Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ልዑል ውፅኢት ዘመዝገበት ተምሃሪት

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃናን ናጂ ኣሕመድ ኣብ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ 2015 ዓ.ም ልዑል ውፅኢት ዘመዝገበት ተምሃሪት ክትከውን ክኢላ። ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ክሩዝ ተምሃሪት ዝኾነት ሃናን ናጂ÷ ብተፈጥሮ ሳይንስ 649 ውፅኢት…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ዝቐረቡሉ ትልሚታ መርሚሩ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)6 ዘበን ፓርላማ፣ 3ይ ዓመት እዋን ስራሕ፣ 1ይ ስሩእ ጉባኤኡ እናካየደ ዝርከብ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ዝቐረቡሉ ትልሚታ መርሚሩ ኣፅዲቑ። ኣብቲ ጉባኤ ድማ ቀዋሚ ኮሚቴ ኣፈፃፅማ ክትትል ትርጉምን ውሳነን ሕገ-መንግስቲ፣ ቀዋሚ ኮሚቴ ርክብ መንግስታት…

ኣብ ክልል ትግራይ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ምሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ክፋል ኢትዮጵያ ብስኪ ኣጋጢሙ ዝነበረ ጎንፂ ኣብ ክልል ትግራይ ተቛሪፁ ዝነበረ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ሎሚ መዓልቲ ምሃብ ተጀሚሩ። ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኪሮስ ጉዕሽ (ዶ/ር) ንፋና ብሮድካስቲንግ…

ኣዲስ ኣበባ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ፖሊሲ ስምምዕነት ከተማ ሚላን ብምዃን ተመሪፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዲስ ካብ ኣፍሪካ ኣበባ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ 4ይ ፖሊሲ ስምምዕነት ከተማ ሚላን ብምዃን ተመሪፃ። ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብተወሳኺ ካብ ኣፍሪካ ርእሰ ከተማ ሴኔጋል ዝኾነት ዳካር ኣባል ብምዃን ከምዝተመረፀት ተገሊፁ። እቲ…

ሃገር ለኸ ዓውደ ምርኢት ኢንቨስትመንት ቱሪዝምን ሆስፒታሊቲን ፅባሕ ክኽፈት ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሳይንስ ሙዝየም ንሓደ ወርሒ ዝፀንሕ ሃገር ለኸ ዓውደ ምርኢት ኢንቨስትመንት ቱሪዝምን ሆስፒታሊቲን ፅባሕ ንበፃሕቲ ከምዝኽፈት ሚኒስቴር ቱሪዝም ኣፍሊጡ፡፡ ካብ 29 መስከረም ክሳብ 28 ጥቅምቲ 2016 ዓ.ም ክፍቲ ኣብ ዝኸውን…

ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ዘለና ርክብ ካብ ፖለቲካዊ ናብ ኢኮኖሚያዊ ምትእስሳር ንኸዓቢ ቭዕቱብ ክስራሕ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ዘለና ርክብ ካብ ፖለቲካዊ ናብ ኢኮኖሚያዊ ምትእስሳር ንኸዓቢ ቭዕቱብ ከምዝስራሕ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ዲፕሎማሲያዊ ዘፈር ዝተረኸበ ዓወት ፖሊሲ ጉዳያት ወፃኢ…

ዓሚቕ ሃገራዊ ዕቤት ኢኮኖሚ እዚ በጀት ዓመት 7 ነጥቢ 9 ሚኢታዊ ንኽኸውን ክስራሕ ኢዩ -ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓሚቕ ሃገራዊ ዕቤት ኢኮኖሚ እዚ በጀት ዓመት 7 ነጥቢ 9 ሚኢታዊ ንኽኸውን ኣብ ኩሎም ዓውዲታት ኢኮኖሚ ብዕቱብ ከምዝስራሕ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት ኣንፈት ትኹረት በጀት ዓመት 2016 መንግስቲ ኣመልኪተን ኣብ…

ልዕልነት ሕጊ ምኽባርን ዘላቒ ሰላም ምርግጋፅን ዋና ተግባር በጀት ዓመት መንግስቲ ከምዝኾኑ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ተዛሪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕልነት ሕጊ ምርግጋፅ፣ መገዲታት ሰላም ፀንቂቕካ ምጥቃምን ሃገራዊ ሰላም ምርግጋፅን ዋና ተግባር በጀት ዓመት መንግስቲ ከምዝኾኑ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። 6ይ ዙር 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሓበራዊ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት…

ንሰላምን ዝርርብን ዝረፍድ ግዘ የለን – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንሰላምን ዝርርብን ዝረፍድ ግዘ ከምዘየለ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። 6ይ ዙር 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሓበራዊ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ይካየድ ኣሎ። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ…

ኣብ በጀት ዓመት 2015 ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዓወት ተመዝጊቡ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”መንግስቲ ኩለመዳይ ምዕባለ ሃገርና ንምርግጋፅ ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ትልሚ ልምዓት 10 ዓመታት ኣሰናዲኡ ብዙሓት ተግባራት እናወገነ ይርከብ” ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን፡፡ 6ይ ዙር 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሓበራዊ ኣኼባ ባይቶ…