Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፕሮጀክት ሎጅ ንኢሌ ፓልም ስፕሪንግ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣካል መኣዲ ንትውልዲ ዝኾነ ፕሮጀክት ሎጅ ንኢሌ ፓልም ስፕሪንግ ኣጀሚሮም። እቲ ፕሮጀከት ኣብ ክልል ዓፋር ዝህነፅ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እቲ ስራሕ…

ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ፀጋን ሃፍቲን ተፈጥሮ ብምልማዕ ንዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ክሰርሕ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ፀጋን ሃፍቲን ተፈጥሮ ብምልማዕ ንዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ክሰርሕ ኢዩ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል እንደሻው ጣሰው ገሊፆም። መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ምስረታ እቲ ክልል ኣብ ከተማ ሆሳኢና ተሳሊጡ። ኣይተ እንደሻው…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ መውፅእን መፍረዪን ዕደና ቤንቶኒቴ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ዝርከብ መውፅእን መፍረዪን ዕደና ቤንቶኒቴ ዑደት ገይሮም። ቤንቶኒቴ ንሴራሚክን ቀለምን ኢሉ እውን ካልኦት ፍሪያታት ረብሓ ዝውዕሉ "ትንግርታዊ ርሑስ ሓመድን" ን "ብዙሕ ረብሓ ዘለዎ…

ስነ ስርዓት ቀብሪ ነበር ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ በቀለ ሙለታ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ቀብሪ ነበር ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ በቀለ ሙለታ ተፈፂሙ። ኣይተ በቀለ ኣብ ዝተፈላለያ ሚዲያታት ብብርኪ ሓላፍነት ንብዙሕ ዓማውቲ ኣገልጊሎም። ኣብ 1963 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተወለዱ ኣይተ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብዚ ዘበነ ትምህርቲ ልዕሊ 7 ሚሊዮን ደፍተር ከምዝተኸፋፈለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2016 ልዕሊ 7 ሚሊዮን ደፍተር ከምዝተኸፋፈለ ኤጀንሲ ምገባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ምነወር ኑረዲን ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ ልዕሊ 997 ሺሕ ነዝኾኑ ተምሃሮ 8…

ኢትዮጵያን አሜሪካን ኣብ ዓውዲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዘለወን ምትሕብባር ንምዕባይ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2016፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኧርቪን ማሲንጋ ተዛሪዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኢትዮጵያን አሜሪካን ኣብ ዓውዲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዘለወን ምትሕብባር ምዕባይ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ጠሚቶም…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ብዘካዮዶ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ርእሰ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ አሕሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2016፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ብዘካዮዶ መበል 25 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ርእሰ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት ምምሕልላፉ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣመልኪቱ። ውሳነታት መበል 25 ስሩዕ ኣኼባ እቲ ቤት ምኽሪ፡- እቲ ቤት ምኽሪ ኣቐዲሙ…

ኣብ ምሕደራ ሃፍቲ መሬት ዝረአ ግዕዝይና ጠጠው ንምባል ዝተዋደደ ኣሰራርሓ ምስፋሕ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምሕደራ ሃፍቲ መሬት ዝረአ ግዕዝይና ጠጠው ንምባል ዝተዋደደ ኣሰራርሓ ምስፋሕ ከምዝግባእ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ፌደራል ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ዘፈር መሬት ዝረአዩ ግዕዝይናን ብልሹዋት ኣሰራርሓታትን ኣብ ምክልኻል ትኹረት…

ዓለማዊ መዓልቲ ቱሪዝም ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ዓለም ንመበል 44 ግዘ ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል 36 ግዘ ዝኽበር ዓለማዊ መዓልቲ ቱሪዝም ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ። ኣብቲ ዘተ ዝተረኸባ ሓላፊት ቢሮ ባህሊ ኪነ ጥበብን ቱሪዝምን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ሂሩት ካሳው (ዶ/ር)፥ ኢትፐይ መስራቲት…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ርብዒ ዓመት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ስራሕቲ ፓርቲን መንግስቲን ዝተሳለጡሉ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ርብዒ ዓመት ዝጠመተ መድረኽ ኣብ ኣዳማ ምክያድ ጀሚሩ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝጀመረ ግምጋም ኣፈፃፅማ መኽፈቲ መደረ ዘስምዑ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሽመልስ…