Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ዒድ ኣል ኣድሃ፣ ዓረፋ ህዝበ ሙስሊም ብልዑል ክብሪን ፍቕሪን ዘኽብሮ መስዋእትነት ዝዝክር በዓል ኢዩ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መበል 1 ሺሕን 444 በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ (ዓረፋ) ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም÷ “ዒድ ኣል ኣድሃ፣ ዓረፋ ህዝበ ሙስሊም ብልዑል ክብሪን ፍቕሪን…

ኣብ ህዝቢ ትግራይ ዘለው ማሕበራውን ቁጠባውን ፀገማት ንምፍታሕ መላእ ሰዓብቲ ሃይማኖት እስልምና ዝኸኣልዎ ሓገዝ ክገብሩ ይግባእ- ሸኽ ኣደም ዓብደልቃድር

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 444 ዓመት በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ ዓረፋ እንትነኽብር ብዘይኣፈላላይ ዝተፀገሙ ብምትሕግጋዝ ክኸውን ይግባእ ክብል ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ክልል ትግራይ ገሊፁ። ነቲ በዓል ምኽንያት ብምግባር መግለፂ ዝሃቡ ፕሬዚደንት…

ሚኒስትር ሕርሻ ብነበር ፕሬዚዳን ናይጄሪያ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ቢዝነስ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ አመንቴ(ዶ/ር) ብነበር ፕሬዚዳን ናይጄሪያ ኦሊሴጎን ኦባሳንጆ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ቢዝነስ ተዛቲዮም። ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዘሎ ሰፊሕ ዓቕሚ ብምጥቃም ኩለመዳይ ተረባሕነት ንምርግጋፅ ብዙሓት ስራሕቲ እናተተግበሩ ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡…

ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ምስ ኣመራርሓ ቤት ምኽሪ ንግዲ ኣሜሪካ ዘቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንግዲ ኣሜሪካ ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ቀዳማይ ምዕራፍ መመሓየሺ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ዝተረከቡ ውፅኢታት ኣብሪሀን። ብተወሳኺ ምድላውን ትሕዝቶን ካልኣይ ምዕራፍ መመሓየሺ…

ኣብ 2015 ዓ.ም ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ዕድጊት ዘመናዊ ዱኽዒ ተፈፂሙ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓረስቶት ዘልዕልዎ ሕቶ ቀረብ ዘመናዊ ዱኽዒ ምላሽ ንምሃብ ኣብ 2015 ዓ.ም ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ዕድጊት ዘመናዊ ዱኽዒ ከምዝተፈፀመ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ካብዚ እቲ ልዕሊ 669 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ናብ ውሽጢ ዓዲ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ዓለም ለኸ ትካል ምትሕብባር ትምህርቲ ዘንበሮም ኣንፈታት ኣብ ምትግባር ኢትዮጵያ ቁርፀኛ ኢያ ኢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዓለም ለኸ ትካል ምትሕብባር ትምህርቲ ዘንበሮም ኣንፈታት ኣብ ምትግባር ኢትዮጵያ ቁርፀኛ ኢያ ኢሎም። ዓለም ለኸ ትካል ምትሕብባር ትምህርቲ(ኦኢሲ) ፈላማይ ፍሉይ ጉባኤኡ ኣብ…

ኣብ ትግራይ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ናብ ንቡር ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ናብ ንቡር ንምምላስ ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ገሊፁ። ኣብቲ ክልል በቢብርኩ ዝርከቡ ሓለፍቲን ሰብ ሞያን ዓውዲ ትራንስፖርት ብሙሉእ ዓቕሚ ናብ ስራሕ ንክኣትዉ ዝዓለመ ስልጠና…

ከንቲባ ኣዳነች ኣብ 90 መዓልታት ኣብ ዝፍፀሙ ስራሕቲ ጠመተ ዝገበረ ዘተ ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ንጎስጓስ ተግባራዊነት ፈላማይ ቁልዕነት ፍሉት ጠመተ ብምሃብ ኣብ 90 መዓልታት ኣብ ዝፍፀሙ ስራሕቲ ዘድሃበ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ዘተ ኣካይደን። “ህፃናት ተስፋ ፅባሕ ንኣዲስ ኣበባ” በዝብል መሪሕ ሓሳብ…

ሃገር ለኸ ዓውደ ምርኢት ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ንወለዶ ዝሳገር ስራሕቲ ምርምር እናሳለጠት ምዃና ዘርኢ ከምዝኾነ ካርዲናል ብርሃነ ኢየሱስ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ዓውደ ምርኢት ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ንወለዶ ዝሳገር ስራሕቲ ምርምር እናሳለጠት ምዃና ዘርኢ ከምዝኾነ ሊቀ ጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ብፁእ ካርዲናል ብርሃነ ኢየሱስ ሱራፊኤል ገሊፆም። ሚኒስቴር ጥዕና ምስ ፌዴሬሽን…

ፎረም ሩሲያ-ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያን ማሕበር ሩሲያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኤንኤ-ሩሲያ) ምስ ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ውሕመ ብምትሕብባ ዘሰናድኡዎ ፎረም ሩሲያ-ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ፎረም ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ…