Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ከተማ ሸገር ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 6 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብምምሕዳር ከተማ ሸገር ክፍለ ከተማ ገፈርሳ ጉጄ ከባቢ ገፈርሳ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 6 ሰባት ምሕላፉ ፖሊስ ኣፍሊጡ።
ህይወቶም ካብ ዝሓለፉ ሰባት ብተወሳኺ ኣብ ልዕሊ ትሽዓተ ሰባት ከቢድን ቀለልን ጉድኣት ከመዘጋጠመ መምርሒ ፖሊስ ዲቪዥን…
ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ኢንዱስትሪታት መዋእለ ንዋይ ንምፍሳስ ንዝደልዩ ኩሎም ምቹው ኩነታ እናፈጠረት ትርከብ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ኢንዱስትሪታት መዋእለ ንዋይ ንምፍሳስ ንዝደልዩ ኩሎም ምቹው ኩነታ እናፈጠረት ከምትርከብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጃይ ባንጋ ብምዃን ኣብ ውሽጢ…
ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ሓበራዊ ርድኢት ብምፍጣር ዝተጀመረ ከይዲ ሰላም ንኽጠናኸር ምስራሕ ይግባእ – ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ሰላምን ፀፅታን ሓበራዊ ርድኢት ብምፍጣር ዝተጀመረ ከይዲ ሰላምን ልምዓትን ንኽጠናኸር ምስራሕ ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር)÷ ካብ ኩለን ዞባታት ክልል ኣምሓራ…
ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ከይዲ ምሃብ ፈተና 12 ክፍሊ ተፈጥሮ ሳይንስ ተዓዚቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት ከይዲ ኣወሃህባ ፈተና 12 ክፍሊ ተፈጥሮ ሳይንስ ተዘዋዊሮም ተዓዚቦም።
እቶም ሚኒስትር÷ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባ፣ ዩኒቨርሲቲ ሲቪል ሰርቪስን ኢንስቲትዩት…
ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቦሌ ለሚ ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጃይ ባንጋ ብምዃን ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቦሌ ለሚ 2 ዑደት ኣሳሊጦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ ብሓገዝ ባንኪ ዓለም ዝተሃነፀ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቦሌ ለሚ 2 ሓፈሻዊ ምንቅስቓስ…
ኣሸንዳ፤ ማርያ፤ ዓይኒዋሪ ክብሪታቱ ብዝሓለወ መልክዑ ንምኽባር ምድላው ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኣሸንዳ፤ ማርያ፤ ዓይኒዋሪ ባህላዊን ሃይማኖታዊን ክብርታቱ ብዝሓለወ መልክዑ ንምኽባር ምድላዋት እናተወገነ ምዃኑ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።
እቲ በዓል÷ "በዓል ኣሸንዳ ንሰላምን ንሕውየትን "ብዝብል መሪሕ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ውፅኢት ፈተና 6ይ ክፍሊ 2015 ዓ.ም ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንፈለማ እዋን ብመሰረት ሓዱሽ ስርዓተ ትምህርቲ ዝተውሃበ ፈተና 6ይ ክፍሊ 2015 ዓ.ም ውፅኢት ዕላዊ ኮይኑ።
ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘላለም ሙላቱ (ዶ/ር) ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2015…
ሃገር ለኸ ፈተና ተፈጥሮ ሳይንስ 12 ክፍሊ ምሃብ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ፈተና ተፈጥሮ ሳይንስ 12 ክፍሊ ኣብ ኩለን ናይ መንግስቲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ምሃብ ተጀሚሩ፡፡
ሎሚ ዕለት ተፈተንቲ ተምሃሮ ተፈጥሮ ሳይንስ 12 ክፍሊ ተፈታኝ ፈተናኦም እናወሰዱ ከምዝርከቡ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ፡፡…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) መስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጃይ ባንጋ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) መስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጃይ ባንጋ ዘቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትርን ልኡኾምን ኣብ ዝገተገበረ ክልቲኣዊ ዘተ ብሓፈሻ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ሃገር ቦቆል ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ዝጠመተ መብርሂ ሂቦም።
ቀዳማይ…
ምሕዝነት ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ሓበራዊ ተረባሕነት ብዘጠናኽር መልክዑ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮንን
ኣዲስ ኣበባ፤ 24 ሓምለ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሕዝነት ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ሓበራዊ ተረባሕነት ክልቲን ሃገራት ብዘጠናኽር መልክዑ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም።
ራብዓይ ኣኼባ ሓበራዊ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ደቡብ ኣፍሪካ…