Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ንዕዳጋ ወፃኢ ዓዲ ድልዋት ዝኾኑ ስራሕቲ ዓውዲ ልምዓት ኣቮካዶን ፍራምረን ልዑል ዓቕሚ ዘሎ ምዃኑ ዘርእዩ ኢዮም-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዕዳጋ ወፃኢ ዓዲ ድልዋት ዝኾኑ ስራሕቲ ዓውዲ ልምዓት ኣቮካዶን ፍራምረን ልዑል ዓቕሚ ዘሎ ምዃኑ ዘርእዩ ኢዮም ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ…
ሃገር ለኸ ጉባኤ ዝምድና ኮሚሽናት ፀረ ግዕዝይና ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ጉባኤ ዝምድና ኮሚሽናት ፀረ ግዕዝይና ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ፥ “ፍልጠት ዝመርሖ ምሕደራ ንዝበለፀ ቃልሲ ፀረ ግዕዝይና” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ።
ኣብቲ መድረኽ ዓመታዊ ትልሚ 2016 ዓ.ም ከምዝቐርብ…
ሚኒስቴር ሕርሻ ንትግራይ ትራክተራትን ጀነረተራት ማይን ደገፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሕርሻ ንክልል ትግራይ 4 ትራክተራትን 91 ጀነረተራት ማይን ደገፍ ገይሩ።
ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ(ዶ/ር)፥ ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ወረዳ እንደርታ ዝግበር ዘሎ ክረምታዊ መፍረያይነት ብዝምልከት ዑደት ኣሰዋሊጦም።…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ ውፅኢት ንዘመዝገባ ኣትሌታት መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለክን ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ ውፅኢት ንዘመዝገባ ኣትሌታት መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለክን ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ‘’ኣብ ቡዳፔስት ኣብ…
ኢትዮጵያ ኣባል ሃገር ብሪክስ ምዃና ተደማፅነታ ንኽውስኽ ልዑል ኣስተዋፅኦ የበርክት – ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰደ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ሃገር ብሪክስ ምዃና ምትሕብባራት ኢኮኖሚ ካብ ምስፋሕ ሓሊፉ ኣብ ዓለም ለኸ ደረጃ በዓል ብዙሕ ወገን ተደማፅነታ ንኽውስኽ ልዑል ኣስተዋፅኦ ከምዘበርክት ኣማኻሪ ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ገሊፆም።…
ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ኣብ 6ይ ዙር፤ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ፤ 1ይ ህፁፅ ጉባኤኡ ዝተፈላለዩ ሹመታት ብምፅዳቕ ተዛዚሙ።
ሕቶ መልቀቒ ደብዳበ ነበር ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ይልቃል ከፋለ ብምቕባል ሽመት ርእሰ ምምሕዳርነት ኣይተ ኣረጋ…
ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲኖ ፓሌሴ ኣብ ከተማ ሽረ ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲኖ ፓሌሴ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ሽረ ዑደት ኣሳሊጦም።
ዑደት እቶም ኣምባሳደር÷ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ሽረ ዝትግበር ከባቢያዊ መሰረተ ልምዓት ጥዕና ንምጥንኻር ዝዓለመ ፕሮጀክት ምትሕብባር ግምገማ ንምግባር…
ኣይተ ኣረጋ ከበደ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ብምዃን ተሾይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ኣረጋ ከበደ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ብምዃን ተሾይሞም።
ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ 6ይ ዙር፤ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ፤ 1ይ ህፁፅ ጉባኤኢ ኣብ ከተማ ባሕር ዳር ተኻይዱ፡፡
ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር) ዘቕረቡዎ ሕቶ ዝተቐበለ እቲ ቤት…
ጥዕና ኣዴታትን ህፃናትን ዘመሓይሽ ፕሮጀክት 2 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ ዓለም ለኸ ልምዓት ኣሜሪካ ጥዕና ኣዴታትን ህፃናትን ዘመሓይሽ ፕሮጀክት 2 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ዕላዊ ገይሩ፡፡
ዳይሬክተር ልኡኽቶ እቲ ትካል ኣብ ኢትዮጵያ ስኮት ሆክላንድን ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማን ነቲ ፕሮጄክት…
ሓዱሽ ስርዓተ ትምህርቲ ኣብ 2016 ዓ.ም ኣብ ኩለን ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ክትግበር ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ስርዓተ ትምህርቲ ኣብ 2016 ዓ.ም ኣብ ኩለን ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ክትግበር ኢዩ ከብል ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ሚኒስቴር ኣፈፃሚ ስራሕ መምርሒ ምዕባለ ስርዓተ ትምህርቲ ቴዎድሮስ ሸዋርገጥ (ዶ/ር)፥ ካብ ዓለም ለኸን ናይ…