Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ፡፡
ንሰለስተ መዓልቲታት ኣብ ዝፀንሕ ኣኼባ÷ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ጥንኩር ክልተኣዊ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ምኽክር…
ዓድዋ ፍልፍል ጥንካረ መንፈስን ኣርማ ቃልሲን ኣፍሪካዊያን ስለዝኾነ መተኣሳሰሪ ሓድጊና ኢዩ – ግልጋሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓድዋ ብሕብሪ ዝፀንዐት ሃገር ንምፍጣር መሰረት ዘንበረን ሕዚ እውን ኣሰር ወለዶ ብምዃን ምስሊ እዛ ዓባይ ሃገር ዘርኢ ዋና ምዕራፍ ታሪኽና ኢዩ ክብል ግልጋሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ፡፡
እቲ ግልጋሎት ሎሚ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ኢትዮጵያ…
ንምርግጋፅ ዘላቒ ሰላም ፈተናታት ብሓባር ምስዓር ትፅቢት ይግበር-ኣይተ ኣረጋ ከበደ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንምርግጋፅ ዘላቒ ሰላም ፈተናታት ብሓባር ምስዓር ትፅቢት ይግበር ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣረጋ ከበደ ገሊፆም።
ኣብ 20 ከተማታት ክልል ኦሮሚያ፥ “ሕብረ ብሄራዊ ሕውነት ንዘላቒ ሰላምን ኩለ መዳያዊ ምዕባለን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…
ናይ ዳውሮ በዓል ኣልሚዕኻ ንመስሕብ ቱሪዝም ምውዓል ይግባእ-ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ዳውሮ በዓል ዘበን መለወጢ ኣልሚዕኻ ንመስሕብ ቱሪዝም ምውዓል ይግባእ ክብላ ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ገሊፀን።
ናይ ዳራሮ በዓል፥ " ክብሪ ንሓርበኛታት ሓረስቶትና ዳራሮ ንሓድነትና " ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ዲላ ተኸቢሩ።…
ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ንህዝብን መንግስቲን ቻይና ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንህዝብን መንግስቲን ቻይና ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስት ኣብ መልእኽቶም፥ ሓዱሽ ዓመት ንምዕባለን ዓወትን ቻይናዊያን ንክኸውን ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም።
እዋናዊ…
ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸገር ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ጠመተ ዝገበረ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸገር ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ጠመተ ዝገበረ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ፥ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣወሉ ኣብዲ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ጥላሁን ከበደ፣ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል፣…
ዩንቨርስቲ መቐለ ኣብ ሃገራዉን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪካን ዘድሃበ ዓለም ለከ ዋዕላ ሰላም የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ መቐለ ኣብ ሃገራዉን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪካን ዘድሃበ ዓለም ለከ ዋዕላ ሰላም የሳልጥ ኣሎ፡፡
ፕሬዝዳንት ዩንቨርስቲ መቐለ ፋና ሓጎስ(ዶ/ር) ኣብ ብዘስምዖኦ መክፈቲ መደረ መልእክቲ እንኻዕ ደሓን መፃእኹም ንተሳተፍቲ እቲ ዋዕላ ኣመሓላሊፈን፡፡…
“ሰላም ዋሕስ ህንፀት ሃገር ስለዝኾነ ሰላም ንምስባኽ ስለዝመፃኹም ነመስግን” -ሚኒስተር ዴኤታ ሰላም ከረዲን ተዘራ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2016 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ሰላም ዋሕስ ህንፀት ሃገር ስለዝኾነ ሰላም ንምስባኽ ስለዝመፃኹም ነመስግን" ክብሉ ሚኒስተር ዴኤታ ሰላም ከረዲን ተዘራ(ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ሚኒስቴር እዚ ዝበሉ ኣብ ሆቴል ፕላኔት እናተሳለጠ ኣብ ዘሎ ዋዕላ ሰላም እዩ።
ሰላም ኣብ ዘይብሉ…
ኣብ ትግራይ ደገፍ ንዝጠልቡ ወገናት እኽሊን ሃነፅቲ ምግብታትን ይጎዓዓዝ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ደገፍ ንዝጠልቡ ወገናት ለዕሊ 23 ሺሕ ኩንታል እኽሊን ሃነፅቲ ምግብታትን ይጎዓዓዝ ከምዘሎ ኮሚሽን ስግኣት ሓደጋን ኣመራርሓ ኢትዮጵያ ገሊፁ።
እቲ ኮሚሽን ካብ ትማሊ ጀሚሩ ኣብ ድሬዳዋ ካብ ዝርከብ መኽዘን ናብቲ ክልል የጎዓዕዝ…
ኣብ 20 ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 20 ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መድረኽ፥ ‘’ህብረ ብሄራዊ ሕውነት ንዘላቒ ሰላምን ኩለ መዳይ ምዕባለን’’ ዝብልመሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ።
ኣብቲ ዘተ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተፈለላዩ ዛዕባታት…