Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ምስ መድረኽ ምትሕብባር ከተማታት ስምምዕነት ፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ምስ መድረኽ ምትሕብባር ከተማታት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎ ሰነድ ማዕቐፍ ስምምዕነት ፈሪሙ።
እቲ ስምምዕነት ዝፈረሙ÷ ሚኒስትር ዴኤታ ዘፈር ምምሕዳር ከተማን ኣወሃህባ ግልጋሎትን ፈንታ ደጀንን ዋና ዳይሬክተር መድረኽ…
ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት 8 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ቄለም ወረዳ ዳሌ ሰዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 8 ሰባት ሓሊፉ።
ኣብ ቤት ፅሕፈት ትራንስፖርት እታ ወረዳ ተቖፃፃሪ ድሕንነት ትራፊክ ኣረጋ መንገሻ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ ሎሚ ንጉሆ ከባቢ ሰዓት…
ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያ ኣብ ንግዲን ኢንቨስትመንት ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ከምዝሰርሓ ኣፍሊጠን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያ ኣብ ንቢዝነስን ኢንቨስትመንት ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ከምዝሰርሓ ኣፍሊጠን።
ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክታት ኣክሊሉ ታደሰ ምስ ኣምባሳደር ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ካንግ ሲዩኪሄ ተዛቲዮም።…
ኢትዮጵያ ኣብ ፎረም ምግቢ ዓለም ትሳተፍ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝዝተጀመረ ፎረም ምግቢ ዓለም ይሳተፍ ኣሎ።
ልኡኽ ኢትዮጵያ÷ ኣብ ሓምለዋይ ልምዓት፣ ልምዓት ፍርያት መስኖ ስርናይን መፍረያይነትን ከምኡ እውን ኣብ ትሩፋት ሌማትን…
መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከባ ኤምባሲታት ኢትዮጵያ ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከባ ኤምባሲታትን ኣቢያተ ፅሕፈት ቆንስላን ኢትዮጵያ ተኸቢሩ።
እቲ ዕለት ኣብ ህንዲ፣ ጃፓን ፣ኳታር፣ ጣሊያን፣ ብሪታንያ፣ ታንዛንያ ፣ ደቡብ ሱዳን፣ ጂቡቲ፣ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብን ካልኦት…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቻይና ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቻይና ሊ ኬ ያንግ ተዛቲዮም።
ኣብ እዋን ዘተኦም÷ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ምትሕብባር ቁጠባዊ ሃፍቲ ንምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ጠሚቶም ከምዝዘተዩ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…
ሰንደቅ ዕላማ መግለፂ ናፅነት፣ ፅንዓት፣ ፍቕሪ ሃገርን ኣይሰዓርን በሃላይነትን ኢትዮጵያውያን ኢዩ – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰንደቅ ዕላማ መግለፂ ናፅነት፣ ፅንዓት፣ ፍቕሪ ሃገርን ኣይሰዓርን በሃላይነትን ኢትዮጵያውያን ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ገሊፆም።
መበል 16 መዓልቲ ሰንደቅ ዕላማ ኣብ ቀፅሪ ሚኒስቴር ምክልኻል ተኸቢሩ።
እቲ…
መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ኣብ ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ኣብ ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ይኽበር ኣሎ።
እቲ ዕለት "ብራኸ ሰንደቕ ዕላማና ዋሕስ ህብረ-ብሄራዊ ሓድነትናን ሉኣላዊነትናን ኢዩ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ…
መበል 16 መዓልቲ መዓልቲ ሰንደቅ ዕላማ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 መዓልቲ መዓልቲ ሰንደቅ ዕላማ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ይኽበር ኣሎ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎን ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገርን ተረኺቦም፡፡
ካብዚ…
ኣብ ትሕቲ ሰንደቅ ዕላማ ተኣኻኺብና ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ኢትዮጵያ ክነፅንዕ ኢና – ግልጋሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሕቲ ሰንደቅ ዕላማ ተኣኻኺብና ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ኢትዮጵያ ክነፅንዕ ኢና ክብል ግልጋሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
እቲ ግልጋሎት ሎሚ ዝኽበር መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ኣመልኪቱ ንመላእ ኢትዮጵያውያን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም…