Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ነበር ፕሬዚዳንት ላይቤሪያ ኤለን ጆንሰን ሰርሊፍ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ላይቤሪያ ኤለን ጆንሰን ሰርሊፍ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይረን። ኣብ እዋንዑደተን ድማ ዓወት ዓድዋ ዓወትን ኩርዓትን ኩሎም ኣፍሪካውያን ከምዝኾነ ገሊፀን፡፡ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ምግባረን ከምዝተሓጎሳ ብምግላፅ…

ሕፅረት ዝተመጣጠነ ምግቢ ንምፍታሕ ዝግበር ፃዕሪ ዝሕግዝ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወርልድ ቪዥን ኢንተርናሽናል ሕፅረት ዝተመጣጠነ ምግቢ ንምፍታሕ ዝገብሮ ፃዕሪ ዝሕግዝ ናይ ሰለስተ ዓመት ፕሮጀክት ዕላዊ ገይሩ። "ጥሜት ህፃናትን ሕፅረት ዘይተመጣጠነ ምግቢን ይኾኖ" ብዝብል መምርሒ ኣብ ኣፍሪካ 27 ሃገራት ዝትግበር እቲ ፕሮጀክት፤…

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ሩሲያ መበል 13 ሰነድ ማዕቐብ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ሩሲያ መበል 13 ሰነድ ማዕቐብ ከምዘፅደቐ ተገሊፁ። ኣምባሳደራት ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ሞንጎ ሩሲያን ዩክሬንን ምስ ዘሎ ኩነታት ብምብጋስ ኣብ ልዕሊ ሩሲያ መበል 13 ሰነድ ማዕቐብ ንምፅዳቕ ብመምርሒ ደረጃ ከምዝተስማዕምዑ…

ወ/ሮ ሙፈሪሃት ዕድል ስራሕ ንምፍጣር መባፅሕቲ ሃገራት ናይ ምስፋሕ ስራሕ ከምዝተጠናኸረ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብ ወፃኢ ሃገራት ምቹው ዕድል ስራሕ ንምፍጣር መባፅሕቲ ሃገራት ናይ ምስፋሕ ፃዕርና ኣጠናኺርና ቀፂልና” ክብላ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን፡፡ ወ/ሮ ሙፈሪሃት ምስ ሚኒስትር ስራሕ ኳታር ኣሊ ቢን ሳሚክ ኣል ማሪ (ዶ/ር)…

ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ፖለቲካ ደቡብ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ፖለቲካ ደቡብ ኮሪያ ቹንግ ቢዩንግ ዎን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ሰነ ንፈለማ እዋን ኣብ ዝካየድ ጉባኤ መራሕቲ ኮሪያ-ኣፍሪካ ከምኡ እውን…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ሓጋዚት ዋና ፀሓፊት ዩኤንዲፒ ዳይሬክተር ኣፍሪካ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ውድብ ሕቡራ መንግስታት ሓጋዚት ዋና ፀሓፊት ፕሮግራም ልምዓት (ዩኤንዲፒ) ዳይሬክተር ኣፍሪካ ኣሁና ኤዚያኮንዋ ተዛቲየን፡፡ ኣብ ዘተአን ድማ÷ ኣብ ኢትዮጵያን ኣፍሪካን ዝተፈላለዩ ጉዳያት ልምዓት ኣድሂበን ከምዝዘተያ…

ኢትዮጵያን ኬንያን ብዝተፈላተለዩ ዓውዲታት ብሓባር ንምስራሕ ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኬንያን ድሕንነት ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላተለዩ ዓውዲታት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእለን ሓበራዊ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፀሓፊ ካቢኔ ጉዳያት…

ኣባ ገዳታት ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ ዞባታት ክልል ኦሮሚያ ዝተውፃእፅኡ ኣባ ገዳታት፣ ሃደ ሲንቄታትን ኣቦታት ሃይማኖትን ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም፡፡ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ እውን ንበፃሕቲ…

ኢትዮጵያን ኦስትሪያን ኣብ ዘፈር መዓድን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኦስትሪያን ኣለሻ መዓድን ሓዊሱ ተተሓሓዝቲ ኣብ ዝኾኑ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን፡፡ ሚኒስትር መዓድን ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር ) ምስ ኣምባሳደር ኦስትሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ሲሞን ኬናፕ (ዶ/ር) ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ…

ዩኔስኮ ኣብ ኣፍሪካ ንዓውዲ ትምህርቲ ዝገብሮ ሓገዝ ከምዘጠናኽር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ተበፃሕነትን ፅሬትን ትምህርቲ ንምርግጋፅ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኔስኮ) ገሊፁ። ሓጋዚት ዳይሬክተር ጄኔራል ትምህርቲ እቲ ትካል ቲፋኒያ ጄኒኒ ኣብ ኣፍሪካ ሕዚ…