Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ዝሓለፈ ክረምቲ ካብ ዝተተኸሉ ፈልሲታት 85 ሚኢታዊ ዝኾኑ ከምዝፀደቑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2015 ዓ. ም እዋን ክረምቲ ካብ ሞንጎ ዝተተኸሉ ፈልሲታት 85 ሚኢታዊ ዝኾኑ ከምዝፀደቑ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ።
ኣብ እዋን ክረምቲ 2015 ዓ.ም ካብ ዝተተኸሉ ፈልሲታት እቶም 57 ሚኢታዊ ንጥሙር ደኒን ፍረምረን ዝውዕሉ ፈለሲታት ዝተረፉ…
ብመስኖ ዝተደገፈ ስራሕቲ ሆርቲካልቸር ንምውጋን ዝተገበረ ፃዕሪ ዝነኣድ ውፅኢት የምፅእ ኣሎ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመስኖ ዝተደገፈን ፍርያቱ ዝዓዘዘን ስራሕ ሆርቲካልቸር ንምውጋን ዝተገበረ ፃዕሪ ዝነኣድ ውፅኢት እናርአየ ከምዝርከብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ “ትልሚ ልምዓት ዓሰርተ ዓመት ፍርያት ፍረምረን…
ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) በዓል ልደት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) በዓል ልደት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም፥ ብዓል ልደት ፈረንጂ ንዘኽብሩ ኩሎም ኢዮም ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም።
ኣብ…
ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ፀፅታ ምስ ሰብ ዋና ሜትር ታክሲ ዘቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ፀፅታ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝሰርሑ ሰብ ዋና ሜትር ታክሲ ዘቲዩ።
ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ ሚካኤል፥ ጉዳይ ሰላም ናይ ኩሉ ኢዩ ኢሎም።
ስለዝኾነ እቶም መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ጎኒ…
ኣብ ቱሪዝም እናተርኣዩ ዝርከቡ ምንቅስቓሳት ዘፈር ውልቀ ዘነቓቕሑ ኢዮም – ፍጹም ኣሰፋ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቱሪዝም እናተርኣዩ ዝርከቡ ምንቅስቓሳት ዘፈር ውልቀ ዘነቓቕሑ ከምዝኾኑ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ገሊፀን።
ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ንምረቓ ዝበቕዐ ዳና ሎጅ ሓርማዝ ጨበራ ኣመልኪተን ከምዝበለኦ÷ ኢትዮጵያ ዓሚቕ ሃፍቲ…
በዓል ዓወት ዓድዋ ቐፃልነት ዘለዎ መስሕብ ቱሪዝምን ቁጠባዊ ዕብየትን ትግራይ ብዘረጋግፅ ክኽበር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ዘበን ዝኽበር መበል 128 ዓመት ዝኽሪ ታሪኻዊ በዓል ዓወት ዓድዋ፥ “ቱሪዝም ትግራይ ከመይ ነላልይ” ኣብ ዝብል ዛዕባ መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ።
እቲ መድረኽ፥ ብምትሕብባር ቢሮ ባህልን ቱሪዝም ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ምምሕዳር ከተማ…
ህንፀት ኣርባዕተ ፕሮጀክታት መስኖ ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተትሓዘ ወርሒ ታሕሳስ ህንፀት ኣርባዕተ ፕሮጀክታት መስኖ ከምዝጅመር ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣፍሊጡ።
ፈፃሚ ስራሕ ርክብ ህዝቢን ኮሙኒኬሽንን እቲ ሚኒስቴር ኣይ ብዙነህ ቶልቻ ከምዝበሉዎ፥ እቶም ፕሮጀክታት መስኖ ኣብ ክልላት ኦሮሚያ፣…
ኮሚሽን ምኽክር ኣብ እስያ፣ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ተዛቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃራዊ ኮሚሽን ምኽክር ኢትዮጵያ ኣብ እስያ፣ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያን ብመርበብ ሓበሬታ ተዛቲዩ።
ኣብ እስያ፣ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣ ከይዲ…
እናተተግበሩ ዝርከቡ ፕሮጀክታት ሓይሊ ሓሳብ ወሳኒ ከምዝኾነ ትምህርቲ ዝውሰዶም ኢዮም – ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ እናተተግበሩ ዝርከቡ ፕሮጀክታት ሓይሊ ሓሳብ ወሳኒ ከምዝኾነ ትምህርቲ ዝውሰዶም ከምዝኾኑ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈትን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣካል…
ጥቁር ኣንበሳ ምርኢት ኣየር ኢትዮጵያ ብራንድ ዓለም ለኸ ምርኢት ኣየር ኮይኑ ክቕፅል ኢዩ – ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 88 ኣከባብራ በዓል መዓልቲ ምስረታ ሓይሊ ኣየር "ጥቁር ኣንበሳ" ብዝብል ዝተኻየደ ምርኢት ኣየር ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብራንድ ዓለም ለኸ ምርኢት ኣየር ብምዃን ከምዝቕፅል ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ ገሊፆም።…