኸል ጀጋኑ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ዘህነፆ ማእኸል ጀጋኑ ተመሪቑ።
ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል እቲ ማእኸል ብዕሊ መሪቖም ስራሕ ኣብ ዘጀመርሉ እዋን፥ ጀጋኑና ንኢትዮጵያ ንምፅናዕ አነትቃለሱ ሓደጋ እንተጋጥሞም ቅድመ ሐዚ ዝነበረ መተሓባበሪ…
ሓበራዊ ጉባኤ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ሶማሊያ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈላማይ ሓበራዊ ጉባኤ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ሶማሊያ ኣብ ከተማ ሞቓዲሾ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፥ ንኣሕዋት ህዝብታት ዝረብሑ ዓውዲታት ምትሕብባር ንምስፋሕ…
ንምኽባር ሉእላውነትን ናፅነትን ኢትዮጵያ በቢዘበኑ ጀጋኑ መስዋእቲ ከፊሎም ኢዮም-ወይዘሮ ማርታ ሊዊጂ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንምኽባር ሉእላውነትን ናፅነትን ኢትዮጵያ በቢዘበኑ ጀጋኑ መስዋእቲ ከፊሎም ኢዮም ክብላ ሚኒስትር ዴኤታ መክልኻል ሃገር ወይዘሮ ማርታ ሊዊጂ ገሊፀን።
መዓልቲ መስዋእትነት 2 ጳጉሜን፥ "ብመስዋዕትነት እትፀንዕ ሃገር!" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ…
ኣምባሳደር ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኤግዚብሽን ማይን ኢነርጂን ዑደት ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣምባሳደር ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ፋሀድ ኣልሃምዳኒ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኤግዚብሽን ማይን ኢነርጂን ዑደት ኣካይዱ።
እቶም ኣምባሳደር ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ ኤግዚብሽን ኢትዮጵያ ኣብቲ ዓውዲ ኣብ ጎደና ምዕባለ ከምዘላ ዘርእይ ኢዩ…
ኢትዮጵያ ንመበል 78 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ ምድላው ከምዝገበረት ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንመበል 78 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት ሃገራት(ውሕመ) ምድላው ከምዝገበረት ኣፍሊጣ።
ኣቐባሊ ቃል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም፥ኣብ ዲፕሎማሲያዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ ዝጠመተ መግለፂ ሂቦም።
ኣብቲ መግለፂ፥ ኣብ…