Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ክልል ኣምሓራ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልል ኣምሓራ 6ይ ዙር፣ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 6ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ።
ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ክሳብ 14 ሓምለ 2015 ዓ.ም ከመርዝካየድ ተገሊፁ።
ኣፈጉ ባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ ፋንቱ…
ግልጋሎት ትልሚ ስድራ ተበፃሒ ንምግባር ዘኽእል ስምምዕነት 36 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ግልጋሎት ትልሚ ስድራ ተበፃሒ ንምግባር ዘኽእል ስምምዕነት ተወሳኺ በጀት 36 ሚሊየን ዶላር ኣብ ሞንጎ መንግስቲን መሓዙት ኣካላትን ተፈሪሙ።
እቲ ስምምዕነት÷ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ…
ማእኸል መሐገዚ ኣረጋውያን፣ ሕሙማት ኣእምሮን ህፃናትን ፍሬምናጦስ ቁፅሪ ተደገፍቱ ልዕሊ 3 ሺሕ ንምብፃሕ ይሰርሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከብ ማእኸል መሐገዚ ኣረጋውያን፣ ሕሙማት ኣእምሮን ህፃናትን ፍሬምናጦስ ቁፅሪ ድጋፍ ዝገብረሎም ክፋላት ማሕበረሰብ ልዕሊ 3 ሺሕ ንምብፃሕ ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፁ።
ነዚ ዝኸውን ቦታ ከምዝተረከበ እውን ሓቢሩ።
መስራቲን ኣካያዲ…
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንዓቕመ ደካማታት 133 ቁልፊ መንበሪ ኣረኪበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታ ሰብ ውዕለታ ሃገር፣ ንዓቕመ ደካማታትን ጉዱኣት ኣካልን ነበርቲ 133 ቁልፊ መንበሪ ኣረኪበን።
እተን ከንቲባ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ርኽክብ ከምዝሓበረኦ÷ እቶም…
መንግስቲ ቱርኪ ኣብ ዳግመ ህንፀት ትግራይ ክሰርሕ ኢዩ-ኣምባሳደር ባርክ ባራን
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብኣምባሳደር ቱርክ ኣብ ኢትዮጵያ ባርክ ባራን ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ሉኡኽ ዘቲዮም።
እቲ ዘተ ኣብ ኢኮኖሚያዊ፣ ማሕበራዊን ፓሎቲካዊን ጉዳያት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
ድሕሪ…
ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ ዓለም ለኸ ትካል ስራሕ ብሓባር ንምስራሕ ተፈራሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ ዓለም ለኸ ትካል ስራሕ ኣብ መምርሒ ምቹው ዕድል ስራሕ ምፍጣርን ተተሓሓዝቲ ጉዳያትን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ።
ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን፥ እቲ…
ኢትዮ ቴሌኮም 75 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ኣታዊ ምርካቢ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም 203 ግልጋሎታት ብምቕራብ 75 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ኣታዊ ምርካቢ ኣፍሊጡ።
ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ÷ ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ኢትዮ ቴሌኮም ኣመልኪተን መብርሂ ሂበን፡፡
ኣብ መብርሂአን…
ንሰብ ሞያ ሚዲያ ትግራይ ኣብ ምክልኻል ምውዛዕ ሱኑዕ ሓበሬታ ዝጠመተ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰብ ሞያ ሚዲያን ኣንቃሕቲ ማሕበረሰብን ክልል ትግራይ ኣብ ምክልኻል ምውዛዕ ሱኑዕ ሓበሬታ ዝጠመተ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ።
እቲ ስልጠና ምጥንኻር ዓቕሚ ሚድያ እውን ትኹረት ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ብምትሕብባር ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሚዩኒኬሽን…
ባህሊ ምክንኻን ተፈጥሮ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ኣብ ካልኦት ከባቢታት እውን ክልመድ ኣለዎ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባህሊ ምክንኻን ተፈጥሮ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ኣብ ካልኦት ከባቢታት እውን ክልመድ ኣለዎ ክብሉ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር÷ ትማሊ ኣብ ዞባ ካፋ ወረዳ ጊምቦ ብምርካብ ኣብ ሓንቲ…
ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ።
ዋና ኣፈ ጉባኤ እቲ ክልል ወንድሙ ኩርታ፥ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝሓለፈ ባጀት ዓመት ብዙሓት ስራሕቲ ከምዝሰርሐ ተዛሪቦም።
ብመሰረት ብሕገ መንግስቲ ዝተውሃቦ ስልጣን…