Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ልኡል ፈይሰል ቢን ፈርሃን ኣልሳኡድ ተዛቲዮም፡፡
እቲ ዘተ ጎድና ጎድኒ ኣብ ዳቮስ እናተኻየደ ዝርከብ ኢኮኖሚክ ፎረም ዓለም እንትኸውን÷ ኣብ…
በሪ ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት ሕቶ ምልማዕ ህዝበን ንምምላስ ይፅገማ ኣለዋ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በሪ ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት ሕቶ ምልማዕ ህዝበን ንምምላስን ኩነታ ናብራ ንምምሕያሽን ልዑል ዝኾነ ፈተና እናጋፈጣን እናተፀገማን ከምዝርከባ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)ንጉጅለ ልኡኾምን ኣብ ኡጋንዳ…
ርእሳነ-ምምሕዳር ክልላት በዓል ጥምቀጥ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ-ምምሕዳር ክልላት በዓል ጥምቀጥ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ በዓል ጥምቀት ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ “ሓድነት ብምጥንኻር፣ ድልድል ዕርቂን ይቕሬታን…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ናብ ኡጋንዳ ኣምሪሖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ናብ ኡጋንዳ፣ ካምፓላ ኣምሪሖም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብታ ሃገር ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 19 ጉባኤ ርእሳነ ብሄርን ርእሳነ መንግስታትን ጎስጓስ ገለልተኛ ሃገራት ይሳተፉ ኣለዉ።…
እንኳዕ ንብርሃነ ጥምቀቱ ብሰላም ኣብፀሐኩም -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) በዓል ጥምቀት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ በዓል ጥምቀት እንትነኽብር ካብ ሃይማኖታዊን ባህላዊን ጉዳያት ብተወሳኺ ንጉዕዞ…
ኢትዮጵያ ካብ ብሪክስ ረብሓ ንምርካብ ጥራሕ ዘይኮነስ ግዴተኣ እውን ንምውፃእ ድልውቲ ኢያ-ኣይተ ደመቀ መኮነን
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ብሪክስ ረብሓ ንምርካብ ጥራሕ ዘይኮነስ ግዴተኣ እውን ንምውፃእ ድልውቲ ኢያ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም።
ጎኒ ንጎኒ ዓለም ለኸ ፎረም ኢኮኖሚ ማእኸላይ ሓይሊ ዘለወን ሃገራት…
ኣምባሳደራት ኣብ ድርድር ግድብ ህዳሰን ኣጠቓቕማ ወሓዚ ሩባ ኣባይን ዝጠመተ ዘተ ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘለዉ ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ኣብ ድርድር ግድብ ህዳሰን ኣጠቓቕማ ወሓዚ ሩባ ኣባይን ዝጠመተ ዘተ ኣሳሊጦም።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ዋና ተደራዳሪ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ (ዶ/ር)ን ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት…
ኣብ ዝሓለፉ 3 መዓልታት ክካየድ ዝፀንሐ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ፓርቲ ብልፅግና ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 3 መዓልታት ክካየድ ዝፀንሐ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ፓርቲ ብልፅግና ተዛዚሙ።
ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ኣደም ፋራህ፥ ንቐፃሊ ዝኸውን ዕዉት ስራሕ ንምስራሕ ዘኽእል ኣንፈታት ሂቦም።
ኣብቲ ፀብፃብ ዝተርኣዩ ፀገማት…
እምነ ኩርናዕ ብልዕሊ 35 ሚሊየን ብር ዝህነፅ ማእኸል መዘናግዒ ራያ ማይጨው ተነቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እምነ ኩርናዕ ብልዕሊ 35 ሚሊየን ብር ዝህነፅ ማእኸል መዘናግዒ ራያ ማይጨው ሎሚ ተነቢሩ።
ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ኣይተ ሃፍቱ ኪሮስ፥ ከተማ ማይጨው ማይጨው ንኣመሰራርትኣ ዝምጥን ዕብየት ከየርአየት ምፅንሓ…
ስድራ ኤመድ ትሬዲንግ 82 ቅርስታት ብውህብቶ ለጊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስድራ ኤመድ ትሬዲንግ 82 ቅርስታት ንሙዚየም ዝክረ ዓወት ዓድዋ ብውህብቶ ለጊሶም።
እቶም ስድራ ካብ ወላዲኦም ብሓደራ ዝተውሃቦም ቅርስታት ከምዝለገሱ ተገሊፁ።
ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ…