Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ካብ 3 ክሳብ 5 ጳጉመን ዝፀንሕ ብሄራዊ መርሃ ግብሪ ፀሎትን ንስሃን ከምዘዳለወ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ካብ 3 ክሳብ 5 ጳጉመን 20015 ዓ.ም ዝፀንሕ ብሄራዊ መርሃ ግብሪ ፀሎትን ንስሃን ከምዘዳለወ ኣፍሊጡ።
እቲ መርሃ ግብሪ፥ “ፅልኢ ዝረሓቐሉ ፍቕሪን ብሩህ ተስፋን ዝረኣየሉ ሓዱሽ ዓመት ንቀበል” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ…
መርማሪ ቦርድ አፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ መምርሒ ቤት ህንፀት ምምሕዳር ከተማ ባህርዳር ዝርከቡ ተጠርጠርቲ ተመልኪቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት መርማሪ ቦርድ አፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ መምርሒ ቤት ህንፀት ምምሕዳር ከተማ ባህርዳር ኣብ ዝርከቡ ተጠርጠርቲ ዑደት ኣካይዶም።
እቲ መርማሪ ቦርድ÷ ምስ ተጠርጠርቲ ልዝብ ምግባር ሓዊሱ መዕረፊ ቦታ ተጠርጠርቲ ተመልኪቱ።
ኣብቲ…
ትካል ዕቋርን ልቓሕን ፋና መናእሰይ ኣብ ዝቕፅል ዓመት 1 ነጥቢ 3 ቢልየን ብር ልቓሕ ክህብ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ዕቋርን ልቓሕን ፋና መናእሰይ ኣብ 2016 በጀት ዓመት 1 ነጥቢ 3 ቢልየን ብር ልቓሕ ንምሃብ መደብ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ።
እቲ ትካል ዕቋርን ልቓሕን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ኣብ ዝሓለፉ ወርሒ ሓምለን ነሓሰን 2015…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ 1 ሺሕን 686 ኣባይቲ ዓቕሚ ንዘይብሎምን ሰብ ውዕለታ ሃገርን ተዋሂቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ 1 ሺሕን 686 ኣባይቲ ዓቕሚ ንዘይብሎምን ሰብ ውዕለታ ሃገርን ኣረኪቡ።
ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ እቶም ኣባይቲ ደረጀኦም ዝሓለዉን ናውቲታት ግልጋሎት ዝተማለአሎምን…
ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዑደት ስራሕ ይገብሩ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፌዲሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ይገብሩ ኣለዉ።
ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ÷ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ደቡብ ኣፍሪካ ሩድዛኒ ማፕህዋንያ ብዘቕረቡሎም ዕድመ…
ውድድር ምህዞን ፈጠራን መዳይብ፥ ኣብ ትግራይ ተበቲኑ ዘሎ ዓቕሚ ብምውዳድ ናብ ዝለዓለ ብርኪ ዘሰጋግር እዩ- ሌ/ጀነራል ፃድቃን
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምትሕብባር ዝተፈላለያ ትካላት ዝሰናዳእ ውድድር ስራሕ ምህዞን ፈጠራን መዳይብ ናብ ዝሓሸ ብርኪ ብምስግጋር ኣብ ዝሓፀረ እዋን ክልል ትግራይ ንምልዋጥ መንግስታውን ዘይመንግስታውን ትካላት ብፂሒቶም ንከበርክቱ ዝዓለመ መድረኽ ተሳሊጡ።
ኣብቲ መድረኽ…
ጉጅለ ሕክምና ኲዌት ኣብ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ኮሌጅ ሕክምና ሚሊኒየም ኣገልግሎት ይህብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ሕክምና ኲዌት ኣብ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ኮሌጅ ሕክምና ሚሊኒየም ኣገልግሎት ይህብ ኣሎ።
እቲ ኣገልግሎት ሕክምና ንሓሙሽተ መዓልታት ዝፀንሕ እንትኸውን ናፃ መጥባሕቲ ሕክምና ዝወሃበሉ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
በዚ ድማ ኣስታት 200 ሰባት…
ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ እዋን ጳጉሜን ኣሉታዊ ድባብ ምቕያር ዘኽእል ናይ ምርድዳእ ስራሕ ክስራሕ ኢዩ-ኣይተ ኣረጋ ከበደ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ እዋን ጳጉሜን ኣሉታዊ ድባብ ምቕያር ዘኽእል ናይ ምርድዳእ ስራሕ ክስራሕ ኢዩ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣረጋ ከበደ ገሊፆም።
“ጳጉሜን ንኢትዮጵያ” ብዝብል ሃገራዊ ጎስጓስ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ሞያዊያንን…
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ፍሪያት ልምዓት ሃፍቲ እንስሳት ክብ ንምባል ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ 2016 ዓ.ም 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሰብ ስራሕ ምድቓል እንስሳት ብምክያድ ፍሪያት ልምዓት ሃፍቲ እንስሳት ክብ ንምባል ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ።
ኣብቲ ክልል ወረዳ ሌሙን ቢልቢሎን መጀመሪ መርሃ ግብሪ መመሓየሺ ዘርኢ እንስሳት…
ፎረም ኢንተርፕራይዛት ኣናእሽቱን ማእኸለዎትን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ካልኣይ ፎረም ኢንተርፕራይዛት ኣናእሽቱን ማእኸለዎትን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ፎረም ብዲፓርትመንት ኢኮኖሚ፣ ንግድን ቱሪዝምን ሕብረት ኣፍሪካ ኢዩ ተሰናዲኡ።
ብፍላይ ኣብ ጀመርቲ ፈጠርቲ ስራሕ መናእሰይ…