Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዓለም ለኸ ጉባኤ ኣቕረብቲ መድሓኒት ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግልጋሎት ኣቕራቢ መድሓት ኢትዮጵያ ዘሰናደኦ ሳልሳይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኣቕረብቲ መድሓኒት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ÷ ዓለም ለኸ ኣቕረብቲን ኣፍረይቲን መድሓኒት ኣብ ውሽጢ ሃገር ንኸፍርዩ ዕድል ኢንቨስትመንት ንምፍጣር ዝሕግዝ ኢዩ…
ምስ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብሓባር ንምስራሕ ድሉዋት ኢና – ማሕበር ኣብረርቲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ማሕበር ኣብረርቲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብሓባር ንምስራሕ ድሉዋት ከምዝኾኑ ገሊፆም።
ኣባላት እቲ ማሕበር ኣብ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ልውውጥ ልምዲ ንምግባር ዘኽእል ዑደት ገይሮም።
ኣብ እዋን እቲ ዑደት…
ኢስተርን ኮርፖሬሽን ኣብ ኢትዮጵያ ብተመጣጣኒ ዋጋ ኣባይቲ ክሃንፅ ከምዝደሊ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢስተርን ኮርፖሬሽን ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ብተመጣጣኒ ዋጋ ዘለዎም ኣባይቲ ንምህናፅን ኣብ ዓውዲ ማኑፋክቸሪንግ ንምውፋርን ድሌት ከምዘለዎ ገሊፁ።
ኣብ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ቤት ፅሕፈት ትራንስፎርሜሽን ኣይተ…
ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ጉጅለ ሰብ ሞያ ሰብኣዊ መሰላት ዘውፀኦ ፀብፃብ ውድቂ ገይራቶ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉዳያት ሰብኣዊ መሰላት ንኽምርምር ዝተሰየመ ዓለም ለኸ ጉጅለ ሰብ ሞያ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ መበል 54 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሰባኣዊ መሰል ዘቕረቦ ሪፖርት ኢትዮጵያ ከምዘይትቕበሎ ኣፍሊጣ።
ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ፌዴሪኢ ኣብ ስዊዘርላንድ ጄኔቫ ፀጋኣብ…
ኣብ ከተማ ባህርዳር ሕብረተሰብ ዘሳተፈ መድረኽ ዘተ ሰላም ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ባህርዳር “ኩለመዳያዊ ሰላም ንምህናፅ ርብርብ ኩሉ ኣካል ይሓትት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሕብረተሰብ ዘሳተፈ መድረኽ ዘተ ሰላም ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣካቢ ኮማንድ ፖስት ባህርዳርብ ከባቢኣን ሜጀር ጄኔራል ሙሉኣለም…
9ይ ጉባኤ ማሕበር ኣህጉራዊ ለኸ ቁፅፅር ጣንጡ ዓሶ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንሓሙሽተ መዓልቲ እናተኻየደ ዝፀንሐ 9ይ ጉባኤን ዓውደ ምርኢትን ማሕበር ኣህጉራዊ ለኸ ቁፅፅር ጣንጡ ዓሶ ተዛዚሙ።
እቲ ጉባኤ÷ "ኣብ ህዋሳት ሕማም ዝረአዩ ስግኣታት ክትትልን ቁፅፅርን ምስትኽኻል" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ…
ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኣልጄሪያን ቀጥታ በረራ ኣውሮፕላን ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኣልጄሪያን ንፈለማ እዋን ቀጥታ በረራ ኣውሮፕላን ተገይሩ።
ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣልጀሪያን ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ምስ ሚኒስትር ትራንስፖርት ኣልጄሪያ ዮሴፍ ቸርፋን ዳይሬክተር…
ልዕሊ 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ንዝኾኑ ሰባት ክሕክም ዝኽእል መድሓኒት ዓሶ ተኸፋፊሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ንዝኾኑ ሰባት ክሕክም ዝኽእል መድሓኒት ዓሶ ከምዝተኸፋፈለ ግልጋሎት ኣቕራቢ መድሓኒት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ካብዚ ብተወሳኺ 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ሰባት ክሕክም ዝኽእል መድሓኒት ኣብ መኽዘን…
ኢትዮጵያ ዝድህሰሱ ሓድጊታት ኣብ ዩኔስኮ ብምምዝጋብ ካብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ኮይና
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ 11 ዝድህሰሱ ሓድጊታት ኣብ ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን ውድብ ሕራት መንግስታት (ዩኔስኮ) ብምምዝጋብ ካብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ኮይና።
ኢትዮጵያ ኣብ መበል 45 ጉባኤ ሓድጊ ዓለም ብሄራዊ ፓርክ ጎቦታት ባሌን ባህላዊ ኣቀማምጣ መሬት…
ውሕመ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ጉቴሬዝ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም፡፡
እቲ ዘተ ድማ "ሰላም ፣ምዕባለ፣ ለውጢን ዘላቒነት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ምስ ዝርከብ መበል 78…