Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኢትዮጵያን ካብ ሸመታ ናብ ኣፍራይነት ንምሽግጋር ኩሉ ሰብ ክረባረብ ይግባእ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተተካእቲ ፍሪያታት ብምፍራይ ኢትዮጵያን ካብ ሸመታ ናብ ኣፍራይነት ንምሽግጋር ኩሉ ሰብ ክረባረብ ይግባእ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ቤት ዕዮ 4 ጳጉሜን ዝኽበር ዘሎ መዓልቲ ኣፍራያይነት ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ዘመሓላለፎ…

ኣብ ኣፍሪካ ፍትሓዊ ተረባሕነት ዜጋታት ብምርግጋፅ ዘላቒ ሰላም ንምዕሳል ሃገራት ብሓባር ክሰርሓ ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ፍትሓዊ ተረባሕነት ዜጋታት ብምርግጋፅ ዘላቒ ሰላም ንምዕሳል ሃገራት ብሓባር ክሰርሓ ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ላዕለዋይ ኮሚሽን ቤት ፅሕፈት ሰብኣዊ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) መዓልቲ ወለንታዊነት ምኽኒያት ብምግባር መኣዲ ኣንጊዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር  ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) መዓልቲ ወለንታዊነት ምኽኒያት ብምግባር መኣዲ ኣንጊዶም። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ንዘዕብዮም ህፃናትን 250 ትሑት መሃያ ንዝኽፈሉ ሰራሕተኛታትን መኣዲ ኣንጊዶም። “ወለንታውነት ንሃገር” ብዝብል…

ወተሃደራዊ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ተጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወተሃደራዊ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ተጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ጉጅለ ልኡኾም ብምዃን ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝነበሮም ዑደት ስራሕ…

ኢትዮ ቴሌኮም ንመናእሰይ ፈጠርቲ ስራሕ ተንቀሳቐስቲ ሹቓት ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም መዓልቲ ወለንታዊነት ምኽንያት ብምግባር ንመናእሰይ ፈጠርቲ ስራሕ ተንቀሳቐስቲ ሹቓት ኣበርኪቱ። ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ኩባኒያን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ…

ብ1 ነጥቢ 7 ሚልየን ብር ዝተዓደገ ፊኖን ዘይቲ ብልዕን ን450 ተመዛበልቲ ኣዴታት ተኸፋፊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ወንጌላውያን ኣብያተ ክርስትያን ኢትዮጵያ  ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ብ1 ነጥቢ 7 ሚልየን ብር ዝተዓደገ ፊኖን ዘይቲ ብልዕን ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ ንዘለዋ 450 ተመዛበልቲ ኣዴታት ደገፍ ገይሩ። እተን ሓገዝ ዝተውሃበን ኣዴታት…

ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ን50 ሰራሕተኛታት ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ምስ ማሕበር መናእሰይ ማእኸል ምርምር ብምዃን ን50 ሰራሕተኛታት ንዓመት በዓል ዝኸውን ደገፍ ገይሩ። ሎሚ ብብርኪ ሃገር “ወለንታዊነት ንሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝኽበር ዘሎ መዓልቲ ወለንታዊነት ኣብ ሚኒስቴር…

ወለንታ ካብ ዘይነፅፍ እሴት ሰናይ ተግባር ዝቕዳሕ ስቕ ኢሉ ብናፃ ዝወሃብ ኢዩ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወለንታ ካብ ዘይነፅፍ እሴት ሰናይ ተግባር ዝቕዳሕ ስቕ ኢሉ ብናፃ ዝወሃብ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ÷ 3 ጳጉሜን መዓልቲ ወለንታዊነት ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእቲ÷ “ወለንታ መለክዒ…

ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ቃልሲ ፀረ ግዕዝይና ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝኽእላሉ ኩነታት ልዝብ ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር  ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ፌዴራል ሳሙኤል ኡርቃቶ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ሽን ከንሚን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ቃልሲ ፀረ ግዕዝይና ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝኽእላሉ…

ወለንታዊነት ዕለታዊ እናተግበርናዮ ክንነብር ዝግባእ ጉዳይ ኢዩ – ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወለንታዊነት ዕለታዊ እናተግበርናዮ ክንነብር ዝግባእ ጉዳይ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም ገሊፆም። መዓልቲ ወለንታዊነት 'ወለንታዊነት ንሃገር' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ብብርኪ ሃገር እናተኸበረ ይርከብ።…