Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
75 ኢትዮጵያውያን ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 75 ኢትዮጵያውያን ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ኣብታ ሃገር ምስ ዘሎ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ብምትሕብባር እቶም ዜጋታት ናብ ሃገሮም ከምዝመለሶም ተገሊፁ።
መገዲ ጅቡቲ-የመን…
ሮማኒያ ምስ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘለዋ ምትሕብባር ምጥንኻር ከምእትደሊ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሮማኒያ ምስ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘለዋ ምትሕብባር ምጥንኻር ከምእትደሊ ገሊፃ።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደር ሮማኒያ ሪፐብሊክ ኣብ ኢትዮጵያ ጁሊያ ፓታኪ ዘቲዮም።
ኣምባሳደር ምስጋኑ፥…
ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድሊዮም ወገናት ደገፍ ንምግባር ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድሊዮም ወገናት ደገፍ ንምግባር ይስራሕ ከምዘሎ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
ሚኒስትር ዴኤታ ሰላማዊት ካሳ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ዘጋጠመ ሕፅረት ዝናብ ስዒቡ ብፍላይ ቅድመ ሐዚ ብድርቂ ተጎዲኦም ዝነበሩ…
ንኣገልግሎት መገዲ ኣየር ብኤም ፔሳ ሳፈሪኮም ክፍሊት ምፍፃም ዘኽእል ኣማራፂ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣገልግሎት መገዲ ኣየር ብኤም ፔሳ ሳፈሪኮም ክፍሊት ምፍፃም ዘኽእል ኣማራፂ ዕላዊ ኮይኑ።
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ሳፋሪኮም ኢትዮጵያን ነቲ ሓዱሽ ኣማራፂ ኣፋሊጦም።
ዓማዊል ነቲ ኣገልግሎት ንምርካብ ኣብ ዘለውዎ ብምዃን ክፍሊት ክፍፅሙ ዘኽእል…
ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምትእንጋድ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ይግበር ኣሎ-መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ንዝሳለጥ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምትእንጋድ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ይግበር ኣሎ ክብላ ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ገሊፀን።
እተን ሚኒስትር ዴኤታ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ እቲ ጉባኤ ኣብ ኣዲስ…
ነበር ተዋጋእቲ ብዘላቕነት እግሪ ንምትካል ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ደገፍ ዓውዲ ውልቀ ወሳኒ ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ተዋጋእቲ ብዘላቕነት እግሪ ንምትካል ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ደገፍ ዓውዲ ውልቀ ወሳኒ ኢዩ ክብል ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ገሊፆም።
ቤት ምኽሪ ንግዲን ዓውዲ ማሕበራትን ምስቲ ኮሚሽን ብምትሕብባር ዘዳለዎ መድረኽ ዘተ…
መሰረታዊ ዓቕሚ ምርግጋፅ ዳግመ ሕውየት ትግራይ ባዕልና ኢና-ሌ/ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሳኤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈርን ማሕበራትን ትግራይ " ግደ ፋይናንስ ንምዕባለ ኢኮኖሚ ትግራይ"ብዝብል መራሒ ሓሳብ ኣብ ከተማ መቐለ ዋዕላ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ዋዕላ ዝተረኸቡ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌተናል ጀነራል ፃድቃን…
ኢትዮጵያ ዘላትሉ ኩነታት ብንቕሓት ዝሰርሕ ዲፕሎማሲ የድሊ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘላትሉ እዋናዊ ኩነታት ብንቕሓት ዝሰርሕ ዲፕሎማሲ የድሊ ክብሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም(ዶ/ር) ገሊፆም።
ኣምባሳደር መለስ (ዶ/ር) ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ ብመትከል ሂብካ ምቕባልን ሓበራዊ…
መበል ሻምናይ ከተማዊ ፌስቲቫን ንባብ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻምናይ ከተማዊ ፌስቲቫን ንባብ ኣብ ሙዚዬም ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።
እቲ ፌስቲቫል፥ “ኣንባቢ ትውልዲ ንምዕባለ ሃገር” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ።
ንተኸታተልቲ ሓሙሽተ መዓልታት ከምዝፀንሕ ኣብ ቢሮ ባህሊ፣ ኪነ ጥበብን…
ብልዕሊ 730 ሚሊየን ብር ስራሕቲ ምምሕያሽ ናብራ ዜጋታት ከምዝተኻየደ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልዕሊ 730 ሚሊየን ብር ስራሕቲ ምምሕያሽ ናብራ ዜጋታትን ሓገዝ ገንዘብን ከምዝተገበረ ከምዝተኻየደ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ገሊፁ።
ብፃዕሪ መንግስቲ ካብ ወርሒ መጋቢት 2014 ዓ.ም ክሳብ መጋቢት 2015 ዓ.ም 133 ሺሕን 103…