Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠመተ ዝገበረ ዘተ የሳልጡ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠመተ ዝገበረ ዘተ የሳልጡ ኣለዉ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ካብ ህዝቢ ዝለዓል ጉዳይ ሰናይ ምምሕዳር፣ ስራሕቲ ልምዓትን ካልኦት ሕቶታትን ምምላስ ኣብ ዘኽእሉ ዘድሃበ ከምዝኾነ ኣሚኮ ፀብፂቡ።…
ንፕሬዚዳንት ሞሃመድ ኡልድ ኤል ጋዙዋኒ መርሃ ግብሪ ሰናይ ትምኒት ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2024 ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ብምዃን ንዝተመረፁ ፕሬዚዳንት ሞሪታኒያ ሞሃመድ ኡልድ ኣል ጋዙዋኒ ኣቦ መንበር እቲ ዓመት ኮይኖም ብምምራፆም ሎሚ መዓልቲ ናይ ’እንኳዕ ደስ በለኩም’ መርሃ ግብሪ ሰናይ ትምኒት ተኻይዱ።…
ኢትዮጵያን ቼክ ሪፐብሊክን ምትሕብባረን ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ገሊፀን
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቼክ ሪፐብሊክን ምትሕብባረን ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ገሊፀን።
በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ፍሉይ ልኡኽን መንግስቲ ፌዴሪኢ ፍቃዱ በየነ ደብዳበ ሹመቶም ንፕሬዚዳንት ቼክ ሪፐብሊክ ፒተር ፓቬል ኣቕሪቦም።
ኣምባሳደር ፍቃዱ፥ ኣብ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ቻይና ን ዩኒዶን ንልምዓት ኢትዮጵያ ዘለዎም ሽርክና አመስጊኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መንግስቲ ቻይናን ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኒዶ)ን ኣብ ናብራ ዜጋታት ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ዘለዉ ተግባራት ንዘርኣይዎ ተበግሶን ምትሕብባርን አመስጊኖም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ…
ኩለመዳይ ምዕባለ ንምምፃእ ኣብ ትምህርቲ ምስራሕ ከምዝግባእ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩለመዳይ ምዕባለ ንምምፃእ ኣብ ትምህርቲ ምስራሕ ከምዝግባእ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይኝ ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ኣገንዚበን፡፡
"ፅሬት ዘለዎ ትምህርቲ ንኣፍሪካውያን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ጉባኤ ሕብረት መናእሰይ ፓን ኣፍሪካ…
መበል 36 ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ኬንያ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 36 ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ኬንያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዳይሬክተር ጀኔራል ጉዳያት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ፍስሃ ሻውል፥ እተዪ ኮሚሽን ክልቲኣዊን ቀጣናዊን ጉዳያት ክልቲአን ሃገራት ንምፍታሕ…
ብሓደጋታት ንዝተጎድኡ ዜጋታት ዝሕግዝ 18 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዶላር ፕሮጀክት ትግበራ ዝጠመተ ዘተ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓደጋታት ንዝተጎድኡ ክፋላት ሕብረተሰብ ዘላቒ ዘይብዳህ መፍትሒ ንምጥንኻር ኣብ ዘኽእል ፕሮጀክት ትግበራ ዝጠመተ ዘተ ተኻይዱ።
እቲ መድረኽ ዘተ ብኣሰናዳእነት መንግስቲ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰት (ኣይኦኤም)ን ዝተኻየደ ኢዩ፡፡
እቲ…
ገርድ ሙለር ኣብ ኣዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኒዶ)ገርድ ሙለርን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ ኣዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም።
እቶም ዋና ዳይሬክተር ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ኣብ ውሽጡ ናይ ትማሊ ታሪኽ ጥራሕ ዘይኮነ ንፅባሕ ወለዶ…
ውሕመ ፀገማት ኣፍሪካ ኣፍሪካዊ መፍትሒ ክረኽቡ ኣድላዪ ሓገዝ ከምዝገብር ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣፍሪካዊ ፀገማት ኣፍሪካዊ መፍትሒ ክረኽቡ ኣድላዪ ሓገዝ ክገብር ኢዩ ክብላ ፍልይቲ ልኡኽ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ሃና ሰርዋ ገሊፀን።
ሃና ሰርዋ ኣፍሪካ ዘጋጥሙዋ ፖለቲካዊ፣ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ፀገማት ባዕላ ናይ ምፍታሕ…
ኣኼባ መስረታ ፎረም ዘበናዊ ስርዓት ባዕዳዊ መግዛእቲ ዝቃወማ ሃገራት ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ መስረታ ፎረም ዘበናዊ ስርዓት ባዕዳዊ መግዛእቲ ዝቃወማ ሃገራት ተሳሊጡ።
እቲ ኣኼባ መሪሕ ፓርቲ ሩሲያ "ዩናይትድ ራሺያ ፓርቲ"ዘዳለዎ እንትኸውን፥ ካብ 15 ክሳብ 17 ለካቲት 2024 ዓ.ም.ፈ ኣብ ከተማ ሞስኮ ከምዝተኻየደ ተገሊፁ።…