Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ሉኣላዊነት ምግቢ ንምዕዋት ንገብሮ ጉዕዞ ክንቅፅል ኢና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉኣላዊነት ምግቢ ንምዕዋት ንገብሮ ጉዕዞ ክንቅፅል ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ብትካል ምግቢን ሕርሻን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ሮም ጣልያን ዝተሰናደአ ክብረ በዓል ዝኸበረ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ዝኸበረ ሜዳልያ ኣግሪኮላ ፋኦ ተሸሊሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብትካል ምግቢን ሕርሻን ሕቡራት መንግስታት ኣብ ጣሊያን ሮም ኣብ ዝተሰናደአ ክብረ በዓል ዝኸበረ ሜዳልያ ኣግሪኮላ ፋኦ ተሸሊሞም። እቲ ሽልማት÷ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ውሕስና ምግቢን ዝተመጣጠነ…

ፋና ኣብ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶታት ዘለዎ ተበፃሕነት ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ሓገዝ ቴክኖሎጂ ክገብር ኢዩ – ወርቁ ጋቸና…

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፋና ኣብ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶታት ዘለዎ ተበፃሕነት ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ሓገዝ ቴክኖሎጂ ከምዝገብር ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ወርቁ ጋቸና (ኢ/ር) ገሊፆም፡፡ ፋና…

በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ናይ ሕሶት ሓበሬታን ናይ ፅልኢት ዘረባን ንምምካት ምስ ፋና ተዋዲዱ ክሰርሕ ኢዩ – ኣይተ መሓመድ እድሪስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ናይ ሕሶት ሓበሬታን ናይ ፅልኢት ዘረባን ንምምካት ምስ ፋና ተዋዲዱ ከምዝሰርሕ ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ኣይተ መሓመድ እድሪስ ገሊፆም፡፡ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘህነፀ ሓዱሽ ዘመናዊ ስቱዲዮ ፋና ላምሮት ሎሚ…

ፋና ኣብ ሞንጎ ህዝቢታ ሰላምን ዴሞክራሲን ንኸዓስል ሃናፂ ግደ እናተዋፀአ ይርከብ – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፋና ኣብ ሞንጎ ህዝቢታ ሰላምን ዴሞክራሲን ንኸዓስል ሃናፂ ግደ እናተዋፀአ ከምዝርከብ ሚኒስትር ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገፆም፡፡ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘህነፀ ሓዱሽ ዘመናዊ ስቱዲዮ ፋና…

ፋና ብቐጥታ ምስ ሃገርና ህዝቢናን ዝራኸብ ስራሕ ሒዙ ክቕፅል እዩ – ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2016 ( ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፋና ብቐጥታ ምስ ሃገርና ህዝቢናን ዝራኸብ ስራሕ ሒዙ ክቕፅል እዩ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው ተዛሪቦም፡፡ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘህነፆ ሓዱሽ ዘበናዊ ስቱዲዮ ፋና ላምሮት የመርቕ ኣሎ፡፡ ኣብቲ…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘሕነፆ ስቱዲዮ ፋና ላምሮት የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘሕነፆ ስቱዲዮ ፋና ላምሮት የመርቕ ኣሎ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣመራርሓ ቦርድ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ሓ.ማን ካልኦት ፃውዒ ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም።…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ኩባ ሳልቫዶር ቫልዴስ ሜሳ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ኩባ ሳልቫዶር ቫልዴስ ሜሳ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ክልቲኣዊ ምትሕብባርን ሕውነትን እተን ሃገራት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብዛዕባ…

ክልላት ጋምቤላን ሲዳማን ኣብ ሙዚየም ዝክረ ዓወት ዓድዋ ዝቕመጡ ሓድግታት ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልላት ጋምቤላን ሲዳማን ኣብ ሙዚየም ዝክረ ዓወት ዓድዋ ዝቕመጡ ሓድግታት ሎሚ ንምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ለጊሶም። እቶም ሓድግታት ዘረከቡ ክልላት ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ከንቲባን ጉዳያት ካቢኔን ኣይተ ጥላሁን ወርቁ ተረኪቦም። ኣይተ ጥላሁን፥ እቶም…

ኣብ መቐለ መንደር ሚዘር 70 ካሬን ከባቢኡን ብልዕሊ 1.1 ቢሊየን ብር ዝርግሐ መስመር ማይ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቐለ መንደር ሚዘር 70 ካሬን ከባቢኡን ብልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ዝርግሐ መስመር ማይ ከምዝካየድ ተገሊፁ። ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ ኣብቲ ከባቢ ዘሎ መሰረታዊ ፀገም ማይ ንምፍታሕ ዘኽእል ውዕል ምስ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ…