Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ፍርያት ጣፍ እታወት ብምውሳኽ መፍረያይነት ንምድንፋዕ ዘኽእል ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ እታወት ብምውሳኽ ፍርያትን መፍረያይነትን ፍርያት ጣፍ ንምድንፋዕ ዘኽእል “ሓደ ተመራፂ ፍርያት ኣብ ሓንቲ ሃገር” ዝተብሃለ ናይ ክልተ ዓመት ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ።
እቲ ፕሮጀክት ብምትሕብባር መንግስቲ ኢትዮጵያ ትካል ምግቢን ሕርሻን…
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ንክእወጅ ወሲኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 23 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ።
እቲ ቤት ምኽሪ ሰላምን ድሕንነትን ህዝቢ ንምሕላው ጠሚቱ ኣብ ዝቐረበ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ቁፅሪ 6 /2015 ቤት ምኽሪ…
ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ፍልይቲ ወኪል ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣኔት ዌበር ፍልይቲ ወኪል ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብ ኣገዳስነት ጉዳያት ከምዝዘተዩ ገሊፆም።
ኣብቲ ዘተ፥ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሌተናል ጄኔራል ፃድቃን…
ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት እናተዛተየ ንሰለስተ መዓልታት ክፀንሕ ኢዩ ተባሂሉ።
ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ ፋጤ ሴርሞሎ፥ ዓመታዊ ፀብፃብ ብምድማፅ ኣጀንዳ ዝሓለፈ ጉባኤ…
ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ 6ይ ዙር፣ 2ይ ዓመት 4ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ ምክያድ ጀሚሩ።
እቲ ቤት መኽሪ እናካየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ÷ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ 2015 ቤት ምኽሪ ምምሕዳርን ትልሚ 2016ን ድሕሪ ምዝታይ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት…
ንልዕሊ ፍርቂ ሚሊየን ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተጠቀምቲ ዝገብሩ ፕሮጀክታት ፅሩይ መስተ ማይ ተመሪቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንልዕሊ ፍርቂ ሚሊየን ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተጠቀምቲ ዝገብሩ ፕሮጀክታት ፅሩይ መስተ ማይ መሪቐን ንግልጋሎት ክፍቲ ገይረን።
እቶም ፕሮጀክታ ማይ ዕለታዊ ምፍራይን ዝርገሐን ከምኡ እውን ዓቕሚ ምውጋድ ፈሳሲ እታ ከተማ ክብ…
ብብርኪ መራሕቲ ዝተገበሩ ዘተታትን ስምምዕነታትን ዘላቒ ረብሓ ሃገር ዘሐለዉ ኢዮም-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሃገር ወፃእ ብብርኪ መራሕቲ ዝተገበሩ ዘተታትን ስምምዕነታትን ዘላቒ ረብሓ ሃገር ዘሐለዉ ኢዮም ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ገሊፁ።
ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቶም ኣብ ዝሃብዎ…
ውድብ ጥዕና ዓለም ዝተፈላለዩ ናውቲ ሕክምናን ኣፋውስን ብሓገዝ ንትግራይ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ዝተፈላለዩ ናውቲ ሕክምናን ኣፋውስን ብመልክዕ ሓገዝ ንክልል ትግራይ ኣበርኪቱ።
ብተወሳኺ ሃንፅቲ ምግቢታት ከምዝሃበ ተገሊፁ።
ነቲ ሓገዝ ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶ/ር ኣማኑኤል ሃይለ ከመዝተረከብዎ…
ኢትዮጵያ ምስ ጃፓን ንዘለዋ ርክብ ልዑል ቦታ ትህብ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጃፓን ሃያሺ ዮሺማሳ ዘቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ ምስ ጃፓን ንዘለዋ ርክብ ልዑል ቦታ ትህብ ኢሎም።…
ጃፓን ኣብ ክልቲኣዊን ዓለም ለኻዊን ምትሕብባራት ምስ ኢትዮጵያ ንምስራሕ ዘለዋ ቁርፀኝነት ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጃፓን ሃያሺ ዮሺማሳ ሃገሮም ጃፓን ኣብ ክልቲኣዊን ዓለም ለኻዊን ምትሕብባራት ምስ ኢትዮጵያ ንምስራሕ ዘለዋ ቁርፀኝነት ገሊፆም።
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት…