Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ስርዓት ሓበሬታ ጥዕና ብምዝማን ኣብ ትንተና ስግኣት ሓደጋ ጥዕናን ምላሽን ምውዓል ይግባእ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ምንቅስቓስ ስራሕ ኢኒስቲትዩትን ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ተዓዚበን፡፡
ኣብ ዑደተን ድማ ኣብ ትሕቲ እቲ ኢንስቲትዩት ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ላቦራቶሪታት ዝርከቡሉ እዋነዋ ከይዲ ስራሕ፣ ኣብ ምንታይ ኩነታት ከምዝርከቡን…
ሕቶ ፍትሒ ዜጋታት መልሲ ንኽረክብ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቶ ፍትሒ ዜጋታት መልሲ ንኽረክብ እናተሰርሐ ምዃኑ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም።
መፃረዪ ጉባኤ ጉዳያት ሕገ መንግስቲ ኣብ ዝምረሐሉ ሰነድ ረቂቕ ደምቢ ኣሰራርሓ ስነ ስርዓት ዝጠመተ ዘተ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ…
ዋጋ ነዳዲ ክስተኻኸል ምግባሩ ኮንትሮባንድ ንኽንኪ ሓጊዙ – ኣይተ ገብረመስቀል ጫላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋጋ ነዳዲ ክስተኻኸል ምግባሩ ኮንትሮባንድ ንኽንኪ ከምዝገበረ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣይተ ገብረመስቀል ጫላ ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መብርሂ÷ ኣብ ኮንትሮባንድ ዝተዋፈሩ ዘይሕጋዊ ነጋዶ ዘይተገበአ…
ኣምባሳደር ታዬ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ሱዳን ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ሱዳን ቶም ፔሪሎ ጋርበ ዘቲዮም።
እቲ ዘተ ኣብ ቀጣናዊን ዓለም ለኻዊን ዛዕባታትን እዋናዊ ኩነታት ሱዳንን ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ኣምባሳደር ታዬ…
ተወከልቲ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ካብ ኩሎም ከባቢታት ትግራይ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም።
ሓበራዊ ታሪክ ዓወትና ዝኾነ ዓወት ዓድዋ መፃኢ ትውልዲ ብዘምህር፣ ብዘዛመድን ታሪኩ ብዝሓለወን መገዲ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ…
ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ መንግስቲ ምስ መሻርኽቲ ልምዓት ብምትሕብባር ንምስራሕ ቁርፀኛ ከምዝኾነ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ማክሮ ኢኮኖሚ፣ ህንፀት ሰላምን ሓደጋታት ተፈጥሮ ኣብ ምፅዋርን ዝጠመተ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ መንግስቲን መሻርኽቲ ልምዓትን ተሳሊጡ።
ኣብቲ መድረኽ፥ ርእሳነ ምምሕዳር፣ ሚኒስትራት፣ ሓላፍቲ ትካላት መሻርኽቲ ልምዓት፣ ኣምባሳደራትን ዝምልከቶም…
ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፀሓፊ ፓርላማ ካናዳ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፀሓፊ ፓርላማ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ካናዳ ሮበርት ኦሊፋንት ዘቲዮም።
ኣምባሳደር ታዬ፥ ካናዳ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ንኢትዮጵያ እትገብሮ ዘላ ብዙሕ ደገፍ ንኢዶም።
ርክብ ክልቲአን…
መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ብመልክዕ ትረኻ ንኣድመፅቲ ክቐርብ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቐዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተፅሓፈ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ብመልክዕ ትረኻ፣ ፊልምን ካልኦት ኣማራፅታትን ንኣድመፅቲን ተመልከትቲን ክቐርብ ኢዩ።
ኮርፖሬት ኣዲስ ዋልታ ሚዲያን ኮሙኒኬሽን “የመደመር ትውልድ” ትረኻን ካልኦት…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)ን ማእኸል ምርምር ተሃድሶን ክእለትን ደቂ ኣኒስቲዮ “ለነገዋ” መሪቖም ከፊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ፥ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያውን ፀገማት ንዝብደሀን ደቂ ኣኒስቲዮ ደገፍ ንክኸውን ዝተጣየሸ “ማእኸል ምርምር ተሃድሶን ክእለትን ደቂ ኣኒስቲዮ ለነገዋ” መሪቖም ከፊቶም።
ካብ ደገፍ…
እቲ ማእኸል ኣብ ምርግጋፅ ማዕርነትን ኩለ መዳይ ተረባሕነትን ደቂ ኣኒስቲዮ ልዑል ግደ ኣለዎ-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ምርምር ተሃድሶን ክእለትን ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ምርግጋፅ ማዕርነትን ኩለ መዳይ ተረባሕነትን ደቂ ኣኒስቲዮ ልዑል ግደ ኣለዎ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፥ “ማእኸል ምርምር…