Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፖሊስ ፌደራል 7 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ መንፈቕ ዓመት በጀት ዓመት 2016 7 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ገሊፁ፡፡
እቲ ትካል ኣፈፃፅማ ስራሕ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ገምጊሙ፡፡
ምክትል ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ…
ፖሊስ ፌዴራል ገበናት ዕግታን ንምክልኻል እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝፍፀሙ ዝተፈላለዩ ገበናት ዕግታን ንምክልኻል ምስ ትካላት ፀፅታ ብምውዳድ እናሰርሐ ከምዝርከብ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ኮሚሽነር ጄኔራል ፖሊስ ፌደራል ደመላሽ ገብረሚካኤል ምስ ፋና ቴሌቪዥን ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት÷ ምስ ዕግታ…
ኣብ 20 ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ህዝባዊ ምይይጣት ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኩለን ዞባታት ኣብ ዝርከባ 20 ከተማታት ፅባሕ ህዝባዊ ምይይጣት ክካየድ ኢዩ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ጠሚቶም ምስ ሕብረተሰብ ክመያየጡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡
ኣብቶም…
ስነ ስርዓት ምረቓ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ስዒቡ ንተሽከርከርቲ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)3 ለካቲት 2016 ዓ.ም ዝካየድ ስነ ስርዓት ምረቓ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ስዒቡ ኣብቲ ዕለት ካብ ሰዓት 6 ጀሚሮም ንተሽከርከርቲ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ኮይኖም።
ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣበባ ካብ 3…
ኣብ ትግራይ ካብ 4 ለካቲት ጀሚሩ ን20 መዓልቲ ዝፀንሕ ነፃ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ብብርኪ ክልል ካብ 4 ለካቲት 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ን20 መዓልቲ ዝፀንሕ ነፃ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ከምዝካየድ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።
"ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ንዘላቒ ቁጠባዊ…
ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ዳግመ ህንፀትን ኣፈፃፅማ ስምምዕነት ሰላምን ክልል ትግራይ ዝጠመተ ገምጋም የሳልጡ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ስራሕ ካብ ዝጅምር ንነዘ ዝነበርዎ ስራሕቲን ምምሕያሻትን ብዕምቆት ምግምጋም ጀሚሮም።
እቲ ብላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ዝግበር ዝረብሕ ገምጋም ኣብ ድህረ ጎንፂ…
ወታደራዊ ዩኒቨርሲቲታት ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ብሓባር ክሰርሑሉ ኣብ ዝኽእሉ ኩነታት ጠሚቶም ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣምባሳደር ፓኪስታን ኣብ ኢትዮጵያ ኣቲፍ ሻሪፍ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ኮማንዳንት ዩኒቨርሲቲ ምክልኻል ኢትዮጵያ ብርጋዲየር ጄኔራል ከበደ ረጋሳ ተዛቲዮም፡፡
እቲ ዘተ ኣብ ርክብን ሓበራዊ ረብሓን ትካላት ክልቲአን ሃገራት ኣብ ምትሕብባር ዘድሀበ…
ኣባል ፓርቲ ብልፅግና እንተይኮኑ ንከገልግሉ ዕድል ምሃብ ረብሓ ሃገር ምቕዳም ኢዩ-ኣባላት ባይቶ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ፓርቲ ብልፅግና እንተይኮኑ ንከገልግሉ ዕድል ምሃብ ረብሓ ሃገር ምቕዳም ኢዩ ክብሉ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ገሊፆም።
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼብኡ፥ ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፣ ኣምባሳደር…
ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ቅልውላው ንዘጋጠሞም ወገናት ልዕሊ 67 ሚልየን ብር ደገፍ ለጊሱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ ዝተመርሐ ጉጅለ ሉኡኽ እቲ ቤት ምኽሪ ናብ መቐለ ብምኻድ ኣብ ከቢድ ሰብኣዊ ቅልውላው ንዝርከቡ ወገናት ዝኸውን ሓገዝ ኣበርኪቱ።
ብመሰረት እዚ ብሰንኪ እቲ ዝነበረ…
ኣምባሳደር ሬዲዋን ሑሴን ዋና ዳይሬክተር ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ብምዃን ተሸይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተፈላለዩ ሹመታት ሂቦም።
ብመሰረት እዚ፥ ኣምባሳደር ሬዲዋን ሑሴን ዋና ዳይሬክተር ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ብምዃን ተሸይሞም።
ብተወሳኺ ትዕግስት ሃሚድ ዋና ዳይሬክተር ኢንፎርሜሽንን መርበብ…